4
ስዕረት ዲታይተር ስርዓት ህግደፍን ጥሪቱን ብ 24/5/2013ኣብ ዋ,ዲሲ እዞም ኣብ ውዕሎ ናይ ዋሺንግቶን ድሲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝዋዓሉ ዝዋዓላ ኣናብሳትን ዋዕሮታትን ንኣረሚናዊ ንስርዓት ህግደፍ ኮኒኖም ነቲ ባርባራዊ ኣረሚናዊ ፈጽምታት ኣብ ርእሲ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ናብ ማሕበረሰብ ዓለም ብሰላማዊ ሰልፊ መልክዕ ኣብ ጎኒ ጭኩን ህዝብና ኾይኖም ኣፍ ተዓበሰ ህዝብና ኣፉ ኮይኖም ንማሕበረሰብ ዓለም ንህግደፍ ከቓልዕዎ ኸለው ከምዚ ኣብ ላዕሊ ትሪኣኡዎ ዘለኹም ስእሊ ተዓዘቡ እሞ ናብዚ ስዕብ ናይ ከዳዓት ስእልታት ዘቕርቦ ኣብ ትሕቲ ናይ ገበን ብቐይሕ ቀለም ዘለዉ ወይጦታት ጥሪት ሕግደፍ ክኣ ተዓዘቡ። ጥሪት ናይ ህግደፍ ንህዝቢ ኮኒኖም ንውልቃዊ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝድግፉ ነቲ ፍትሓዊ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ዝኹኑኑ ትሪታት ህግደፍ ስእሎምን ዓቀኖምን ተዓዘቡ። ዝኸበርካ ውጹዕ ህዝብና ብሓለንጊ ጭኮና ስርዓት ኢሳያስ ትግረፍ ዘለኻ ክቡር ህዝብና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ብዘስካሕክሕ ኣረሚናዊ ግፍዕታትን ዜጋታት ኤርትራውያን ኣብ ማሕቡስ ህግደፍ ተቀፊዶም ኣበይ ከም ተኣስሩ ስድራቤት ሓቲቶም ብዘይ ፈልጥ ኣጋባብ ኣብ እስርቤት ህግደፍ ብደይ ፍርዲ ዝሓቅቕ ዘሎ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ስደት እታ በቦታቱን ኣዴታቱን ኣያታቱን ዝመጸት ኤርትራ ከም ደቂ ሃገር መሰሎምን ክብረቶምን ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ዘራይ ዝኾኖም ግዛተ ሕጊ ዘለዋ ሃገር ስለ ዝሳኣኑ መንእሰይ ኤርትራ ተር ኢልካ ክም ሺሾ መገዲ ጻጸ ማዙኑ ዘይ ፍለጥ እግሮም ናብ ዝመርሓቶም ንስደት እና ኣምረሔ ኣብ ጉዕዞ ስደቱ ድማ ዘጋጥሞ ዘሎ ሓደጋታትን ሞትን ስቕያትን ሕሉፍ ሓሊፉ ድማ ማዓንጡኡ ቀዲዶም ኩሊቱ ሚሒቆም ኣብ ዕዳጋ ዘውዕል ዘሎ ህዝብና

ስዕረትዲታይተርስርዓትህግደፍን ጥሪቱንብ24/5/2013ኣብዋ1].pdf · Microsoft Word - Doc9 Author: Gebre Tekle Created Date: 5/28/2013 10:06:28 AM

  • Upload
    others

  • View
    2

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

Page 1: ስዕረትዲታይተርስርዓትህግደፍን ጥሪቱንብ24/5/2013ኣብዋ1].pdf · Microsoft Word - Doc9 Author: Gebre Tekle Created Date: 5/28/2013 10:06:28 AM

ስዕረት ዲታይተር ስርዓት ህግደፍን

ጥሪቱን ብ 24/5/2013ኣብ ዋ,ዲሲ

እዞም ኣብ ውዕሎ ናይ ዋሺንግቶን ድሲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝዋዓሉ ዝዋዓላ ኣናብሳትን ዋዕሮታትን ን’ኣረሚናዊ ንስርዓት

ህግደፍ ኮኒኖም ነቲ ባርባራዊ ኣረሚናዊ ፈጽምታት ኣብ ርእሲ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ናብ ማሕበረሰብ ዓለም ብሰላማዊ

