52
ሥርዓተ ቅዳሴ በስመ Aወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ Aሐዱ Aምላክ፡ Aሜን። Eመጽሓፍ ሥርዓተ ቅዳሴ ተስጥዎብጽርየት ተሓቲሙ ንበዓላትን ንሰንበታትን ምስ ስብከቱ ዝተዳለወ መጽሓፍ Iዩ።

A5-inTable2 Final with mahletdebresahl.com/docs/A5-inTable2_Final__with_mahlet.pdf · ፴ ሕዝቢ፡ 30 ተወከፍ መባoሙ ለaኀው፡ ወተወከፍ መባoን ለaኃት፡

  • Upload
    others

  • View
    22

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    በስመ Aብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ Aሐዱ Aምላክ፡ Aሜን።

    Eዚ መጽሓፍ ሥርዓተ ቅዳሴ ተስጥዎ፡ ብጽርየት ተሓቲሙ ንበዓላትን ንሰንበታትን ምስ ስብከቱ ዝተዳለወ መጽሓፍ Iዩ።

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    AAትብ ገጽየ ወኵለንታየ በትEምርተ መስቀል።

    በስመ ኣብ፣

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ በቅድስት ሥላሴ Eንዘ AAምን ወEትመኃፀን Eክሕደከ ሰይጣን በቅድመ ዛቲ Eምየ ቅድስት ቤተ ክርስትያን Eንተ ይEቲ ስምEየ ማርያም ጽዮን ለዓለመ ዓለም።

    ነኣኵተከ EግዚO፣

    ነAኵተከ EግዚO ወንሴብሐከ። ንባርከከ EግዚO ወንትAመነከ ንስEለከ EግዚO ወናስተበቊዓከ። ንገኒ ለከ EግዚO ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ። ንሰግድ ለከ O ዘለከ ይሰግድ ኵሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኵሉ ልሳን። Aንተ ውEቱ ኣምላከ ኣማልክት፣ ወEግዚA ኣጋEዝት፣ ወንጉሠ ነገሥት፣ ኣምላክ Aንተ ለኵሉ ዘሥጋ ወለኵላ ዘለፍስ፣ ወንጼውAከ በከመ መሀረነ ቅዱስ ወልድከ Eንዘ ይብል Aንትሙሰ ሶበ ትጼልዩ ከመዝ በሉ።

    ኣቡነ ዘበሰማያት፣

    ኣቡነ ዘበሰማያት ይትቀደስ ስምከ ትምጻE መንግሥትከ ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ ከማሁ በምድር፣ ሲሳየነ ዘለለ Eለትነ ሀበነ ዮም።

    ኅድግ ለነ ኣበሳነ ወጌጋየነ ከመ ንሕነኒ ንኅድግ ለዘAበሰ ለነ። IታብAነ EግዚO ውስተ መንሱት ኣላ ኣድኅነነ ወባልሐነ Eምኵሉ Eኩይ፣ Eስመ ዚAከ ይEቲ መንግሥት ኅይል ወስብሐት ለዓለም ዓለም።

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልኣከ፣

    በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልAክ O EግዝEትየ ማርያም ሰላም ለኪ ድንግል በሕልናኪ ወድንግል በሥጋኪ Eመ Eግዚኣብሄር ጸባOት ሰላም ለኪ፣ ቡሩክት ኣንቲ EምAንስት ወቡሩክ ፍሬ ከርሥኪ። ተፈሥሒ ፍሥሕት O ምልEተ ጸጋ Eግዚኣብሄር ምስሌኪ ሰAሊ ወጸልዪ ምሕረት በEንቲAነ ኃበ ፍቁር ወልድኪ Iየሱስ ክርስቶስ ከመ ይሥርይ ለነ ኃጣውIነ።

    ጸሎተ ሃይማኖት፣

    ጸሎተ ሃይማኖት፣ ነAምን በኣሐዱ ኣምላክ Eግዚኣብሔር ኣብ

    ኣኃዜ ኵሉ ገባሬ ሰማያተ ወምድረ ዘያስተርI ወዘIያስተርI። ወነAምን መኣሐዱ EግዚE Iየሱስ ክርስቶስ ወልደ ኣብ ዋሕድ

    ዘህልው ምስሌሁ Eምቅድመ ይትፈጠር ዓለም። ብርሃን ዘEምብርሃን ኣምላክ ዘEማAምላክ ዘበAማን።

    ዘተወልደ ወAኮ ዘተገብረ ዘEሩይ ምስለ ኣብ በመለኮቱ። ዘቦቱ ኵሉ ኮነ ወዘEንበሌሁሰ ኣልቦ ዘኮነ ወIምንትኒ ዘበሰማይኒ ወዘበምድርኒ።

    ዘበEንቲAነ ለሰብE ወበEንተ መድኃኒትነ ወረደ Eምሰማያት። ተሰብA ወተሠገወ Eመንፈስ ቅዱስ ወEማርያም Eምቅድስት ድንግል። ኮነ ብEሴ ወተሰቅለ በEንቲAነ በመዋEለ ጲላጦስ ጴንጤናዊ ሐመ ወሞተ ወተቀብረ ወተንሥA Eሙታን Aመ ሣልስት Eለት በከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍት። Aርገ በስብሐት ውስተ ሰማያት ወነበረ በየማነ ኣቡሁ፣ ዳግመ ይመጽE በስብሐት ይኰንን ህያዋነ ወሙታነ ወAልቦ ማኅለቅት ለመንግሥቱ።

    ወነAምን በመንፈስ ቅዱስ EግዚE ማሕየዊ ዘሠረፀ EምAብ ንስግድ ሎቱ ወንሰብሖ ምስለ Aብ ወወልድ ዘነበበ በነቢያት።

    ወነAምን በAሐቲ ቅድስት ቤተ ክርስትያን Eንተ ላEለ ኵሉ ጉባኤ ዘሐዋርያት፣ ወነAምን በAሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢAት። ወንሴፎ ትንሣኤ ሙታን ወሕይወተ ዘይመጽE ለዓለመ ዓለም።

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    በስመ Aብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ Aሐዱ Aምላክ Aሜን፡፡ ፩ ካህን: ሚመጠን ግርምት ዛቲ Eለት ወEፅብት ዛቲ ሰዓት

    Eንተ ባቲ ይወርድ መንፈስ ቅዱስ EመልEልተ ሰማያት ወይጼልሎ ለዝንቱ መስዋEት ወይቄድሶ በፅሙና ወበፍርሃት ቁሙ ወጸልዩ ከመ ሰላሙ ለEግዚኣብሔር የሀሉ ምስሌየ ወምስለ ኵልክሙ፡፡

    ዘሰንበት ፪ ሕዝቢ፡ ኵሉ ዘገብራ ለጽድቅ ጻድቅ ውEቱ ወዘያከብር

    ሰንበተ Iይበል ፈላሲ ዘገብA ኀበ EግዚAብሔር ይፈልጠኒኑ Eምሕዝቡ፡ ኵሉ ዘገብራ ለጽድቅ ጻድቅ ውEቱ ወዘያከብር ሰንበተ።

    ዘወትር

    ፫ ሕዝቢ፡ Eምነ በሀ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ሥርጉት

    Aረፍቲሃ ወሥEልት በEንቆ ጳዝዮን Eምነ በሐ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን።

    ናይ፡ ቀዳም ፬ ሕዝቢ፡ መስቀል Aብርሃ በከዋክብት Aሠርገወ ሰማየ፡

    Eምኵሉሰ ፀሐየ AርAየ። መስቀል Aብርሀ በከዋክብት Aሰርገወ ሰማየ።

    Õ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    በስመ Aብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ Aሐዱ Aምላክ Aሜን፡፡

    1 ካህን መንፈስ ቅዱስ ብኣኣ ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ነዚ መስዋEቲ Eዚ ዜጽልላን ዚቕድሳን Eዛ Eለት Eዚኣ ክንደይ Eተፍርህ Eያ፡ Eዛ ሰዓት Eዚኣኸ ክንደይ Eተስደምም Eያ። ሰላመ Eግዚኣብሔር ምሳይን ምስ ኵልኹምን ምEንቲ ክህሉ ብጽሞናን ብፍርሃትን ቁሙን ጸልዩን።

    ናይ፡ ሰንበት

    2 ሕዝቢ፡ ጽቡቕ ዝገብርን ሰንበት ድማ ዘኽብር ዘበለ ኵሉ

    ጻድቕ Iዩ። ናብ Eግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝኣተወ ፈላሲ “ካብ ኵሉ ሕዝቢ ክፈልየኒዶኾን፡ ይኸውን?” ኣይበል፣ ጽቡቕ ዝገብርን ሰንበትድማ ዘኽብር ዘበለ ኹሉ ጻድቕ Iዩ።

    ዘወትር

    3 ሕዝቢ፡ ሰላም ንዓኺ ይኹን ኣዴና ቅድስቲ ቤተክርስቲያን።

    መናድቓ ግሩማት ብቢጫ Eንቚ ዝተሰለሙ Iዮም። ሰላም ንዓኺ ይኹን ኣዴና ቤተክርስቲያን።

    ናይ፡ ቀዳም

    4 ሕዝቢ፡ መስቀል ኣብርሀ ንሰማይ ብኸዋኽብቲ ሰለመ፡ ካብ

    ኵሉ ኸኣ ንፀሐይ ኣርኣየ። መስቀል Aብርሀ ንሰማይ ብኸዋኽብቲ ሰለመ።

    1

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፭ ሕዝቢ፡ ሃሌ ሉያ፡ Eመቦ ብEሲ EምEመናን፡ ዘቦA ቤተ ክርስቲያን፡ በጊዜ ቅዳሴ ወIሰምA መጻሕፍተ ቅዱሳተ ወIተዓገሰ Eስከ ይፌጽሙ ጸሎተ ቅዳሴ። ወIተመጠወ Eምቁርባን ይሰደድ Eምቤተ ክርስቲያን Eስመ Aማሰነ ሕገ EግዚAብሔር ወAስተሐቀረ ቁመተ ቅድመ ንጉሥ ሰማያዊ ንጉሠ ሥጋ ወመንፈስ ከመዝ መሀሩነ ሐዋርያት በAብጥሊሶሙ።

    Eምትንሣኤ Eስከ በዓለ ሃምሳ ፮ ሕዝቢ፡ ሃሌ ሉያ ዮሴፍ ወኒቆዲሞስ ገነዝዎ ለIየሱስ

    በሰንዱናት ለዘተንሥA Eሙታን በመንክር ኪን። (፫ ጊዜ ይበሉ)

    ፯ ሕዝቢ፡ Aንቲ ውEቱ መሶብ ወርቅ ንጹሕ Eንተ ውስቴታ

    መና ኅቡE ኅብስት ዘወረደ Eም ሰማያት ወሃቤ ሕይወት ለኵሉ ዓለም።

    ፰ ካህን፡ ኀሠሥኩ ገጸከ። ገጸ ዚAከ Aኀሥሥ EገዚO።

    ወIትሚጥ ገጸከ Eምኔየ። ወIትትገኃሥ Eምገብርከ ተምIAከ። ረዳኤ ኩነኒ ወIትገድፈኒ ወIትትሀየየኒ Aምላኪየ ወመድኃንየ።(መዝ. ዳ.፳፯፡·፰-፱)

    ፱ ካህን፡ Õዱ Aብ ቅዱስ Õዱ ወልድ ቅዱስ Õዱ ውEቱ

    መንፈስ ቅዱስ።

    Ö

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    5 ሕዝቢ፡ ሃሌ ሉያ፡ ኣብ ጊዜ ቅዳሴ ካብ ምEመናን ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝኣተወ Eንተሎ፡ ቅዱሳት መጽሕፍቲ Eንተ ዘይሰምA፡ ጸሎት ቅዳሴ ክሳE ዚፍጸም ከኣ Eንተ ዘይተዓገሠ፡ ካብ ቍርባን Eውን Eንተ ዘይተቐበለ ሕጊ Eግዚኣብሔር ኣፍሪሱ Eዩ Eሞ ኣብ ቅድሚ Eቲ ንጉሥ ሥጋን መንፈስን ዝኾነ ሰማያዊ ንጉሥ ምቛም ኣቃሊሉ Eዩ፡ ሓዋርያት ከኣ ብሲኖዶሶም ከምዚ Iሎም ስለ ዝመሃሩና ካብ ቤተ ክርስቲያን ይፈለ።

    ካብ ትንሣኤ ክሳብ ጰራቅሊጦስ

    6 ሕዝብ፡ ሃሌ ሉያ ዮሴፍን ኒቆዲሞስን ነዚ ብዘደንቕ ጥበብ

    ካብ ሙታን ዝተንሥA Iየሱስ ብበፍታ ገነዝዎ። (3 ጊዜ ይበሉ)

    7 ሕዝብ፡ ንዅሉ ዓለም ሕይወት ዚህብ፡ ካብ ሰማያት ዝወረደ

    ሕቡE መና ሕብስቲ፡ ኣብ ውሽጣ ዘለዋ መሶብ ወርቂ ንስኺ Iኺ።

    8 ካህን፡ O ጎይታ ገጽካ ደሌኹ፡ ናትካ ገጽ Eደሊ ኣለኹ Eሞ ገጽካ ካባይ ኣይትምለስ፡ ተቘጢEካ ድማ ካብ ባርያኻ ኣይትፈለ። ረዳI ኩነኒ፡ ኣይትግደፈኒ፡ ኣምላኸይን መድሓኒየይን Iኻ Eሞ ሸለል ኣይትበለኒ። (መዝ. ዳ. 27 ቁ. 8-9)

    9 ካህን፡ ሓደ ኣብ ቅዱስ Eዩ፡ ሓደ ወልድ ቅዱስ Eዩ፡ ሓደ

    መንፈስ ቅዱስ’ውን ቅዱስ Eዩ።

    2

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፲ ሕዝቢ፡ በAማን Aብ ቅዱስ በAማን ወልድ ቅዱስ በAማን ውEቱ መንፈስ ቅዱስ።

    ፲፩ ካህን፡ ሰብሕዎ ለEግዚAብሔር ኵልክሙ Aሕዛብ። ፲፪ ሕዝቢ፡ ወይሴብሕዎ ኵሎም ሕዝብ። ፲፫ ካህን፡ Eስመ ጸንAት ምሕረቱ ላEሌነ። ፲፬ ሕዝቢ፡ ወጽድቁሰ ለEግዚAብሔር ይሄሉ ለዓለም። ፲፭ ካህን፡ ስብሐት ለAብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፡ ይEዜኒ

    ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም Aሜን ሃሌ ሉያ።

    ፲፮ ሕዝቢ፡ ስብሐት ለAብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ይEዜኒ

    ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም Aሜን ሃሌ ሉያ። ፲፯ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፲፰ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፲፱ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፳ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፳፩ ካህን፡ ነAኵቶ ለገባሬ ሠናያት ላEሌነ EግዚAብሔር

    መሐሪ Aቡሁ ለEግዚEነ . . . ፳፪ ዲያቆን፡ ጸልዩ።

    ×

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    10 ሕዝቢ፡ ኣብ ብሓቂ ቅዱስ Eዩ፡ ወልድ ብሓቂ ቅዱስ Eዩ፡ መንፈስ ቅዱስ ብሓቂ ቅዱስ Eዩ።

    11 ካህን፡ ንEግዚኣብሔር ኵልኹም ኣመስግንዎ። 12 ሕዝቢ፡ ኵሎም ሕዝቢውን ንEግዚኣብሔር የመስግንዎ።

    13 ካህን፡ ምሕረቱ ኣባና ስለ ዝጸንAት። 14 ሕዝቢ፡ ጽድቂ Eግዚኣብሔርሲ ንዘለዓለም ይነብር። 15 ካህን፡ ንኣብን ንወልድን ንመንፈስ ቅዱስን ምስጋና

    ይኹን ሎምን ኵሉ ሳEን ንዘልዓለም ዓለም ኣሜን ሃሌ ሉያ።

    16 ሕዝቢ፡ ከምU ይብሉ።

    17 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU።18 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።19 ካህን፡ ሰላም ንዅልኹም ይኹን። 20 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    21 ካህን፡ ሠናይ ነገር ንዝገበረልና ይቕረ በሃሊ Eግዚኣብሔር፡

    ኣቦU ንጎይታና . . .

    22 ዲያቆን፡ ጸልዩ።

    3

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፳፫ ዲያቆን፡ ኅሡ ወAስተብቍU፡ ከመ ይምሐረነ EግዚAብሔር ወይሣሃል ላEሌነ፡ ወይትወከፍ ጸሎተ ወስEለተ Eምነ ቅዱሳኒሁ በEንቲAነ፡ በዘይሤኒ ኵሎ ጊዜ ይረስየነ ድልዋነ ከመ ንንሣE Eምሱታፌ ምሥጢር ቡሩክ፡ ወይስረይ ለነ ኃጣውIነ።

    ፳፬ ሕዝቢ፡ ኪርያላይሶን። ፳፭ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ተንሥU ለጸሎት። ፳፮ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፳፯ ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ለኵልክሙ። ፳፰ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፳፱ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ጸልዩ በEንተ Eለ ያበውU መባA። ፴ ሕዝቢ፡ ተወከፍ መባOሙ ለAኀው፡ ወተወከፍ መባOን

    ለAኃት፡ ለነኒ ተወከፍ መባAነ ወቍርባነነ። ፴፩ ዲያቆን፡ (በትሑት ዜማ) ተንሥU ለጸሎት። ፴፪ ዲያቆን፡ ትEዛዝ Aበዊነ ሐዋርያት Iያንብር ብEሲ ውስተ

    ልቡ ቂመ ወበቀለ ወቅንAተ ወጽልA ላEለ ቢጹ ወIላEለ መኑሂ።

    ፴፫ ዲያቆን፡ ስግዱ ለEግዚAብሔር በፍርሃት። ፴፬ ሕዝቢ፡ ቅድሜከ EግዚO ንሰግድ ወንሴብሐከ።

    Ø

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    23 ዲያቆን፡ Eግዚኣብሔር ምEንቲ ኺምሕረናን ይቕረ ኺብለልናን፡ ኵሉ ጊዜ ብሠናይ ግብሪ ምEንታና ጸሎትን ልማኖንውን ካብ ቅዱሳኑ ኪቕበል። ካብዚ ብሩኽ ምሥጢር (ሥጋUን ደሙን) ብሓድነት ንምቕባል ብቑዓት ኪገብረናን ኃጢኣትና ኪሠርየልናን ድለዩን ለምኑን።

    24 ሕዝቢ፡ ኪርያላይሶን (O ጎይታ፡ ይቕረ በለልና)። 25 ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ንጸሎት ተንሥU። 26 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 27 ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ንዅልኹም ይኹን። 28 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 29 ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ምEንቲ Eቶም መባE ዜቕርቡ ጸልዩ።

    30 ሕዝቢ፡ ነሕዋት መባOም ተቐበል፡ ንኣኃት Eውን መባAን

    ተቐበል፡ ንኣናውን መባEናን ቍርባንናን ተቐበል።

    31 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU።

    32 ዲያቆን፡

    ትEዛዝ ኣቦታትና ሓዋርያት፡ “ሰብ ኣብ ልEሊ ብጻዩ፡ ወይ ኣብ ልEሊ ዝኾነ ይኹን፡ ኣብ ልቡ ቂምን በቐልን፡ ቅንኣትን ጽልEን ኣየሕድር”።

    33 ዲያቆን፡ ንEግዚኣብሔር ብፍርሓት ስገዱ።

    34 ሕዝቢ፡ O ጎይታ፡ ኣብ ቅድሜኻ ንሰግድን ነመስግነካን ኣሎና።

    4

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    _____________________________________ ፍትሐት ዘወልድ። _____________________________________ ፴፭ ዲያቆን፡ በEንተ ቅድሳት ሰላማዊት ሰላመ ናስተበቍE ከመ

    EግዚAብሔር ያስተሳልመነ በሣህለ ዚAሁ። ፴፮ ሕዝቢ፡ (ለለምEራፉ) Aሜን ኪርያላይሶን EግዚO ተሣህለነ። ፴፯ ዲያቆን፡ በEንተ ሃይማኖትነ ናስተበቍE ከመ EግዚAብሔር

    የሀበነ EንቲAሁ ሃይማኖተ . . . ፴፰ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፴፱ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፵ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፵፩ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፵፪ ካህን፡ ንስግድ (፫ ጊዜ) ፵፫ ሕዝቢ፡ ለAብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ Eንዘ ሠለስቱ Aሐዱ።

    (፫ ጊዜ) ፵፬ ካህን፡ ሰላም ለኪ። ፵፭ ሕዝቢ፡ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ማኅደረ መለኮት። ፵፮ ካህን፡ ሰAሊ ለነ። ፵፯ ሕዝቢ፡ ድንግል ማርያም ወላዲተ Aምላክ።

    Ù

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    _____________________________________ ናይ ኑዛዜ ጸሎት።

    ______________________________________ 35 ዲያቆን፡ Eግዚኣብሔር ብምሕረቱ ሓደ ክገብረና ምEንቲ Eዚ

    ሓድነት ዝህብ ሥግUን ደሙን ሰላም ንልምን ኣሎና። 36 ሕዝቢ፡ ኣሜን O ጎይታ ይቕረ በለልና። 37 ዲያቆን፡ ናቱ Eምነት ብንጹህ ክንሕሉ ኪህበና፡ ምEንቲ

    ሃይማኖትና ንልምን ኣሎና። 38 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 39 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 40 ካህን፡ ሰላም ንዅልኹም ይኹን። 41 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 42 ካህን፡ ንስገድ (3 ጊዜ) 43 ሕዝቢ፡ ሰለስተ ኸለዉ ሓደ ዝኾኑ ንኣብ ንወልድ ንመንፍስ

    ቅዱስ። (3 ጊዜ) 44 ካህን፡ ሰላም ንዓኺ ይኹን። 45 ሕዝቢ፡ O ማኅደር መለኮት ዝኾንኪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን። 46 ካህን፡ ለምንልና። 47 ሕዝቢ፡ O ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ።

    5

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፵፰ ካህን፡ Aንቲ ውEቱ። ፵፱ ሕዝቢ፡ ማEጠንት ዘወርቅ Eንተ ፆርኪ ፍሕመ Eሳት ቡሩክ

    ዘነሥA Eመቅደስ ዘይሠሪ ኃጢAተ ወይደመስስ ጌጋየ ዝውEቱ ዘEግዚAብሔር ቃል ዘተሰብA Eምኔኪ፡ ዘAEረገ ለAቡሁ ርEሶ Eጣነ ወመሥዋEተ ሥሙረ።

    ንሰግድ ለከ ክርስቶስ ምስለ Aቡከ ኄር ሰማያዊ

    ወመንፈስከ ቅዱስ ማሕየዊ Eስመ መጻEከ ወAድኃንከነ።

    ፶ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ተንሥU ለጸሎት። ፶፩ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፶፪ ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ለኵልክሙ። ፶፫ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። Eምድሕረ ንባብ መልEክተ ጳውሎስ ፶፬ ሕዝቢ፡ ቅዱስ ሐዋርያ ጳውሎስ ሠናየ መልEክት ፈዋሴ ዱያን

    ዘነሳEከ Aክሊለ ሰAል ወጸሊ በEንቲAነ ያድኅን ነፍሳተነ በብዝኃ ሣህሉ ወምሕረቱ በEንተ ስሙ ቅዱስ።

    ፶፭ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፶፮ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፶፯ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፶፰ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ።

    Ú

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    48 ካህን፡ ንስኺ Iኺ።

    49 ሕዝቢ፡

    ኃጢኣት ዘሥተስሪ ጌጋ ዝድምስስ ቡሩኽ ኣሮን ካብ ቤት መቕደስ ዝወሰዳ ፍሕሚ ሓዊ ዝጾረት ማEጠንቲ ወርቂ ንስኺ Iኺ። Eዚ Eውን ካባኺ ዝተወልደ ርEሱ ሥሙር Eጣንን መስዋEትን ገይሩ ነቡU ዘEረገ፡ ናይ Eግዚኣብሔር ቃል Eዩ።

    O ክርስቶስ መጺEካ ስለ ዘድሓንካና ምስ ሰማያዊ ኄር

    ኣቦኻን ምስ መሕወዪ ቅዱስ መንፈስካን ንሰግደልካ ኣሎና።

    50 ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ንጸሎት ተንሥU። 51 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 52 ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ንኹልኹም ይኹን። 53 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። መልEኽቲ ጳውሎስ ምስ ተነበበ 54 ሕዝቢ፡ ናይ ሰማEትነት ኣኽሊል ዝተቐበልካ ንሕሙማት

    Eትፍውስ፡ መልEኽትኻ ሠናይ ዝኾነ፡ O ቅዱስ ሓዋርያ ጳውሎስ ምEንቲ ቕዱስ ስሙን ብብዝሒ ፍቕሩን ምሕረቱን ነፍሳትና ኬድሕን ምEንታና ጸልን ለምንን።

    55 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 56 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 57 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።58 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    6

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፶፱ ሕዝቢ፡ ቅዱስ ሥሉስ ዘኅቡር ህላዌከ Eቀብ ማኅበረነ በEንተ ቅዱሳን ኅሩያን AርዳIከ ናዝዘነ በሣህልከ በEንተ ቅዱስ ስምከ።

    ፷ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፷፩ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፷፪ ሕዝቢ፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፷፫ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፷፬ ሕዝቢ፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Aንተ Aምላክ Aብ Aኃዜ

    ኵሉ፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Aንተ ወልድ ዋሕድ ዘAንተ

    ቃለ Aብ ሕያው፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Aንተ መንፈስ ቅዱስ

    ዘተAምር ኵሎ። ዝውEቱ ጊዜ ባርኮት ፷፭ ካህናት፡ ዝውEቱ ጊዜ ባርኮት፡ ወዝውEቱ ጊዜ Eጣን ኅሩይ፡

    ጊዜ ሰብሖቱ ለመድኃኒነ መፍቀሬ ሰብE ክርስቶስ።

    ፷፮ ሕዝቢ፡ Eጣን ይEቲ ማርያም፡ Eጣን ውEቱ Eስመ ዘውስተ

    ከርሣ ዘይትሜዓዝ Eምኵሉ Eጣን ዘወለደቶ መጽA ወAድኀነነ።

    ፷፯ ካህናት፡ Eፍረት ምUዝ Iየሱስ ክርስቶስ፡ ንU ንስግድ ሎቱ

    ወንEቀብ ትEዛዛቲሁ፡ ከመ ይሥረይ ለነ ኃጣውIነ። Û

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    59

    ሕዝቢ፡

    ህልውናኻ ሓደ ዝኾነ O ሥሉስ ቅዱስ ንማኅበርና ሓሉ፡ ምEንቲ ቅዱሳንን ኅሩያንን ኣገልገልትኻን ምEንቲ ቅዱስ ስምካን ብሣህልኻ ኣጸናንዓና።

    60 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 61 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።62 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።63 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    64 ሕዝቢ፡ ኵሉ ዝሓዝካ O ኣብ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ኣምላኽ

    ንስኻ Iኻ። ናይ ሕያው ኣብ ቃል ዝኾንካ O ወልድ ዋሕድ

    ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ንስኻ Iኻ። ኵሉ Eትፈልጥ መንፈስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ

    ንስኻ Iኻ።

    ናይ ምስጋና ጊዜ

    65 ካህናት፡ ናይ ምስጋና ጊዜ ሕጂ Eዩ፡ ናይ ዝተመርጸ Eጣን ጊዜ Eውን ሕጂ Eዩ። መፍቀር ሰብ ንዝኾነ መድሓኒና Iየሱስ ክርስቶስ ጊዜ ምስጋናU ሕጂ Eዩ።

    66 ሕዝቢ፡ ማርያም Eጣን Eያ፡ ንሱ ኸኣ Eጣን Eዩ፡ ኣብ ከርሣ

    ዝሓደረ፡ ካብ ኩሉ Eጣን ምUዝ Eዩ፡ Eሞ ዝወለደቶ መጺU ኣድሒኑና።

    67 ካህናት፡ ምUዝ ጨና Iየሱስ ክርስቶስ Eዩ፡ ኃጢኣትና

    ኬስተስርየልና ንU ንስገደሉ፡ ትEዛዙውን ንሓሉ።

    7

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፷፰ ሕዝቢ፡ ተውህቦ ምሕረት ለሚካኤል፡ ወብሥራት ለገብርኤል፡ ወሀብተ ሰማያት ለማርያም ድንግል።

    ፷፱ ካህናት፡ ተውህቦ ልቡና ለዳዊት፡ ወጥበብ ለሰሎሞን፡ ወቀርነ

    ቅብE ለሳሙኤል Eስመ ውEቱ ዘይቀብE ነገሥተ።

    ፸ ሕዝቢ፡

    ተውህቦ መራኁት ለAቡነ ጴጥሮስ፡ ወድንግልና ለዮሐንስ፡ ወመልEክት ለAቡነ ጳውሎስ Eስመ ውEቱ ብርሃና ለቤተ ክርስቲያን።

    ፸፩ ካህናት፡ Eፍረት ምEዝት ይEቲ ማርያም፡ Eስመ ዘውስተ

    ከርሣ ዘይትሌዓል Eምኵሉ Eጣን መጽA ወተሠገወ Eምኔሃ።

    ፸፪ ሕዝቢ፡ ለማርያም ድንግል ንጽሕት፡ ሠምራ Aብ

    ወAሠርገዋ ደብተራ ለማኅደረ ፍቁር ወልዱ።

    ፸፫ ካህናት፡ ተውህቦ ሕግ ለሙሴ፡ ወክህነት ለAሮን፡ ተውህቦ

    Eጣን ኅሩይ ለዘካርያስ ካህን። ፸፬ ሕዝቢ፡ ደብተራ ስምE ገብርዋ በከመ ነገረ EግዚE፡ ወAሮን

    ካህን በማEከላ የAርግ Eጣነ ኅሩየ። ፸፭ ብሓባር፡ ሱራፌል ይሰግዱ ሎቱ፡ ወኪሩቤል ይሴብሕዎ

    ይጸርሑ Eንዘ ይብሉ።

    Ü

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    68 ሕዝቢ፡ ንሚካኤል ምሕረት ተዋህቦ፡ ንገብርኤል ድማ ብሥራት፡ ሰማያዊ ሃብቲውን ንማርያም ድንግል ተዋህባ።

    69 ካህናት፡ ንዳዊት ልቦና፡ ንሰሎሞን ከኣ ጥበብ፡ ንሳሙኤል

    Eውን ንነገሥትታት ዚቐብE ንሱ Eዩ Eሞ ቀርን ቕብI ተዋህቦ።

    70 ሕዝቢ፡

    ነቦና ጴጥሮስ መፍትሕ፡ ንዮሓንስ ድንግልና፡ ንቤተ ክርስቲያን ብርሃና ስለ ዝኾነ ድማ ነቦና ጳውሎስ መልEኽቲ ተዋህቦ።

    71 ካህናት፡ መኣዛ ዘለዋ Eፍረት ማርያም Eያ፡ Eቲ ኣብ ከርሣ ዘሎ ኻብ ኵሉ Eጣን ዚበልጽ ስለ ዝኾነ መጺU ኻብኣ ሰብ ኮነ።

    72 ሕዝቢ፡

    ንንጽሕቲ ድንግል ማርያም ኣብ መረጻ፡ ንፍቁር ወዱ መኅደሪ ኽትከውን ከኣ ዝተሰለመት ድንኳን ገበራ።

    73 ካህናት፡ ንሙሴ ሕጊ ተዋህቦ፡ ንኣሮን ድማ ክህነት፡ ንዘካርያስ

    ካህንውን ዝተመርጸ Eጣን ተዋህቦ። 74 ሕዝቢ፡

    ጐይታ ከም ዝተናገረ፡ ናይ ምስክር ድንኳን ገበርዋ፡ ኣሮን ካህንውን ኣብ ማEከላ ዝተምርጸ Eጣን የEርግ ነበረ።

    75 ብሓባር፡ ሱራፌል ይሰግዱሉ፡ ኪሩቤልውን የምስግንዎ ከምዚ

    Eናበሉ (ይጭድሩ) የቓልሑ።

    8

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ EግዚAብሔር በኀበ AEላፍ ወክቡር በውስተ ረበዋት።

    ፸፮ ሕዝቢ፡ Aንተ ውEቱ Eጣን O መድኃኒነ፡ Eስመ መጻEከ

    ወAድኃንከነ ተሣሃለነ። (ህየንተ ዝ ውEቱ) Eምትንሣኤ Eስከ በAለ ፶

    ፸፯ ካህናት፡ ክርስቶስ ተንሥA Eሙታን ሞተ ወኬዶ ለሞት፡

    ለEለ ውስተ መቃብር ወሀበ ሕይወተ ዘለዓለም Eረፍተ።

    ፸፰ ሕዝቢ፡

    ክርስቶስ ተንሥA Eሙታን ሞተ ወኬዶ ለሞት፡ ለEለ ውስተ መቃብር ወሀበ ሕይወተ ዘለዓለም Eረፍተ።

    ፸፱ ብሓባር፡ ክርስቶስ ተንሥA Eሙታን ሞተ ወኬዶ ለሞት፡

    ለEለ ውስተ መቃብር ወሀበ ሕይወተ ዘለዓለም Eረፍተ።

    _______________________________________

    Ý

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    EግዚAብሔር ብAEላፍ (መላEኽቲ) ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Eዩ፡ ብረበዋትውን ክቡር Eዩ።

    76 ሕዝቢ፡ O መድኃኒና Eጣን ንስኻ Iኻ፡ መጺEካ ስለ

    ዘድሓንካና ይቕረ በለልና።

    (ኣብ ክንዲ ዝውEቱ) ካብ ትንሣኤ ክሳብ

    በዓለ ኃምሳ 77

    ካህናት፡

    ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሥA፡ ሞይቱውን ንሞት ደምሰሶ፡ ኣብ መቓብር ንዘለዉ ኸኣ ናይ ዘለዓለም Eረፍትን ሕይወትን ሃበ።

    78 ሕዝቢ፡

    ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሥA፡ ሞይቱውን ንሞት ደምሰሶ፡ ኣብ መቓብር ንዘለዉ ኸኣ ናይ ዘለዓለም Eረፍትን ሕይወትን ሃበ።

    79 ብሓባር፡

    ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሥA፡ ሞይቱውን ንሞት ደምሰሶ፡ ኣብ መቓብር ንዘለዉ ኸኣ ናይ ዘለዓለም Eረፍትን ሕይወትን ሃበ።

    9

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፹ ካህን፡ (በዓራራይ ዜማ) ቅዱስ ፹፩ ሕዝቢ፡ EግዚAብሔር ቅዱስ ኃያል፡ ቅዱስ ሕያው

    ዘIይመውት ዘተወልደ Eማርያም Eምቅድስት ድንግል ተሣሃለነ EግዚO።

    ቅዱስ EግዚAብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው

    ዘIይመውት ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ ወተሰቅለ ዲበ Eፀ መስቀል ተሣሃለነ EግዚO።

    ቅዱስ EግዚAብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው

    ዘIይመውት ዘተንሥA Eሙታን Aመ ሣልስት Eለት Aርገ በስብሐት ውስተ ሰማያት ወነበረ በየማነ Aቡሁ ዳግመ ይመጽE በስብሐት ይኴንን ሕያዋነ ወሙታነ ተሣሃለነ EግዚO።

    ስብሐት ለAብ ስብሐት ለወልድ ስብሐት ለመንፈስ

    ቅዱስ ይEዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም Aሜን ወAሜን ለይኩን ለይኩን።

    ፹፪ ብሓባር፡ ቅዱስ ሥሉስ EግዚAብሔር ሕያው ተሣሃለነ። ፹፫ ካህን፡ ጸጋ ዘEግዚAብሔር የሃሉ ምስሌክሙ። ፹፬ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፹፭ ካህን፡ ንሰብሖ ለAምላክነ።

    Þ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    80 ካህን፡ ቅዱስ 81 ሕዝቢ፡ Eግዚኣብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ዘይመውት

    ሕያው ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝተወልደ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።

    ቅዱስ Eግዚኣብሔር ቅዱስ ኃያል፡ ቅዱስ ዘይመውት፡

    ሕያው ኣብ ዮርዳኖስ ዝተጠምቀ፡ ኣብ ልEሊ Eንጸይቲ መስቀል ዝተሰቕለ O ጎይታ ይቕረ በለልና።

    ቅዱስ Eግዚኣብሔር ቅዱስ ኃያል፡ ቅዱስ ዘይመውት

    ሕያው ፡ ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምዉታት ተፈልዩ ዝተንሥA፡ ብምስጋና ናብ ሰማያት ዝዓረገ፡ ኣብ የማን ኣቦU ዝተቐመጠ፡ ኣብ ሕያዋንን ምዉታትን ኪፈርድ ከም ብሓድሽ ኪመጽE Eዩ።

    O ጎይታ ይቕረ በለልና። ምስጋና ንኣብ ምስጋና

    ንወልድ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ ይኹን። ሎምን ኵሉ ሳEን ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ይኹን ይኹን።

    82 ብሓባር፡ ቅዱስ ሥሉስ ሕያው Eግዚኣብሔር ይቕረ በለልና። 83 ካህን፡ ናይ Eግዚኣብሔር ጸጋ ምሳዅም ይዅን።

    84 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 85 ካህን፡ ነመስግኖ ንኣምላኽና። 10፹፮ ሕዝቢ፡ ርቱE ይደሉ

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፹፯ ካህን፡ AጽንU ሕሊና ልብክሙ ፹፰ ሕዝቢ፡ ብነ ኀበ EግዚAብሔር፡ Aቡነ ዘበሰማያት Aቡነ

    ዘበሰማያት Aቡነ ዘበሰማያት IታብAነ EግዚO ውስተ መንሱት።

    ፹፱ ሕዝቢ፡ ኪያከ ንሴብሕ EግዚO። ፺ ሕዝቢ፡ ኪያከ ንዌድስ EግዚO። ፺፩ ካህን፡ መንግሥት ቡሩክ፡ ለዓለመ ዓለም። ፺፪ ሕዝቢ፡ Aሜን።

    ÞÕ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    86 ሕዝቢ፡ ብሓቂ ይግባE Eዩ። 87 ካህን፡ ሕሊና ልብኹም ኣጽንU። 88 ሕዝቢ፡ ኣብ Eግዚኣብሔር ኣቦና ኣሎና። ኣብ ሰማያት

    Eትነብር ኣቦና፡ ኣብ ሰማያት Eትነብር ኣቦና፡ ኣብ ሰማያት Eትነብር ኣቦና፡ ናብ ፈተና ኣይተEትወና።

    89 ሕዝቢ፡ O ጐይታ ንዓኻ ነመሥግን Aሎና። 90 ሕዝቢ፡ O ጐይታ ንዓኻ ንውድስ ኣሎና። 91 ካህን፡ ብሩኽ መንግስቲ ናትካ Eያ Eሞ፡ 92 ሕዝቢ፡ ኣሜን።

    11

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    Eምትንሣኤ Eስከ በዓለ ሃምሳ (፶) ፺፫ ካህን፡ ክርስቶስ ተንሥA Eሙታን። ፺፬ ሕዝቢ፡ በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን። ፺፭ ካህን፡ Aሰሮ ለሰይጣን። ፺፮ ሕዝቢ፡ AግAዞ ለAዳም። ፺፯ ካህን፡ ሰላም። ፺፰ ሕዝቢ፡ EምይEዜሰ። ፺፱ ካህን፡ ይኩን። ፻ ሕዝቢ፡ ፍስሐ ወሰላም። _________________________________

    ÞÖ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ካብ ትንሳኤ ክሳE ብዓል ሓምሳ 93 ካህን፡ ክርስቶስ ካብ ምውታን ተንሰኤ። 94 ሕዝቢ፡ ብዓቢይ ሓይልን ስልጣንን። 95 ካህን፡ ንሰይጣን ኣሰሮ። 96 ሕዝቢ፡ ንኣዳም ካኣ ሓራ ኣውጽO። 97 ካህን፡ ሰላም። 98 ሕዝቢ፡ ካብ ሎሚ። 99 ካህን፡ ይኹን። 100 ሕዝቢ፡ ፍሰሓን ሰላምን።

    12

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፩ ሕዝቢ፡ Aቡነ ዘበሰማያት . . . በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልAክ . . . ፻፪ ሕዝቢ፡ O ሥሉስ ቅዱስ መሐረነ O ሥሉስ ቅዱስ መሐከነ

    O ሥሉስ ቅዱስ ተሣሃለነ። ፻፫ ካህን፡ ቦA፡ መልAክ፡ ሀቤሃ ወይቤላ። ተፈሥሒ ተፈስሒ ተፈሥሒ O ማርያም ድንግል

    ምልEተ ጸጋ። ፻፬ ሕዝቢ፡ EግዚAብሔር ምስሌኪ ፻፭ ካህን፡ ተንብሊ ወሰAሊ ኀበ ፍቁር ወልድኪ ፻፮ ሕዝቢ፡ ከመ ይሥረይ ለነ ኃጣውIነ። ፻፯ ካህን፡ ስብሐት ወክብር ለሥሉስ ቅዱስ ይደሉ Aብ

    ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኵሎ ጊዜ ይEዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም Aሜን።

    ፻፰ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፻፱ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፻፲ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፻፲፩ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፲፪ ዲያቆን፡ ጸልዩ በAንተ ወንጌል ቅዱስ ፻፲፫ ሕዝቢ፡ ይረስየነ ድልዋነ ለሰሚA ወንጌል ቅዱስ

    Þ×

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    101 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት Eትነብር ኣቦና … O ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም… 102 ሕዝቢ፡ O ሥሉስ ቅዱስ ምሓረና፡ O ሥሉስ ቅዱስ

    ራኅርኃልና፡ O ሥሉስ ቅዱስ ይቕረ በለልና። 103 ካህን፡ ጸጋ ዝተመላEኪ O ድንግል ማርያም ደስ ይበልኪ፡

    ደስ ይበልኪ፡ ደስ ይበልኪ። 104 ሕዝቢ፡ Eግዚኣሔር ምሳኺ Eዩ። 105 ካህን፡ ናብ ፍቁር ወድኺ። 106 ሕዝቢ፡ ኃጢያትና ምEንቲ ኪሠርየልና ጸልይልናን

    ለምንልናን።

    107 ካህን፡ ንሥሉስ ቅዱስ ንኣብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ምስጋናን ክብርን ይኹን። ሎምን ኵሉ ሳEን ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን።

    108 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 109 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 110 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን። 111 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 112 ዲያቆን፡ ምEንቲ ቅዱስ ወንጌል ጸልዩ። 113 ሕዝቢ፡ ቃል ቅዱስ ወንጌል ንምስማE ድልዋት ግበረና።

    13

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ይበል ዲያቆን Eም መዝሙረ ዳዊት ዘEለት

    ምሳሌ፡ “ ይትAየን መልኣከ EግዚAብሔር ዓውዶሙ።

    ለEለ ይፈርህዎ፡ ወያድህኖሙ፡ ጠዓሙ ወታEምሩ፡ ከመ ኄር EግዚAብሔር። ” መዝ፡፴፬፡፯ ፻፲፬ ዲያቆን፡ ሃሌ ሉያ ቁሙ ወAጽምU ወንጌለ ቅዱሰ ዜናሁ

    ለEግዚEነ ወመድኃኒነ Iየሱስ ክርስቶስ። ፻፲፭ ካህን፡ EግዚAብሔር ምስለ ኵልክሙ። ፻፲፮ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፲፯ ካህን፡ ወንጌል ቅዱስ ዘዜነወ በማቴዎስ/በማርቆስ/ወበሉቃስ

    ዘሰበከ ዮሐንስ ቃለ ወልደ EግዚAብሔር።

    ፻፲፰ ሕዝቢ፡ ስብሐት ለከ ክርስቶስ EግዚEየ ወኣምላኪየ ኵሎ

    ጊዜ። ተፈስሑ በEግዚAብሔር ዘረድAነ ወየብቡ ለAምላከ

    ያEቆብ ንሥU መዝሙረ ወሀቡ ከበሮ መዝሙር ሐዋዝ ዘምስለ መሰንቆ።

    መዝ፡፹፩፡፩-፪ በጾም ህየንተ ተፈስሑ። ፻፲፱ ሕዝቢ፡ በወንጌል መራሕከነ ወበነቢያት ናዘዝከነ፡ ዘለሊከ

    Aቅረብከነ ስብሐት ለከ።

    ÞØ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ዲያቆን ካብ መዝሙር ዳዊት ንEለቱ ዚግባE ፈሊጡ ይሰብኽ

    ምሳሌ፡

    “መልኣኽ Eግዚኣብሔር ኣብ ዙርያ Eቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር፡ የናግፎም ከኣ Eዩ፡ Eግዚኣብሔር ሰናይ ምዃኑ ጥዓሙን ርኣዩን” መዝ፡፴፬፡፯ (34፡7) 114 ዲያቆን፡ ሃሌ ሉያ፡ ናይ ጐይታናን መድኃኒናን Iየሱስ

    ክርስቶስ ዜና ቅዱስ ወንጌል ቌምኩም ስምU። 115 ካህን፡ Eግዚኣብሔር ምስ ኵልኹም ይኹን። 116 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 117 ካሕን፡ ዮሓንስ ዝሰበኾ ቃል ወዲ Eግዚኣብሔር ቅዱስ

    ወንጌል Eዚ Eዩ። (ማቴዎስ፡ ማርቆስ፡ ሉቃስ ዘዘንተዎ ቃል Eግዚኣብሔር ቅዱስ Eዚ Eዩ።)

    118 ሕዝቢ፡ O ጐይታይን ኣምላኸይን ክርስቶስ ንዓኻ ኵሉ ግዜ

    ምስጋና ይኹን። ብዝረድኣና ብEግዚኣብሔር ደስ ይበልኩም፡ ንኣምላኽ ያEቆብውን Eልል በሉሉ። ከበሮ ሃቡ፡ መዝሙር ምስ መሰንቆ ጥUም Eዩ።

    መዝ፡፹፩፡፩-፪ (81፡1-2)

    ብጊዜ ጾም ኣብ ክንዲ “ተፈስሑ” Eዚ ይበሃል። 119 ሕዝቢ፡ ብወንጌል መራሕካና፡ ብነብያትውን ናዘዝካና ባEልኻ

    ንዘቕረብካና ምስጋና ነኣኻ ይኹን።

    14

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ወይሳለሙ ኵሎሙ ካህናት ወኵሉ ሕዝብ ወንጌለ።

    ፻፳ ዲያቆን፡ (ነስሑ) Eስመ ቀርበት መንግሥተ ሰማያት። ወያንብብ ካህን ወንጌለ መንገለ ምሥራቅ Eምድኅረ Aንበበ ወንጌል ዘማቴዎስ ፻፳፩ ካህን፡ ሰማይ ወምድር የኀልፍ። ወቃልየሰ Iየኀልፍ ይቤ

    EግዚE ለAርዳIሁ። ፻፳፪ ሕዝቢ፡ ነAምን Aበ ዘበAማን፡ ወነAምን ወልደ ዘበAማን፡

    ወነAምን መንፈሰ ቅዱሰ ዘበAማን፡ ህልወ ሥላሴሆሙ ነAምን።

    Eምድኅረ Aንበበ ወንጌል ዘማርቆስ ፻፳፫ ካህን፡ ዘቦ Eዝን ሰሚA ለይሰማE። ፻፳፬ ሕዝቢ፡ Eሉ ኪሩቤል ወሱራፌል ያAርጉ ሎቱ ስብሕተ Eንዘ

    ይብሉ፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Aንተ EግዚAብሔር Aብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።

    ÞÙ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ኵሎም ድማ ወንጌል ይሳለሙ

    120 ዲያቆን፡ መንግስተ ሰማያት፡ ቀሪባ ኣላ፡ ተነስሑ።

    ካህን ገጹ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ወንጌል የንብብ

    ወንጌል ማቴዎስ ምስ ተነበ 121 ካህን፡ ሰማይን ምድርን ክኃልፍ Eዩ፡ ቃለይ ግና

    ኣይኪኃልፍን Eዩ፡ በለ ጐይታ ንደቀ መዛሙርቱ። 122 ሕዝቢ፡ ብሓቂ ንዚEመን ኣብ ንኣምን፡ ብሓቂ ንዚEመን

    ወልድ ንኣምን፡ ብሓቂ ንዚEመን መንፈስ ቅዱስውን ንኣምን፡ ህልው ዝኾነ ሠለስትነቶም ንኣምን።

    ወንጌል ማርቆስ ምስ ኣንበበ 123 ካህን፡ Eዝኒ ልቦና ዘለዎ ይስማE። 124 ሕዝቢ፡ Eዚኣቶም ኪሩቤልን ሱራፌልን Eግዚኣብሔር ኣብን

    ወልድን መንፈስ ቅዱስን፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ Iኻ Eናበሉ ምስጋና የቕርቡሉ።

    15

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    Eምድኅረ Aንበበ ወንጌል ዘሉቃስ ፻፳፭ ካህን፡ ይቀልል ኅልፈተ ሰማይ ወምድር Eምትደቅ Aሐቲ

    ቃል EምOሪት ወEምነቢያት። ፻፳፮ ካህን፡ መኑ ይመስለከ Eምነ Aማልክት EግዚO Aንተ

    ውEቱ ዘትገብር መንክረ AርAይኮሙ ለሕዝብከ ኃይለከ ወኣድኃንኮሙ ለሕዝብከ በመዝራEትከ ሖርከ ውስተ ሲOል ወኣEረገ ፄዋ Eምህየ ወጸጎከነ ምEረ ዳግመ ግEዛነ Eስመ መጻEከ ወAድኀንከነ። በEንተ ዝንቱ ንሴብሐከ ወንጸርሕ ኀቤከ Eንዘ ንብል፡ ቡሩክ Aንተ EግዚO Iየሱስ ክርስቶስ Eስመ መጻEከ ወAድኃንከነ።

    Eምድኅረ Aንበበ ወንጌል ዘዮሐንስ ፻፳፯ ካህን፡ ዘየAምን በወልድ ቦ ሕይወት ዘለዓለም። ፻፳፰ ሕዝቢ፡ ቀዳሚሁ ቃል ውEቱ ቃል ቃለ EግዚAብሔር፡

    ውEቱ ቃል ሥጋ ኮነ ወኀደረ ላEሌነ፡ ወርIነ ስብሐቲሁ ከመ ስብሐተ ፡፩ዱ (Aሐዱ) ዋሕድ ለAቡሁ፡ ቃለ Aብ ሕያው ወቃል ማሕየዊ ቃለ EግዚAብሔር ተንሥA ወሥጋሁኒ Iማሰነ።

    ፻፳፱ ዲያቆን፡ ፃU ንUሰ ክርስቲያን።

    ÞÚ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ወንጌል ሉቃስ ምስ ተነበ

    125 ካህን፡ ካብ Oሪትን ነቢያትን ሓንቲ ቃል ካብ Eትወድቕስ ሰማይን ምድርን ኪኃልፍ ይቐልል።

    126 ሕዝቢ፡ O ጐይታ፡ ካብ ኣማልኽቲ ዚመሰለካ መን Eዩ፡

    ተኣምራት Eትገብር ንስኻ Iኻ፡ ንሕዝብኻ ኃይልኻ ኣርኣኻዮም፡ ናብ ሲOል ኬድካ፡ ካብU Eውን ምርኮ ኣውፃEካ፡ ሓንሳEውን Eጽፊ ሓርነት ሃብካና፡ መጺEካ ስለ ዘድኃንካና፡ ነመስግነካ ኣሎና። O ጐይታ Iየሱስ ክርስቶስ መጺEካ ኣድኂንካና Iኻ Eሞ ብሩኽ Iኻ፡ Eናበልናውን ዓው Iልና ነመስግነካ ኣሎና።

    ወንጌል ዮሓንስ ምስ ኣንበበ

    127 ካህን፡ ብወልድ ዚኣምን ናይ ዘልዓለም ሕይወት ኣለዎ። 128 ሕዝቢ፡ ቃል ብቕድሙ ነበረ፡ Eዚ ቃል Eዚ ናይ

    Eግዚኣብሔር ቃል Eዩ፡ Eቲ ቃል ሰብ ኮነ ኣባና ድማ ኃደረ። ከም ክብሪ ሓደ ወዲ ነቦU ዝኾነ ክብሩውን ረኣና። ናይ ሕያው ኣብ ቃል Eዩ፡ መሕወዪውን Eዩ። ናይ Eግዚኣብሔር ቃል ተንስA ሥጋUውን Aይማሰነን።

    129 ዲያቆን፡ (ንUስ ክርስቲያን) ዘይተጠመቕኩም Aመንቲ ውፁ።

    16

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፴ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፻፴፩ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፻፴፪ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፻፴፫ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፴፬ ዲያቆን፡ ጸልዩ በEንተ ሰላመ ቤተክርስቲያን Aሓቲ ቅድስት

    ጉባኤ Eንተ ሐዋርያት ርትEት በኀበ EግዚAብሔር። ፻፴፭ ሕዝቢ፡ ኪርያላይሶን። ፻፴፮ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ተንሥU ለጸሎት። ፻፴፯ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣህለነ። ፻፴፰ ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ለኵልክሙ። ፻፴፱ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ካህን፡ (ንፍቅ) ወካEበ ናስተበቍE . . . ፻፵ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ጸልዩ በEንተ ሊቅነ ርEሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣባ

    Eገሌ ዘሀገር Aባይ ኤርትራ ወዲበ ርEሰ ሀገር ኣበዊነ ብፁE ሊቀ ጳጳሳት ኣባ Eገሌ ወኵሎሙ ኤጲስ ቆጶሳት ቀሳውስት ወዲያቆናት ርቱዓነ ሃይማኖት።

    ካህን፡ (ንፍቅ) EግዚAብሔር Aምላክነ . . .

    ÞÛ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    130 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 131 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።132 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።133 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 134 ዲያቆን፡ ምEንቲ ሰላም ሓንቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን

    ጸልዩ፡ ንሳ ናይ ሓዋርያት ጉባኤ ዝኾነት Eያ።

    135 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 136 ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ንጸሎት ተንሥU።137 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 138 ካህን፡ (ንፍቅ) ሰላም ንኹልኹም ይኹን።139 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    140 ዲያቆን፡ (ንፍቅ) ምEንቲ መምህርና ርEሲ ሊቃነ ጳጳሳት ናይ ዓባይ ሃገር ኤርትራ ኣባ Eገሌን ምEንቲ ኣብ ርEሲ ኸተማና ዝተሸመ ብፁE ሊቀ ጳጳስና ኣባ Eገሌን፡ ሃይማኖቶም ቅኑE ምEንቲ ዝኾኑ ኤጲስ ቆጶሳትን ቀሳውስትን ዲያቆናትን ጸልዩ።

    ካህን፡ (ንፍቅ) EግዚAብሔር ኣምላኽና . . .

    17

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፵፩ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፻፵፪ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፻፵፫ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፻፵፬ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፵፭

    ዲያቆን፡ ጸልዩ በEንተ ዛቲ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ወማኅበርነ ውስቴታ።

    ፻፵፮ ሕዝቢ፡ ማኅበረነ ባርክ Eቀብ በሰላም። ካህን፡ ጸግዎሙ ከመ ይኩኑ . . . ፻፵፯ ዲያቆን፡ ንበል ኵልነ በጥበበ EግዚAብሔር ጸሎተ ሃይማኖት።

    ÞÜ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    141 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 142 ዲያቆን፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።143 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።144 ካህን፡ ምስ መንፈስካ። 145 ዲያቆን፡ ምEንቲ Eዛ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንን ምEንቲ ኣብ

    ውሽጣ ዘሎ ማኅበርን ጸልዩ።

    146 ሕዝቢ፡ ንማኅበርና ባርኽ፡ ብሰላም ድማ ሓሉ።

    147 ዲያቆን፡ ብጥበብ Eግዚኣብሔር ኵልና ጸሎት ሃይማኖት

    ንጸሊ።

    18

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    Aመንክዮ ዘሐዋርያት። ፻፵፰ ሕዝቢ፡ ነAምን በ፩ዱ Aምላክ ገባሬ ኵሉ ፍጥረት Aብ

    ለEግዚEነ ወAምላክነ ወመድኃኒነ Iየሱስ ክርስቶስ Eስመ Aልቦ ውስተ ህላዌሁ Aመንክዮ። በከመ Aቅደምነ ነጊረ Aላ ባሕቱ ህልው በኵሉ መዋEል፡ Aልቦቱ ጥንት ወIተፍጻሜት ወቦቱ ብርሃን ዘIይጠፍE፡ ወAልቦ ዘይክል ቀሪበ ኀቤሁ።

    Iኮነ Öተ ወI፫ተ ወIይትዌሰክ Aላ ፩ዱ ውEቱ ባሕቲቱ ዘይነብር ለዓለም፡ Eስመ Iኮነ ሥውረ ዘIይትAመር፡ ዳEሙ ጥዩቀ AEመርናሁ በOሪት ወበነቢያት ከመ ውEቱ Aኀዜ ኵሉ ፍጥረት።

    Aሓዱ EግዚAብሔር Aብ ለEግዚEነ ወመድኃኒነ

    Iያሱስ ክርስቶስ ዘተወልደ Eምቅድመ ይትፈጠር ዓለም ወልድ ዋሕድ ዘEሩይ ምስሌሁ ገባሬ ኵሉ ሠራዊት ወሢመታት ወሥልጣናት። ዘሠምረ ይኩን ሰብA በደኃሪ መዋEል፡ ወነሥA ሥጋ Eማርያም Eምቅድስት ድንግል ዘEንበለ ዘርA ብEሲ ወተሐጽነ ከመ ሰብE ዘEንበለ ኃጢAት ወAበሳ። ወAልቦ ጕኅሉት ውስተ Aፉሁ።

    ወEምዝ ሐመ ወሞተ በሥጋ ወተንሥA Eሙታን

    Aመ ሣልስት Eለት ወAርገ ሰማያተ ኀበ Aብ ዘፈነዎ፡ ወነበረ በየማነ ኃይል ወፈነወ ለነ ጰራቅሊጦስሃ መንፈሰ ጽድቅ ዘወፅA Eምኀበ Aብ ወAድኀነ ኵሎ ዓለመ ዘህልው ምስለ ኣብ ወወልድ።

    ÞÝ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ናይ ሓዋርያት ኣመክንዮ 148 ሕዝቢ፡ ኵሉ ፍጥረት ብዝፈጠረ፡ ብሓደ ኣምላኽ ንኣምን።

    ኣቦ ጐይታናን ኣምላኽናን፡ መድኃኒናን Iየሱስ ክርስቶስ። ኣቐዲምና ኸም ዝተናገርና ንህላዌU ምኽንያት ስለ ዘይብሉ። ብዅሉ ዘመናት ህልዊ Eዩ Eምበር መጀምርታን መፈጸምታን የብሉን። ዘይጠፍE ብርሃን ኣለዎ፡ ናብU ምቕራብ ዚኽEል የልቦን።

    ክልተ ኣይኮነን፡ ሠለስተውን ኣይኮነን፡ ኣይውሰኾንውን። ንዘለዓለም ዚነብር ሓደ በይኑ Eዩ Eምበር ዘይፍለጥ ሥዉር ኣይኮነን። Eንታይ ድኣ ብOሪትን ብነቢያትን ብርግጽ ፈሊጥናዮ Iና። ንሱ ገዛE ኵሉን ኣብ ልEሊ ኵሉ ፍጥረት ሥልጣን ዘለዎን Eዩ።

    ኣቦU ንጐይታናን መድኃኒናን Iየሱስ ክርስቶስ Eግዚኣብሔር ሓደ Eዩ። ዓለም ከይተፈጥረ ዝተወልደ ወልድ ዋሕድ፡ ምስU ማEረ ዝኾነ፡ ኵሉ ሰራዊትን ሢመታትን ሥልጣናትን ዝፈጠረ፡ ብዳኅረዋይ ዘመን ሰብ ኪኸውን ዝፈቐደ፡ ብዘይ ዘርI ሰብኣይ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሥጋ ዝለበሰ፡ ብዘይ ኃጢኣትን ኣበሳን ከም ሰብ ዓበየ፡ ኣብ ኣፉ ሓሶት ኣይተረኽበን።

    ብድኅርዚ ብሥጋ መከራ መስቀል ተቐቢሉ ሞተ፡

    ብሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምውታት ተፈልዩ ተንሥA። ናብ ዝለኣኾ ኣቦU ናብ ሰማያት ዓረገ፡

    ብየማን ኃይሊ ተቐመጠ። ካብ ኣብ ዝሠረፀ ንዓለም Eውን ዘድኃነ፡ ምስ ኣብን ምስ ወልድን

    ህልዊ ዝኾነ ጰራቅሊጦስ መንፈስ ጽድቂ ሰደደልና።

    19

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ንብል Eንከ ከመ ኵሉ ሠናይ ፍጥረተ EግዚAብሔር ወAልቦ ግዱፍ። ወመንፈስሰ ሕይወተ ሥጋ ይEቲ ንጽሕት ወቅድስት በኵሉ። ወንሕነሰ ንብል ከመ ሰብሳብ ንጹሕ ወልደት

    ዘAልቦ ርኵስ፡

    Eስመ ፈጠሮሙ EግዚAብሔር ለAዳም ወለሔዋን ከመ ይብዝኁ ሕዝብ። ንለቡ Eንከ ከመቦ ውስተ

    ሥጋነ ነፍስ Eንተ Iትመውት ወIትማስን ምስለ ሥጋ።

    ንሕነሰ ናስቆርር ኵሎ ግብሮሙ ለEልዋነ ሃይማኖት ወኵሎ ፍልጠተ ወAሊወ ሕግ Eስመ ርኩሳን Eሙንቱ በኀቤነ።

    ወካEበ ነAምን ትንሳኤ ሙታን ጻድቃን ወኃጥAን ወEለተ ኵነኔ Aመ ይትፈደይ ኵሉ በከመ ምግባሩ።

    ዓዲ ነAምን ከመ ክርስቶስ Iኮነ ሕፁፀ

    EምትስብEት ወIምንትኒ Aላ ውEቱ EግዚAብሔር ቃል ዘኮነ ሰብA በጽድቅ፡ ወAረቀ ትዝምደ ሰብE ምስለ EግዚAብሔር ሊቀ ካህናቲሁ ለAብ።

    Iንትገዘር Eንከ ከመ Aይሁድ ነAምር ከመ መጽA

    ዘይፌጽም Oሪተ ወነቢያተ። ዘኪያሁ ይሴፈዉ ምጽAቶ ኵሎሙ Aሕዛብ Iየሱስ

    ክርስቶስ ዘሠረፀ Eምይሁዳ Eምሥርወ Eሤይ፡ ዘሥልጣኑ ዲበ መትከፍቱ፡ ሎቱ ስብሐት ወAኮቴት Eበይ ወባርኮት ውዳሴ ወማኅሌት፡ ይEዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም። Aሜን።

    ß

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    Eግዚኣብሔር ዝፈጠሮ ኵሉ ፍጥረት ንጹሕ ከም ዝኾነ፡ ዚድርበውን የብሉን ንብል። ናይ ሥጋ ሕይወት ነፍሲ ግና ብዅሉ ቅድስትን ንጽሕትን Eያ። ንሕናስ መውስቦ ንጹሕ ከም ዝኾነ፡ ምውላድውን ርኽሰት ዘይብሉ ከም ዝኾነ ንምህር።

    Eግዚኣብሔር ንኣዳምን ንሔዋንን ሕዝቢ ኪበዝሑ Iሉ ፈጢርዎም Eዩ። Eምበኣር ኣብዛ ሥጋና ምስ ሥጋ ዘይትመውትን ዘይትብስብስን ነፍሲ ከም ዘላትና ነስተውEል።

    ንሕናስ ብኣና ርኹሳት Eዮም Eሞ Eምነቶም

    ንዝልውጡ፡ ኵሉ ግብሮምን ኵሉ ምፍልላዮምን ሕጊ ምፍራሶምን ንጽየፍ።

    ከምUውን ጻድቃንን ሓጥኣንን ዚትንሥEዎ ትንሳኤ

    ሙታን ንኣምን፡ ኵሉ ከከም ግብሩ ዚፍደየሉ መዓልቲ ፍርዲ ከም ዘሎውን ንኣምን።

    ደጊምና ኸኣ ክርስቶስ ሰብ ብምዃኑ ከቶ ሕጸጽ ከም ዘይብሉ ንኣምን። ብሓቂ ሰብ ዝኾነ Eግዚኣብሔር ቃል Eዩ። ናይ ኣብ ሊቀ ካህናት ኮይኑ ንፍጥረት ሰብ ምስ Eግዚኣብሔር ዘተዓረቐ Eዩ።

    Eምበኣር ከም ሥርዓት ኣይሁድ ኣይንገዘር። Oሪትን

    ነቢያትን ዚፍጽም ከም ዝመጸ ንፈልጥ Iና። ኵሎም ሕዝቢ ንEU ብተስፋ ዚጽበይዎ ካብ ይሁዳ

    ካብ ሡር Eሤይ ዝተወልደ Iየሱስ ክርስቶስ፡ ሥልጣኑ ናይ ባህርዩ Eዩ። ንEU ክብርን ምስጋናን Eብየትን ባርኾትን ውዳሴን ማህሌትን ይኹን። ሎምን፡ ኵሉ ሳEን፡ ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን።

    20

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ጸሎተ ሃይማኖት። ፻፵፱ ሕዝቢ፡ ነAምን በ፩ዱ Aምላክ EግዚAብሔር Aብ Aኃዜ ኵሉ

    ገባሬ ሰማያት ወምድር ዘያስተርI ወዘIያስተርI፡ወነAምን በAሐዱ EግዚE Iየሱስ ክርስቶስ ወልደ Aብ ዋሕድ ዘህልው ምስሌሁ Eምቅድመ ይትፈጠር ዓለም። ብርሃን ዘEምብርሃን Aምላክ ዘEምAምላክ ዘበAማን፡ ዘተወልደ ወAኮ ዘተገብረ ዘEሩይ ምስለ Aብ በመለኮቱ። ዘቦቱ ኵሉ ኮነ ወዘEንበሌሁሰ Aልቦ ዘኮነ፡ ወIምንትኒ ዘበሰማይኒ ወዘበምድርኒ። ዘበEንቲAነ ለሰብE ወበEንተ መድኃኒትነ ወረደ Eምሰማያት ተሰብA ወተሠገወ Eመንፈስ ቅዱስ ወEማርያም Eምቅድስት ድንግል። ኮነ ብEሴ ወተሰቅለ በEንቲAነ በመዋEለ ጲላጦስ ጴንጤናዊ ሐመ ወሞተ ወተቀብረ ወተንሥA Eሙታን Aመ ሣልስት Eለት በከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍት። Aርገ በስብሐት ውስተ ሰማያት ወነበረ በየማነ Aቡሁ፡ ዳግመ ይመጽE በስብሐት ይኮንን ሕያዋነ ወሙታነ ወAልቦ ማኅለቅት ለመንግስቱ። ወነAምን በመንፈስ ቅዱስ EግዚE ማሕየዊ ዘሠረፀ EምAብ ንስግድ ሎቱ ወንሰብሖ ምስለ Aብ ወወልድ ዘነበበ በነቢያት። ወነAምን በAሐቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን Eንተ ላEለ ኵሉ ጉባኤ ዘሐዋርያት። ወነAምን በAሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢAት፡ ወንሴፎ ትንሣኤ ሙታን ወሕይወተ ዘይመጽE ለዓለመ ዓለም። Aሜን።

    ßÕ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ጸሎተ ሃይማኖት 149 ሕዝቢ፡ ኵሉ ብዝኃዘ ሰማይን ምድርን ዚርAን ዘይርAን

    ብዝፈጠረ ብሓደ ኣምላኽ ብEግዚኣብሔር ኣብ ንኣምን። ብሓደ ጎይታ ብIየሱስ ክርስቶስ፡ ዓለም ከይተፈጥረ ምስU ህልው ብዝኾነ ወልድ ኣብ ዋሕድውን ንኣምን። ካብ ብርሃን ዝተረኽበ ብርሃን፡ ካብ ሓቀኛ ኣምላኽ ዝተረኽበ ኣምላኽ፡ ዝተወልደ Eምበር ፍጡር ዘይኮነ፡ ብመለኮቱ ምስ ኣብ ማEረ ዝኾነ፡ ኵሉ ብUU ዝተፈጥረ፡ ብዘይካU ግና ኣብዚ ምድሪ ዘሎ ይኹን፡ ወይስ ኣብ ሰማይ ዘሎ፡ ምንም ዝተፈጥረ የልቦን። ምEንታና ምEንቲ ሰብ፡ ምEንቲ ምድኃንና ካብ ሰማያት ዝወረደ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ካብ ቅድስት ድንግለ ማርያም ሥጋ ለበሰ፡ ሰብ ኮነ። ሰብ ኮይኑ ድማ ብዘመን ጴንጤናዊ ጲላጦስ ምEንታና ተሰቕለ፡ (ሐመመ)፡ መከራ መስቀል ተቐበለ፡ ሞተ፡ ተቐብረ፡ ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ከም ዝተጻሕፈ ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምውታት ተፈልዩ ተንሥA። ብኽብሪ ናብ ሰማያት ዓረገ። ኣብ የማን ኣቡU ተቐመጠ። ከም ብሓድሽ ንሕያዋንን ምውታትን ኪፈርድ ብኽብሪ ኪመጽE Eዩ፡ ንመንግስቱውን መወዳEታ የብሉን። ጐይታን መሕወዪን ብዝኾነ ካብ ኣብ ብዝሠረፀ መንፈስ ቅዱስ ነኣምን። ምስ ኣብን ወልድን ንሰግደሉን ነመስግኖን፡ ብነቢያት ዝተናገረ Eዩ። ልEሊ ኹሉ ናይ ሓዋርያት ጉባኤ ብዝኾነት ብሓንቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ነኣምን። ኃጢኣት ንምስትሥራይ፡ ብሓንቲ ጥምቀትውን ንኣምን። ትንሳኤ ሙታንን ንዘለዓለም ዓለም ዚመጽE ሕይወትን ተስፋ ንገብር።

    21

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፶ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፻፶፩ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፻፶፪ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፻፶፫ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፶፬ ካህን፡ ስEንተ ባቲ ሠራዊተ ሰማያት፡ ይሴብሑከ Eንዘ

    ይብሉ፡ ፻፶፭ ሕዝቢ፡ ስብሐት ለEግዚAብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር

    ሥምረቱ ለሰብE። ፻፶፮ ዲያቆን፡ ጸልዩ በEንተ ሰላም ፍጽምት ወፍቅር ተAምኁ

    በበይናቲክሙ በAምኀ ቅድሳት። ፻፶፯ ሕዝቢ፡ ክርስቶስ Aምላክነ ረስየነ ድልዋነ ከመ ንትAማኅ

    በበይናቲነ በAምኀ ቅድሳት።

    ፻፶፰ ካህን፡ EግዚAብሔር ምስለ ኵልክሙ። ፻፶፱ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፷ ካህን፡ AEኵትዎ ለAምላክነ። ፻፷፩ ሕህቢ፡ ርቱE ይደሉ። ፻፷፪ ካህን፡ AልEሉ Aልባቢክሙ። ፻፷፫ ሕዝቢ፡ ብነ ኀበ EግዚAብሔር Aምላክነ።

    ßÖ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    150 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU። 151 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና።152 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።153 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 154 ካህን፡ ናይ ሰማያት ሠራዊት ንEግዚኣብሔር ኣብ ሰማያት

    ምስጋና ይኹን፡ Eንዳበሉ የመስግኑኻ።

    155 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት ምስጋና ይኹን፡ ኣብ ምድሪውን ንሰብ ፍቕርን ሰላምን ይኹን።

    156 ዲያቆን፡ ምEንቲ ፍጽምቲ ሰላምን ፍቕርን ጸልዩ፡

    ንሓድሕድኩም ድማ ብመንፈሳዊ ምስEዓም ሰላም ተበሃሃሉ።

    157 ሕዝቢ፡ O ክርስቶስ ኣምላኽና ብቕዱስ ምስEዓም

    ንሓድሕድና ሰላምታ ክንወሃሃብ ድልዋት ግበረና። 158 ካህን፡ Eግዚኣብሔር ምስ ኵልኹም ይኹን። 159 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 160 ካህን፡ ንኣምላኽና ኣመስግንዎ። 161 ሕህቢ፡ ብሓቂ ይግባE Eዩ። 162 ካህን፡ ብልብኹም ሰማያዊ ነገር ሕሰቡ። 163 ሕዝቢ፡ ኣብ Eግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣሎና።

    22

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    በEንተ ብፁE ፻፷፬ ዲያቆን፡ (ንፍቅ) መሐሮሙ EግዚO ወተሣሃሎሙ ለሊቃነ

    ጳጳሳት፡ ጳጳሳት ኤጲስቆጶሳት፡ ቀሳውስት ወዲያቆናት ወኵሎሙ ሕዝበ ክርስቲያን።

    ፻፷፭ ዲያቆን፡ Eለ ትነብሩ ተንሥU። ፻፷፮ ዲያቆን፡ ውስተ ጽባሕ ነጽሩ። ፻፷፯ ዲያቆን፡ ንነጽር። ፻፷፰ ዲያቆን፡ AውሥU። ፻፷፱ ሕዝቢ፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Eግዚኣብሔር ጸባOት ፍጹም

    ምሉE ሰማያተ ወምድረ ቅድሳተ ስብሐቲከ ፻፸ ሕዝቢ፡ ተዘከረነ EግዚO በውስተ መንግስትከ፡ ተዘከረነ

    EግዚO O ሊቅነ በውስተ መንግስትከ፡ ተዘከረነ EግዚO በውስተ መንግስትከ፡ በከመ ተዘከርኮ ለፈያታዊ ዘየማን Eንዘ ሀሎከ ዲበ Eፀ መስቀል ቅዱስ።

    ፻፸፩ ዲያቆን፡ AንሥU Eደዊክሙ ቀሳውስት። ፻፸፪ ሕዝቢ፡ ነAምን ከመ ዝንቱ ውEቱ በAማን ነAምን።

    ß×

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ምEንቲ ብጹEን ቅዱስን ርEሲ ሊቃነ ጳጳሳት 164 ዲያቆን፡

    (ንፍቅ) O ጐይታ፡ ንሊቃነ ጳጳሳትን ንኤጲስ ቆጶሳትን ንቀሳውስትን ንዲያቆናትን ንዅሎም ሕዝበ ክርስቲያንን ምሓሮምን ይቕረ በለሎምን።

    165 ዲያቆን፡ ዝተቐመጥኩም ተንስU። 166 ዲያቆን፡ ናብ ምብራቕ ተመልከቱ። 167 ዲያቆን፡ ነስተውEል። 168 ዲያቆን፡ ተሰጥዎ ተቐበሉ።

    169 ሕዝቢ፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ Eግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት

    ክብሪ ምስግናኻ ሰማይን ምድርን ምሉE Eዩ። 170 ሕዝቢ፡ O ጐይታ ኣብ መንግስትኻ ተዘከረና፡ O ጐይታ ኣብ

    መንግስትኻ ተዘከረና። ኣብ ቅዱስ Eፀ መስቀል ከሎኻ ብየማን ንዝነበረ ሽፍታ ከም ዝዘከርካዮ ዘክረና።

    171 ዲያቆን፡ ቀሳውስቲ ኣEዳውኩም ኣልEሉ። 172 ሕዝቢ፡ ነኣምን Iና፡ Eዚ ኸም ዝኾነ ብሓቂ ንኣምን።

    23

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፸፫ ካህን፡ ወወሀቦሙ ለEሊAሁ ለAርዳIሁ፡ ወይቤሎሙ ንሥU ብልU ዝኅብስት።

    ፻፸፬ ሕዝቢ፡ Aሜን Aሜን Aሜን ነAምን ወንትAመን ንሴብሐከ፡ O EግዚEነ ወAምላክነ ከመ ዝንቱ ውEቱ በAማን ነAምን።

    ፻፸፭ ካህን፡ ወከማሁ ጽዋAኒ . . . ፻፸፮ ሕዝቢ፡ Aሜን Aሜን Aሜን ነAምን ወንትAመን ንሴብሐከ፡

    O EግዚEነ ወAምላክነ ከመ ዝንቱ ውEቱ በAማን ነAምን።

    ፻፸፯ ካህን፡ ወሶበ ትገብርዎ ለዝንቱ ተዝካረ ዚAየ ግበሩ። ፻፸፰ ሕዝቢ፡ ንዜኑ ሞተከ EግዚO ወትንሳኤከ ቅድስተ ነAምን

    Eርገተከ ወዳግመ ምጽAተከ ንሴብሐከ ወንትAመነከ ንስEለከ ወናስተበቍAከ O EግዚEነ ወAምላክነ።

    ፻፸፱ ካህን፡ ይEዜኒ EግዚO . . . ፻፹ ሕዝቢ፡ Aሜን EግዚO መሐረነ፡ EግዚO መሐከነ EግዚO

    ተሣሃለነ።

    ፻፹፩ ዲያቆን፡ በኵሉ ልብ ናስተብቊO ለEግዚAብሔር Aምላክነ

    ኅብረተ መንፈስ ቅዱስ ሠናየ ከመ ይጸግወነ። ፻፹፪ ሕዝቢ፡ በከመ ሀሎ ህልወ ወይሄሉ ለትውልደ ትውልድ

    ለዓለመ ዓለም። ßØ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    173 ካህን፡ ነቶም ናቱ ንደቀ መዛሙርቱ ሓዋርያት፡ ምEንታኻትኩም ንኅድገት ኃጢኣት ዚቝረስ ሥጋይ Eዚ Eዩ፡ Eዚ ኅብስቲ Eዚ Eንኩ ብልU፡ Iሉ ኀቦም።

    174 ሕዝቢ፡

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን፡ ንኣምንን ንEመንን O ጐይታናን ኣምላኽናን ነመስግነካ ኣሎና፡ Eዚ ኸም ዝኾነ ብሓቂ ንኣምን።

    175 ካህን፡

    ከምUውን ነቲ ጽዋE ኣመስጊኑን ባሪኹን ቀዲሱን፡ Eዚ ጽዋE Eዚ ምEንታኻትኩም ንበጃ ብዙኃት ዚፈስስ ደመይ Eዩ Eሞ Eንኩ ስተዩ፡ Iሉ ነቶም ናቱ ንደቀ መዛምርቱ ኀቦም።

    176 ሕዝቢ፡ ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን፡ ንኣምንን ንEመንን O ጐይታናን ኣምላኽናን ነመስግነካ ኣሎና፡ Eዚ ብሓቂ ኸም ዝኾነ ብሓቂ ንኣምን።

    177 ካህን፡ ነዚውን ክትገብርዎ ኸለኹም፡ ንመዘከርታይ ግበርዎ።

    178 ሕዝቢ፡ O ጐይታ፡ ሙማትካን ቅድስቲ ትንሣኤኻን ነዘንቱ፡ Eርገትካን ዳግማይ ምጽኣትካ Eውን ንኣምን። ነመስግነካን ንEመነካን O ጐይታናን ኣምላኽናን ንልምነካን ንምሕጸነካን ኣሎና።

    179 ካህን፡ O ጐይታ ሕጂውን ሙማትካን ትንሳኤኻን . . .

    180 ሕዝቢ፡ ኣሜን፡ O ጐይታ ምሓረና፡ O ጐይታ ራሕርሓልና፡ O ጐይታ ይቕረ በለልና።

    181 ዲያቆን፡ ንEግዚኣብሔር ኣምላኽና፡ ሠናይ ኅብረት መንፈስ ቅዱስ ምEንቲ ኺህበና ብምሉE ልቢ ንለምኖ።

    182 ሕዝቢ፡ ጥንቲ ህልዊ ኾይኑ ኸም ዝነበረ፡ ንውሉድ ወለዶን ንዘለዓለምን ህልዊ ኾይኑ ይነብር።

    24

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    (Eምድሕረ ካህን ይበል ሕዝብ) ፻፹፫ ሕዝቢ፡ ሀበነ ንኅበር፡ በዘዚAከ መንፈስ ቅዱስ፡ ወፈውሰነ

    በዝንቱ ጵርስፎራ፡ ከመ ብከ ንሕየው፡ ዘለኵሉ ዓለም ወለዓለመ ዓለም።

    ቡሩክ ስሙ ለEግዚAብሔር፡ ወቡሩክ ዘይመጽE

    በስመ EግዚAብሔር፡ ወይትባረክ ስመ ሰብሐቲሁ፡ለይኩን፡ ለይኩን፡ ቡሩከ ለይኩን።

    ፈኑ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ላEሌነ። ፻፹፬ ዲያቆን፡ ተንሥU ለጸሎት። ፻፹፭ ሕዝቢ፡ EግዚO ተሣሃለነ። ፻፹፮ ካህን፡ ሰላም ለኵልክሙ። ፻፹፯ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፻፹፰ ካህን፡ ጸሎተ ፈትቶ። ፻፹፱ ዲያቆን፡ ጸልዩ። ፻፺ ሕዝቢ፡ Aቡነ ዘበሰማያት ይትቀደስ ስምከ ትምጻE

    መንግስትከ ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ ከማሁ በምድር ሲሳየነ ዘለለEለትነ ሀበነ ዮም ኅድግ ለነ Aበሳነ ወጌጋየነ ከመ ንሕነኒ ንኅድግ ለዘAበሰ ለነ፡ IታብAነ EግዚO ውስተ መንሱት Aላ Aድኅነነ ወባልሐነ Eምኵሉ Eኩይ Eስመ ዚAከ ይEቲ መንግሥት ኃይል ወስብሐት ለዓለመ ዓለም።

    ßÙ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    (ደድሕሪ ካህን ይበል ሕዝቢ) 183 ሕዝቢ፡ በቲ ናትካ ዝኾነ መንፈስ ቅዱስ ሓደ ኽንከውን

    ሃበና፡ በዚ ኅብስቲ Eዚውን ንዘሎ ዓለምን ንዘለዓለምን ብኣኻ ሕያዋን ክንከውን ፈውሰና።

    ስም Eግዚኣብሔር ቡሩኽ Eዩ፡ ብስም Eግዚኣብሔር

    ዝመጽEውን ቡሩኽ Eዩ። ስም ጐይትነቱ ይባረኽ። ይኹን፡ ይኹን፡ ቡሩኽ ይኹን።

    ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልEሌና ፈኑ።

    184 ዲያቆን፡ ንጸሎት ተንሥU።185 ሕዝቢ፡ O ጎይታ ይቕረ በለልና። 186 ካህን፡ ሰላም ንኹልኹም ይኹን።187 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    188 ካህን፡ ጸሎተ ምፍታት። 189 ዲያቆን፡ ጸልዩ። 190 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት Eትነብር ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ፡

    መንግስትኻ ትምጻE፡ ፍቓድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ ዝኾነ፡ ከምU ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን። ናይ Eለት Eንጀራና ሎሚ ሃበና። ንሕና ንዝበደሉና ከም ዝሓደግናሎም፡ በደልና ኅደገልና። O ጐይታ፡ ካብ ክፉE ኣድኅነና Eምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተEትወና። መንግስሥትን ኃይልን ክብርን ንዘለዓለም ናትካ Eዩ። (ማቴ. 6 ቍ. 9)

    25

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፺፩ ሕዝቢ፡ በከመ ምሕረትከ Aምላክነ፡ ወAኮ በከመ Aበሳነ። (፫ተ ጊዜ)

    (ቅዳሴ ሐዋርያት) ፻፺፪ ሕዝቢ፡

    ሠራዊተ መላEክቲሁ ለመድኃኔ ዓለም ዬ ዬ ዬ ይቀውሙ ቅድሜሁ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወይኬልልዎ ለመድኃኔ ዓለም ዬ ዬ ዬ ሥጋሁ ወደሙ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወንብጻሕ ቅድመ ገጹ ለመድኃኔ ዓለም ዬ ዬ ዬ በAሚነ ዚAሁ ሐዋርያት ተለዉ፡ Aሠሮ።

    (ቅዳሴ EግዚE) ሠራዊተ መላEክቲሁ ለመድኃኔ ዓለም ይቀውሙ

    ቅድሜሁ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወይኬልልዎ ለመድኃኔ ዓለም ሥጋሁ ወደሙ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወንብጻሕ ቅድመ ግጹ ለመድኃኔ ዓለም በኣሚነ ዚAሁ ለክርስቶስ ንገኒ።

    (ቅዳሴ ማርያም) ሠራዊተ መላEክቲሁ ለመድኃኔ ዓለም ይቀውሙ

    ቅድሜሁ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወይኬልልዎ ለመድኃኔ ዓለም ሥጋሁ ወደሙ ለመድኃኔ ዓለም፡ ወንብጻሕ ቅድመ ገጹ ለመድኃኔ ዓለም በኣሚነ ዚAሁ ለማርያም ንገኒ።

    ዲያቆን፡ (ንፍቅ) Aርኅዉ ኆኃተ መኳንንት። ፻፺፫ ዲያቆን፡ Eለ ትቀውሙ Aትሕቱ ርEሰክሙ። ስግዱ ለEግዚAብሔር በፍርኃት። ፻፺፬ ሕዝቢ፡ ቅድሜከ EግዚO ንሰግድ ወንሴብሐከ። ፻፺፭ ካህን፡ ጸሎተ ንስሐ።

    ßÚ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    191 ሕዝቢ፡ O ኣምላኽና፡ ከም ምሕረትካ Eምበር ከም በደልናስ ኣይኹን። (፫ተ ጊዜ)

    (ናይ ሓዋርያት ቅዳሴ)192 ሕዝቢ፡ ንመድኃኔ ዓለም መላEክት፡ ሠራዊት ዬ፡ ዬ፡ ዬ፡

    ንመድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድሚU ይቖሙ። ንመድኃኔ ዓለም ከቢቦም የመስግንዎ ዬ፡ ዬ፡ ዬ፡ ንመድኃኔ ዓለም ሥጋUን ደሙን። ናብ ቅድሚ ገጹ ንመድኃኔ ዓለም ክንቀርብ ዬ፡ ዬ፡ ዬ፡ ንEU ብምEማን ሐዋርያት፡ Aሰሩ ሰዓቡ።

    (ቅዳሴ EግዚE) ንመድኃኔ ዓለም መላEክት ሠራዊት ንመድኃኔ

    ዓለም ኣብ ቅድሚU ይቖሙ። ንመድኃኔ ዓለም ከቢቦም የመስግንዎ፡ ንመድኃኔ ዓለም ሥጋUን ደሙን። ናብ ቅድሚ ገጹ ንመድኃኔ ዓለም ክንቀርብ፡ ንEU ብምEማን ንክርስቶስ ነገልግሎ ኣሎና።

    (ቅዳሴ EግዚE) ንመድኃኔ ዓለም መላEክት ሠራዊት ንመድኃኔ

    ዓለም ኣብ ቅድሚU ይቖሙ። ንመድኃኔ ዓለም ከቢቦም የመስግንዎ፡ ንመድኃኔ ዓለም ሥጋUን ደሙን። ናብ ቅድሚ ገጹ ንመድኃኔ ዓለም ክንቀርብ፡ ንEU ብምEማን ንክርስቶስ ነገልግሎ ኣሎና።

    ዲያቆን፡ (ንፍቅ) መኳንንቲ ኣፍ ደጌታት ክፈቱ። 193 ዲያቆን፡ ኣቱም ደው Iልኩም ዘሎኹም ርEስኹም ኣድንኑ። ብፍርሃት ንEግዚኣብሔር ስገዱ።

    194 ሕዝቢ፡ O ጐይታ ኣብ ቅድሜኻ ንሰግድን ነመስግነካን ኣሎና።

    195 ካህን፡ ናይ ንስሓ ጸሎት።

    26

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፻፺፮ ዲያቆን፡ ነጽር። ፻፺፯ ካህን፡ ቅድሳት ለቅዱሳን። ፻፺፰ ሕዝቢ፡ Aሐዱ Aብ ቅዱስ Aሐዱ ወልድ ቅዱስ Aሐዱ

    ውEቱ መንፈስ ቅዱስ። ፻፺፱ ካህን፡ EግዚAብሔር ምስለ ኵልክሙ። ፪፻ ሕዝብ፡ ምስለ መንፈስከ። ፪፻፩ ካህን፡ EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፫ተ ጊዜ በልUል ዜማ)

    ሕዝብ፡

    ካህን፡

    ሕዝብ፡

    EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፲ተ ወ፭ተ ጊዜ በንUስ ዜማ) ከማሁ። EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፫ተ ጊዜ) EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፪ተ ጊዜ)

    ፪፻፪ ዲያቆን፡ Eለ ውስተ ንሥሐ ሀለውክሙ Aትሕቱ ርEሰክሙ። መልክA ቊርባን ፪፻፫ ካህን፡ EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፫ ጊዜ) በEንተ ማርያም መሐረነ ክርስቶስ (፫ ጊዜ)። ፪፻፬ ሕዝቢ፡ (ከማሁ ይበሉ) ßÛ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    196 ዲያቆን፡ ኣስተውEል።

    197 ካህን፡ ዝተቐደሰ ሥጋUን ደሙን ንዝተቐደሱ Eዩ። 198 ሕዝቢ፡ ሓደ Aብ ቅዱስ Eዩ፡ ሓደ ወልድ ቅዱስ Eዩ፡ ሓደ

    መንፈስ ቅዱስ Eዩ።

    199 ካህን፡ Eግዚኣብሔር ምስ ኵልኹም ይኹን። 200 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ። 201 ካህን፡ EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (3 ጊዜ በልUል ዜማ)

    ሕዝብ፡

    ካህን፡

    ሕዝብ፡

    EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (15 ጊዜ በንUስ ዜማ) ከማሁ። EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፫ተ ጊዜ) EግዚO መሐረነ ክርስቶስ (፪ተ ጊዜ)

    202 ዲያቆን፡ ኣብ ንስሓ ዘለኹም ርEስኹም ኣድንኑ። መልክA ቊርባን

    203 ካህን፡ EግዚO ምሓረና ክርስቶስ (3 ጊዜ) ምEንቲ ማርያም ምሓረና ክርስቶስ (3 ጊዜ) 204 ሕዝቢ፡ (ካህን ይቀበሉ)

    27

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፪፻፭ ብሓባር፡ ሰኣሊ ለነ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ። ፪፻፮ ዲያቆን፡ ጸልዩ በEንቲAነ ወበEንተ ኵሎሙ ክርስቲያን Eለ

    ይቤሉነ ግበሩ ተዝካሮሙ በሰላም ወበፍቅረ Iየሱስ ክርስቶስ ሰብሑ ወዘምሩ።

    (በጊዜ ቅዱስ ቁርባን) ፪፻፯ ብሐባር፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ሥሉስ ዘIይትነገር ሀበኒ ከመ

    EንሣE ለሕይወት ዘንተ ሥጋ ወደመ ዘEንበለ ኵነኔ። ሀበኒ Eግበር ፍሬ ዘያሰምረከ ከመ AስተርI በስብሐቲከ ወEሕየው ለከ Eንዘ Eገብር ዘዚAከ ፈቃደ በተAምኖ Eጼውዓከ Aብ ወEጼውE መንግሥተከ ይትቀደስ EግዚO ስምከ በላEሌነ፡

    Eስመ ኃያል Aንተ Eኩት ወስቡሕ ወለከ ስብሐት

    ለዓለመ ዓለም። ፪፻፰ ዲያቆን፡ ነAኵቶ ለEግዚAብሔር ቅድሳቶ ነሢAነ ከመ

    ለሕይወተ ነፍስ ይኩነነ ፈውሰ ዘተመጦነ ንስEል ወንትመሐፀን Eንዘ ንሴብሖ ለEግዚAብሔር Aምላክነ።

    ፪፻፱ ካህን፡ ስብሐተ EግዚAብሔር ይነግር Aፉየ፡ ወኵሉ ዘሥጋ

    ይባርክ፡ ለስሙ ቅዱስ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም። ፪፻፲ ሕዝቢ፡ Aቡነ ዘበሰማያት IታብAነ EግዚO ውስተ

    መንሱት።

    ßÜ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    205 ብሓባር፡ O ማርያም ወድኺ ምሕረቱ ክህበና ለምንልና። 206 ዲያቆን፡ ምEንታናን ምEንቲ ዅሎም ክርስቲያንን

    መዘከርታOም ግበሩ ዝበሉናን ጸልዩ። ብፍቕሪ Iየሱስ ክርስቶስውን ኣመስግኑን ዘምሩን።

    (ኣብ ጊዜ ቅዱስ ቁርባን) 207 ብሓባር፡

    ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ሥሉስ ዘይምርመር Eዚ ሥጋን ደምን ብዘይ ኵነኔ ንህይወት ኪኾነኒ ሃበኒ። ኣብ ክብርኻ ምEንቲ ክርA ናትካ ፍቓድ Eናገበርኩ ድማ ምEንቲ ንዓኻ ክነብር ዘሥምረካ ፍረ ክገብር ሃበኒ። ብEምነት ኣቦ Iለ Eጽውዓካ፡ መንግስትኻ Eውን EጽውE፡ ስለዚ O ጐይታ ስምካ ኣባና ይቀደስ፡

    ንስኻ ሓያልን ምስጉንን ስቡሕን Iኻ Eሞ

    ንዘለዓለም ዓለም ምስጋና ንኣኻ ይኹን። 208 ዲያቆን፡ ነመስግኖ ዝተቐበልናዮ ንህይወት ነፍሲ፡ ፈውሲ

    ይኹነና፡ ሥጋUን ደሙን ተቐቢልና ንEግዚኣብሔር ነመስግኖ ኣሎና፡ Eዞም ዝተቐበልና ንEግዚኣብሔር ኣምላኽና Eናመስገንናዮ ንልምንን ንምሕጸንን ኣሎና።

    209 ካህን፡ ኣፈይ ምስጋና Eግዚኣብሔር ይዛረብ፡ ሥጋ ዝለበሰ

    ኵሉ ኸኣ ንቕዱስ ስሙ ይባርኽ፡ ኵሉ ሳEን ንዘለዓለም ዓለምን ኣሜን።

    210 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት ዘሎኻ ኣቦና O ጐይታ ናብ ፈተና

    ኣይተEትወና። 28

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፪፻፲፩ ዲያቆን፡ ተመጦነ Eምስጋሁ ቅዱስ ወEምደሙ ክቡር ለክርስቶስ።

    ፪፻፲፪ ካህን፡ ስብሐተ EግዚAብሔር ይነግር Aፉየ፡ ወኵሉ ዘሥጋ

    ይባርክ፡ ለስሙ ቅዱስ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም። ፪፻፲፫ ሕዝቢ፡ Aቡነ ዘበሰማያት IታብAነ EግዚO ውስተ

    መንሱት። ፪፻፲፬ ዲያቆን፡ ወናEኵቶ ይደልወነ ከመ ንሳተፍ ምሥጢረ ክብርተ

    ወቅድስተ። ፪፻፲፭ ካህን፡ ስብሐተ EግዚAብሔር ይነግር Aፉየ፡ ወኵሉ ዘሥጋ

    ይባርክ፡ ለስሙ ቅዱስ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም። ፪፻፲፮ ሕዝቢ፡ Aቡነ ዘበሰማያት IታብAነ EግዚO ውስተ

    መንሱት። ፪፻፲፯ ካህን፡ ኀዳፌ ነፍስ … ፪፻፲፰ ሕዝቢ፡ Aሜን Aቡነ ዘበሰማያት … በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልAክ ..

    ßÝ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    211 ዲያቆን፡ ንክርስቶስ ካብ ቅዱስ ሥጋUን ካብ ክቡር ደሙን ተቐበልና።

    222 ካህን፡ ኣፈይ ምስጋና Eግዚኣብሔር ይዛረብ፡ ሥጋ ዝለበሰ

    ዅሉ ድማ ንቕዱስ ስሙ የመስግን። ንዘለዓለም ዓለም።

    213 ሕዝቢ፡

    ኣብ ሰማያት ዘሎኻ ኣቦና O ጐይታ ናብ ፈተና ኣይተEትወና።

    214 ዲያቆን፡ ክብርትን ቅድስትን ምሥጢር (ሥጋUን ደሙን)

    ክንቅበልን ከነመስግንን ይግብኣና Eዩ።

    215 ካህን፡ ኣፈይ ምስጋና Eግዚኣብሔር ይዛረብ፡ ሥጋ ዝለበሰ ዅሉ ድማ ንቕዱስ ስሙ ይባረኽ። ንዅሉ ሳEን ንዘለዓለም።

    216 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት ዘሎኻ ኣቦና፡ O ጐይታ ናብ ፈተና

    ኣይተEትወና። 217 ካህን፡ (ኀዳፌ ነፍስ) መንጽሂ ነፍስ። 218 ሕዝቢ፡ ኣብ ሰማያት Eትነብር ኣቦና . . .

    O ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም . . .

    29

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ፪፻፲፱ ዲያቆን፡ Aድንኑ AርEስቲክሙ ቅድመ EግዚAብሔር Aምላክነ በEደ ገብሩ ካህን (ቀሲስ) ከመ ይባርክሙ (ከመ ይባርከነ)።

    ፪፻፳ ሕዝቢ፡ ኣሜን EግዚAብሔር ይባርከነ ወይሣሃለነ። ፪፻፳፩ ካህን፡ O EግዚO Aድኅን ሕዝበከ ወባርክ ርስተከ፡ O EግዚO Aድኅን ሕዝበከ ወባርክ ርስተከ፡ O EግዚO Aድኅን ሕዝበከ ወባርክ ርስተከ። ፪፻፳፪ ካህን፡ EግዚAብሔር የኃሉ ምስለ ኵልክሙ።፪፻፳፫ ሕዝቢ፡ ምስለ መንፈስከ። ፪፻፳፬ ብሐባር Aሜን EግዚAብሔር ይባርከነ ለAግብርቲሁ በሰላም

    ሥርየተ ይኩነነ ዘተመጦነ ሥጋከ ወደምከ Aብሐነ በመንፈስ ንኪድ ኵሎ ኃይሎ ለጸላI በረከተ Eዴከ ቅድስት Eንተ ምልEተ ምሕረት ኪያሃ ንሴፎ ኩልነ Eምኵሉ ምግባረ Eኩይ Aግኅሠነ ወውስተ ኵሉ ምግባረ ሠናይ ደምረነ ብሩክ ዘወሀበነ ሥጋሁ ቅዱሰ ወደሞ ክቡረ።

    ፪፻፳፭ (ብዜማ) ጸጋ ነሣEነ ወሕይወተ ረከብነ በኃይለ

    መስቀሉ ለIየሱስ ክርስቶስ ኪያከ EግዚO ነAኵት ነሢAነ ጸጋ ዘEመንፈስ ቅዱስ።

    ፪፻፳፮ ዲያቆን፡ Eትዉ በሰላም። (ፍጻሜ)

    à

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    219 ዲያቆን፡ ብIድ ኣገልጋሊU ካህን ምEንቲ ኺባርኸኩም ኣብ ቅድሚ Eግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣራEስኩም ኣድንኑ።

    220 ሕዝቢ፡

    ኣሜን Eግዚኣብሔር ይባርኸና፡ ይቕረ Eውን ይበለልና።

    221 ካህን፡ O ጐይታ ሕዝብኻ ኣድኅን፡ ርስትኻ ባርኽ።

    O ጐይታ ሕዝብኻ ኣድኅን፡ ርስትኻ ባርኽ። O ጐይታ ሕዝብኻ ኣድኅን፡ ርስትኻ ባርኽ።

    222 ካህን፡ Eግዚኣብሔር ምስ ኵልኹም ይኹን።223 ሕዝቢ፡ ምስ መንፈስካ።

    224 ብሐባር ኣሜን O Eግዚኣብሔር ንባሮትካ ብሰላም ባርኸና።

    ዝተቐበልናዮ ሥጋኻን ደምካን ንኅድገት ኃጢኣት ይኹነና። ኵሉ ኃይሊ ጸላI ብመንፈስ ክንረግጽ ሥልጣን ሃበና። ምሕረት ዝመልAት በረኸት ቅድስቲ Iድካ ንዓኣ ኹላትና ንጽበ ኣሎና። ካብ ዅሉ ክፉE ምግባር ኣርሕቐና። ናብ ኵሉ ምግባር ሠናይ ከኣ ጸንብረና። ቕዱስ ሥጋUን ክቡር ደሙን ዝሃበና ብሩኽ Eዩ።

    225 ብኃይሊ መስቀሉ ንIየሱስ ክርስቶስ ጸጋ ተቐቢልና ሕይወትውን ረኺብና Iና። O ጐይታ ካብ መንፈስ ቅዱስ ዝተረኸበ ጸጋ ተቐቢልና ንኣኻ ነመስግን ኣሎና።

    226 ዲያቆን፡ ብሰላም Eተዉ። (ፍጻሜ)

    30

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    ኣስተዋጽO ክብረ በዓላት ከምU ድማ ናይ ዓመት በዓላትን

    ሰንበታትን ዝሓዘ ስብከት

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    መዝ. ዳ

    ፷፬(፷፭)፤፲፩ 64(65)፡11

    መዝ. ዳ ፶፱(፷)፤፬ 59(60)፡4

    መዝ. ዳ ፲፰(፲፱)፤፫ 18(19)፡3

    መዝ. ዳ ፴፫(፹፬)፤፫ 83(84)፡3

    መዝ. ዳ ፴፫(፬)፤፯ 33(34)፡7

    መዝ. ዳ ፻፴፩(፻፴፪)፤፲፫ 131(132)፡13

    መዝ. ዳ ፷፭(፷፮)፤፲፫ 65(66)፡13

    መስከረም ፩(1) ርEሰ ዓውደ ዓመት ቅዱስ ዮሐንስ

    ወትባርክ Aክሊለ ዓመተ ምሕረትከ። ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም። ወይረውዩ Aድባረ በድው።

    መስቀል

    ወወሀብኮሙ ትEምርተ ለEለ ይፈርሁከ ከመ ያምስጡ Eምገጸ ቅስት። ወይድኃኑ ፍቁራኒከ።

    ጥቅምት ፲፬(14)

    Aልቦ ነገር ወAልቦ ነቢብ ዘIተሰምA ቃሎሙ። ውስተ ኵሉ ምድር ወጽA ነገሮሙ። ወEስከ Aጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦሙ።

    ሕዳር ቍስቋም

    Oፍኒ ረከበት ላቲ ቤተ። ወማEነቅኒ ኀበ ታነብር Eጎሊሃ። ምሥዋIከ EግዚO EግዚA ኃያላን።

    ሕዳር ሚካኤል

    ይትAየን መልAከ EግዚAብሔር Aውዶሙ። ለEለ ይፈርህዎ ወያድኅኖሙ። ጠAሙ ወታEምሩ ከመ ኄር EግዚAብሔር።

    ሕዳር ጽዮን

    Eስመ ሐረያ EግዚAብሔር ለጽዮን። ወAብደራ ከመ ትኩኖ ማኅደሮ። ዛቲ ይEቲ ምEራፍየ ለዓለም። ታሕሳስ ×(3) ፡ በዓታ ለEግዝEትነ ማርያም

    EበውE ቤተከ ምስለ መባEየ። ወEሁብ ብፅAትየ ዘነበብኩ በኣፉየ ዘEቤ በከናፍርየ Aመ ምንዳቤየ።

    ፩/1

    ሥርዓተ ቅዳሴ

    መዝ. ዳ ፻፲፯(፰)፥፪ 117(8)፡2

    መዝ. ዳ ፵፬(፵፭)፥፲፮ 44(45)፡16

    መዝ. ዳ

    ፻፲፫(፻፲፬)፥፫ 113(114)፡4

    መዝ. ዳ

    ፸፮(፸፯)፥፲፮ 76(77)፡16

    መዝ. ዳ ፵፭(፵፮)፥፯ 45(46)፡7

    መዝ. ዳ ፵፯(፵፰)፥፰ 47(48)፡8

    ታሕሳስ ፲፱(19) ገብርኤል በቅድመ መላEክቲከ Eዜምር ለከ። ወEሰግድ ውስተ ጽርሐ መቅደስከ። ወEገኒ ለስምከ። ታሕሳስ ፳፪(22) ብስራተ ገብርኤል ህየንተ Aበውኪ ተወልዱ ለኪ ደቂቅ። ወትሰይሚዮሙ መላEክተ ለኵሉ ምድር ወይዘክሩ ስመኪ በኵሉ ትውልደ፡ ትውልድ። ጥምቀት ባሕርኒ ርEየት ወጐየት። ወዮርዳኖስኒ ገብA ድኅሬሁ። ኣድባር AንፈርAጹ ከመ ሐራጊት። ርEዩከ ማያት EግዚO። ርEዩከ ማያት ወፈርሁ። ደንገፁ ቀላያተ ማያት ወደምፀ ማያቲሆሙ። ቃና ዘገሊላ ወምስካይነ Aምላኩ ለያEቆብ። ንU ትርAዩ ግብሮ ለEግዚAብሔር። ዘገብረ መንክረ በዲበ ምድር። ዘመነ AስተርEዮ በከመ ሰማEነ ከማሁ ርIነ በሀገረ EግዚA ኃያላን በሀገረ Aምላክነ EግዚAብሔር ሣረራ ለዓለም።

    ፪/2

  • ሥርዓተ ቅዳሴ

    መዝ. ዳ ፹፰(፹፱)፥፪

    88(89)፡2

    መዝ. ዳ ፻፲፭(፻፲፮)፥፲፭ 115(116)፡15

    መዝ. ዳ ፸፫(፸፬)፥፲፪ 73(74)፡12

    መዝ. ዳ ፪፥፮ 2፡6

    መዝ. ዳ ፸፰(፸፱)፥፲ 78(79)፡10

    መዝ. ዳ ፹፮(፹፯)፥፩

    86(87)፡1

    የካቲት ኪዳነ ምሕረት Eስመ ትቤ ለዓለም Aሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንA ጽድቅከ። ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ።

    መጋቢት ፭(5) ገብረ መንፈስ ቅዱስ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ EግዚAብሔር። EግዚO Aነ ገብርከ። ገብርከ ወልደ Aመትከ። መድኃኔ ዓለም፡ መጋቢት ፳፯ (27) EግዚAብሔርሰ ንጉሥ ውEቱ Eምቅድመ ዓለም። ወገብረ መድኃኒተ በማEከለ ምድር። Aንተ AጽናEካ ለባ