ሰልፊ መልክዕ ኣብ ጎኒ ጭኩን ህዝብና ኾይኖም ኣፍ ተዓበሰ ህዝብና ኣፉ ኮይኖም ንማሕበረሰብ ዓለም ንህግደፍ ከቓልዕዎ

ኸለው ከምዚ ኣብ ላዕሊ ትሪኣኡዎ ዘለኹም ስእሊ ተዓዘቡ እሞ ናብዚ ስዕብ ናይ ከዳዓት ስእልታት ዘቕርቦ ኣብ ትሕቲ ናይ

ገበን ብቐይሕ ቀለም ዘለዉ ወይጦታት ጥሪት ሕግደፍ ክኣ ተዓዘቡ።

ጥሪት ናይ ህግደፍ ንህዝቢ ኮኒኖም ንውልቃዊ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝድግፉ ነቲ ፍትሓዊ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ዘሎ

ሰላማዊ ሰልፊ ዝኹኑኑ ትሪታት ህግደፍ ስእሎምን ዓቀኖምን ተዓዘቡ።

ዝኸበርካ ውጹዕ ህዝብና ብሓለንጊ ጭኮና ስርዓት ኢሳያስ ትግረፍ ዘለኻ ክቡር ህዝብና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ብዘስካሕክሕ

ኣረሚናዊ ግፍዕታትን ዜጋታት ኤርትራውያን ኣብ ማሕቡስ ህግደፍ ተቀፊዶም ኣበይ ከም ተኣስሩ ስድራቤት ሓቲቶም ብዘይ ፈልጥ

ኣጋባብ ኣብ እስርቤት ህግደፍ ብደይ ፍርዲ ዝሓቅቕ ዘሎ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ስደት እታ በቦታቱን ኣዴታቱን ኣያታቱን ዝመጸት

ኤርትራ ከም ደቂ ሃገር መሰሎምን ክብረቶምን ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ዘራይ ዝኾኖም ግዛተ ሕጊ ዘለዋ ሃገር ስለ ዝሳኣኑ መንእሰይ

ኤርትራ ተር ኢልካ ክም ሺሾ መገዲ ጻጸ ማዙኑ ዘይ ፍለጥ እግሮም ናብ ዝመርሓቶም ንስደት እና ኣምረሔ ኣብ ጉዕዞ ስደቱ ድማ

ዘጋጥሞ ዘሎ ሓደጋታትን ሞትን ስቕያትን ሕሉፍ ሓሊፉ ድማ ማዓንጡኡ ቀዲዶም ኩሊቱ ሚሒቆም ኣብ ዕዳጋ ዘውዕል ዘሎ ህዝብና

Page 2: ስዕረትዲታይተርስርዓትህግደፍን ጥሪቱንብ24/5/2013ኣብዋ1].pdf · Microsoft Word - Doc9 Author: Gebre Tekle Created Date: 5/28/2013 10:06:28 AM

ኣብ ትሕቲ እዚ ኣሰቃቕን ሓደገኛ ምምሕዳር ስርዓት ውልቀ መላኺ እና የሕለፈ ኸሎ እዞም ሕልና ዘብሎም ፥ ዘይ ብለን ሕልኖኦም

ዝሸጡ ዝሸጣ ጥሪት ህግደፍ ኣብዚ ላዕሊ ካብ ኢሳያስ ዝጠፍእ ህዝብና ይጥፋእ ዝብል መር’ኣያ ስእሊ ውልቀ መላኺ ተሰኪሞም ነቲ

ፍትሓዊ ተለብ ህዝብና ክኹኑኑ ድምጺ ህዝቢ ክዓብሱ ከለዉ ዘሪኢ ስእላዊ ኢዩ ። ይለለዩ ምዓልቲ ሓርነት ኣላ።

ዝኸበርኩም ተዓዘብቲ ናብቲ ውዕሎ ፍትሓውያን ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ኣብ ጎኒ ህዝብና

ጠተው ዝበሉ ዓዶም ክሪኡ ዘይ ፍቀዶም ምስ ስድራቤቶም እና ተናፋፈቑ ከይ ተራ’ኣኤዩ ብሞት ዝፋላለዩ ዘለዉ ኩቡር

ዋጋ ዝኽፍሉ ፍትሓውያን ደቂ ህዝቢ ነዚ ውዕሎኦም ክትሪኡ ደስ ክብለኩም ተኻታተሉ ህዝብና። እንደገና ስእላዊ ጸብጻብ

ተዓዘብ እሞ ዎይጦታት ጥሪት ህግደፍ ንህዝቢ ዘጨፍጭፉ ትራሕ ከምዘይ ወለደ ህዝብብና መድሕን ህዝቦምን ሃገረምን

ከም ዘለውዎ ኣፉ ዝተዓብሰ ህዝብና ኾይንም ድምጺ ህዝብና ከስምዑ ከለዉ ኣብ ሰላማዊ ሰልፌ ኣብ ዋሺንግቶን ድሲ

እንደገና ስእላዊ ጸብጻብ ብዕለት 24/5/2013 ዝተገብረ ብገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ ) ከም ዘለዎ የቕርበልክም።

ዝኸበርኩም ተዓዘብቲ እዚ ስእልታት ናይ ደለይቲ ፍትሒ ብሙሉኡ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ከውጾኦ ኣይ ካልኩን ነዊሕን

ሰፊሕን ስለ ዝኮነ እቲ ሰልፊ እና ቆርረኩ አየ ኣቅርበዮ። ዲሒረ ዝረኸብኩዎ ሓበሪታ እቶም ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ነቲ ዓቐን

ናይ ተቃወምቲ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ ምስ ራዩ ደዊሎም ንሓደ ዘመዶም ብሓቂ ስዕረትና ሪኢናዮ ዝመጽእ ሓዲሽ መንግስቲ

ኤርትራ ቀዳዊና እግበሮ ክብል ሓቢሩ።

Page 3: ስዕረትዲታይተርስርዓትህግደፍን ጥሪቱንብ24/5/2013ኣብዋ1].pdf · Microsoft Word - Doc9 Author: Gebre Tekle Created Date: 5/28/2013 10:06:28 AM

ክትዕን መደረን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ

Page 4: ስዕረትዲታይተርስርዓትህግደፍን ጥሪቱንብ24/5/2013ኣብዋ1].pdf · Microsoft Word - Doc9 Author: Gebre Tekle Created Date: 5/28/2013 10:06:28 AM

ክብርቲ ሓፍትና ዶክቶር ኣልጋነሽ ምእንቲ ዜጋታታ ኤርትራውያን መንእሰያት እቲ ኣብ ሲናይ ዘጓንፎም ኢሰባዊ

ቕትለትን ዘስካሕክሕ ኣረሚናዊ ፈጽምን ምስ ገለ ዓበይቲ ዓድን ምስ ምእመናታት ሸኻትን ተራኪባ እዚ ነገር እረዊታዊ

ፈጽሚ ኣብ ርእሲ ወድሰብ ዝፍጸም ዘሎ ጠተው ከብልዎ ዝካሎም ክገብሩ መርትዖ ጭብጢ እና ኣቕረብት ሓያል ጻዕሪ ከም

ዘካየደት ድሕሪ ምግላጻ ብህዝቢ ኣብቲ ሰሚናር ዝተኻፈለ ብዙሕ ኣድንቆት ኣትሪፋ ሉዕል ምስጋና ኽኣ ተለጊሱላ ዶክቶር

ኣልጋነሽ ነቲ ሰሚናር ዝተገብሮ ቦታ ክቡር ስለ ዝኾነ ኣብ ክሳራ ከይ ን’ኣቱ $1000 00 (ሺሕ) ኢሮ ሓገዝ ሂባ መንግስቲ ሃገር

ተባሂሉ ብዜጋታቱ ዝቛመር እሱ ድዩ ንሃገርን ህዝብን ክመርሕ ዝግቦኦስ ዶክቶር ኣልጋነሽ <… ..ብሓቂ ህዝብና ኣይ ተዓደለን።

በዚ ኣጋታሚ ኩሉኩም ካብ ከነዳን ካብ ሙሉእ ኣመርካ ናብዚ ውዕሎዚ መጺኩም ክውን ዝገበርክሞ ዝግብርክን’ኦ የውሃና እናበልኩ ፤

ነቶም ዘይትሳተፉ ብገለ ምኽንያት ዘይ ተሳተፉ ዘይ ተሳተፋ ድማ ናይ ምር’ኣያ ደገፍ ናይ ገንዝብ ሓገዝ ዝለገስኩም ዝለገስክን የውሃና

ንብለኩም እቶም ኣብ ስመር ሩም ናይ ገንዘብ ዘወፈኩም ድማ የውሃና እናበልኩ ብእኩብ ድምር ናይ ክላትና ትምረት ንህግደፍን

ደገፍቶምን መደበሮም ዝነበረት ዋሽንግቶን ድሲ ሃደሽደሽ ኣቢልና መደበር ተቃወምቲ ጌርና አናሞ ትምረት ስራሕና ቀጻሊ ይኹን

እናበልኩ ጽማቕ ውዕሎ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግቶን ዲሲ ብዓቅመይ ዘቕረብኩዎ ኣብዚ ይዛዝም።

ካብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ)