24
1 መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን- ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya ኣዳላዊ ጽሑፍ ሰመረኣብ ገብረትንሳኤ [email protected] ክቡራት ተጠቀምቲ! ኣብዛ ንእሽቶ ጥራዝ ተሰሪዖም ቀሪቦም ዘለዉ ቃላት ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ኣብ ሓደ ናይ ፈለምቲ ተመሃሮ ጀርመን መጽሓፍ ዝውቱራት ተባሂሎም ህጻናት ጽሕፈት ክለማመዱሎም ተመሪጾም ዝተመዝገቡ ኸኣ እዮም። ቋንቋ ጀርመን ዝመሃሩ ኤርትራውያን እንተ ተለማመዱሎም ይጠቕሙ ይኾኑ ብምባል ከኣ ኣናብብኦምን ናይ ትግርኛ ትርጉሞምን ብምውሳኽ እነሆ ቀሪበዮም። ጠቐምቲ ክኾኑ ኸኣ ይትስፎ። ኣብ ቋንቋ ጀርመን ዝርከቡ ገለ ድምጽታት ኣብ ቋንቋ ትግርና ግና ዘይርከቡ ኣለዉ። ተማሃራይ ነዞም ድምጽታት እዚኣቶም ካብ ደቂ ሃገር ተዛረብቲ እናሰምዐን እናድመጸን ኣብ ግብሪ ብምልምማድ ልሳኑ ከጽርይ ይግባእ። ኣብዚ ጥራዝ እዚ ብዝከኣለኒ ኣድማምጽኦም ከመልክት ፈቲነ ኣለኹ። ብዘይ ግብራዊ ልምምድ ግና ዝጠቅም ኣይኮነን። ገለ ካብቶም ድምጽታት ከም ኣብነት Zahn 'ዛህን=ስኒ ኣብዚ ኣብ ቅድሚ ዛ ዘሎ ጽሕጋር ነቲ ፊደል ዛ ከም ሓውሲ ዝተላገበ ድቓላ ድምጽ ትን ዛን ኮይኑ ከም ሓውሲ ፈኵስ ጻን ንምፍጣር እዩ። ስለዚ ኣጥብቕ ኣቢልካ ትዛን ተባሂሉ ዳርጋ ፈኵስ ጻን ተባሂሉ ይንበብ። Alle ኣ'ለ=ኩሉ ኣብ ከምዚ ዝበለ እትወት ከኣ እቲ ጽሕጋር ነቲ ዝስዕቦ ፊደል ተሪሩ ክንበብ የመልክት። Blühen ብልዩሀን = ምዕምባብ ኣብ ከምዚ ዝበለ ቃላት "ü " ከም ዩ ይንበብ። 'Eu' ኩሉ ሳዕ ከም ኦይ ኮይኑ 'Ei ' ድማ ከም ኣይ ኮይኑ ይንበብ። „W „ ከም ቨ ፡ „v“ ድማ መብዛሕት ኡ ግዜ ከም ፈ ኮይኑ ይንበብ። ተወሳኺ ናይ ኣናብባ መምርሒ ቋንቋ ጀርመን ብተወስኽቲ ምልክታት ዝግለጹ ፍሉያት ድምጺታት ኣለዉዎ፡፡ ነዚ ድምጽታት እዚ ብስማዕን ደጋጊምካ ብምድማጽን ምምሃር ይከኣል Ä ከም ድምር ድምጺ ናይ ኣን ኤን ኮይኑ ይንበብ Ö ድምር ድምጺ ናይ ኦን ኤን ኮይኑ ይንበብ Ü ድምር ድምጺ ናይ ኡን ኢን ከን ዩ ኮይኑ ይንበብ Z ድምር ድምጺ ናይ ተን ተን ኣብዚ መርዕ ቃላት ኣብቲ ብኸምኡ ዝንበቦ ኣብ ቅድሚኡ ጽሕጋር ገይረሉ ኣሎኹ ንኣብነት zwei 'ይ =ክልተ S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም ኦይ ይንበብ ንኣብነት Europa= ኦይሮፓ EI ከም ኣይ ይንበብ „W „ ከም ቨ „v“ ድማ መብዛሕት ኡ ግዜ ከም ፈ ኮይኑ ይንበብ። ገለ ፊደላት ናይ ገለ ቃላት ኣትሪርካ ክንበብ ይድለይ። ኣብ ቅድሚ እዚ ፊደላት ከኣ ጽሕጋር ገይረሉ ኣሎኹ ንኣብነት Alle ኣ'= ኩሉ ኣብ መጽናዕትኹምን ልምምድኩምን ዓወት ይትምነየልኩም። ሕቶኹምን ርእይቶኹምን ተቐቢለ መልሲ ንምሃብ ከኣ ቅሩብነተይ ይገልጽ።

መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

  • Upload
    others

  • View
    5

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

Page 1: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

1

መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን- ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya

ኣዳላዊ ጽሑፍ ሰመረኣብ ገብረትንሳኤ [email protected]

ክቡራት ተጠቀምቲ! ኣብዛ ንእሽቶ ጥራዝ ተሰሪዖም ቀሪቦም ዘለዉ ቃላት ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ኣብ ሓደ ናይ ፈለምቲ ተመሃሮ ጀርመን መጽሓፍ ዝውቱራት ተባሂሎም ህጻናት ጽሕፈት ክለማመዱሎም ተመሪጾም ዝተመዝገቡ ኸኣ እዮም። ቋንቋ ጀርመን ዝመሃሩ ኤርትራውያን እንተ ተለማመዱሎም ይጠቕሙ ይኾኑ ብምባል ከኣ ኣናብብኦምን ናይ ትግርኛ ትርጉሞምን ብምውሳኽ እነሆ ቀሪበዮም። ጠቐምቲ ክኾኑ ኸኣ ይትስፎ። ኣብ ቋንቋ ጀርመን ዝርከቡ ገለ ድምጽታት ኣብ ቋንቋ ትግርና ግና ዘይርከቡ ኣለዉ። ተማሃራይ ነዞም ድምጽታት እዚኣቶም ካብ ደቂ ሃገር ተዛረብቲ እናሰምዐን እናድመጸን ኣብ ግብሪ ብምልምማድ ልሳኑ ከጽርይ ይግባእ። ኣብዚ ጥራዝ እዚ ብዝከኣለኒ ኣድማምጽኦም ከመልክት ፈቲነ ኣለኹ። ብዘይ ግብራዊ ልምምድ ግና ዝጠቅም ኣይኮነን።

ገለ ካብቶም ድምጽታት ከም ኣብነት Zahn 'ዛህን=ስኒ ኣብዚ ኣብ ቅድሚ ዛ ዘሎ ጽሕጋር ነቲ ፊደል ዛ ከም ሓውሲ ዝተላገበ ድቓላ ድምጽ ትን ዛን ኮይኑ ከም ሓውሲ ፈኵስ ጻን ንምፍጣር እዩ። ስለዚ ኣጥብቕ ኣቢልካ ትዛን ተባሂሉ ዳርጋ ፈኵስ ጻን ተባሂሉ ይንበብ።

Alle ኣ'ለ=ኩሉ ኣብ ከምዚ ዝበለ እትወት ከኣ እቲ ጽሕጋር ነቲ ዝስዕቦ ፊደል ተሪሩ ክንበብ የመልክት።

Blühen ብልዩሀን = ምዕምባብ ኣብ ከምዚ ዝበለ ቃላት "ü " ከም ዩ ይንበብ።

'Eu' ኩሉ ሳዕ ከም ኦይ ኮይኑ 'Ei ' ድማ ከም ኣይ ኮይኑ ይንበብ። „W „ ከም ቨ ፡ „v“ ድማ መብዛሕት ኡ ግዜ ከም ፈ ኮይኑ ይንበብ።

ተወሳኺ ናይ ኣናብባ መምርሒ ቋንቋ ጀርመን ብተወስኽቲ ምልክታት ዝግለጹ ፍሉያት ድምጺታት ኣለዉዎ፡፡ ነዚ ድምጽታት እዚ ብስማዕን ደጋጊምካ ብምድማጽን ምምሃር ይከኣል

Ä ከም ድምር ድምጺ ናይ ኣን ኤን ኮይኑ ይንበብ Ö ድምር ድምጺ ናይ ኦን ኤን ኮይኑ ይንበብ Ü ድምር ድምጺ ናይ ኡን ኢን ከን ዩ ኮይኑ ይንበብ Z ድምር ድምጺ ናይ ተን ተን ኣብዚ መርዕ ቃላት ኣብቲ ብኸምኡ ዝንበቦ ኣብ ቅድሚኡ ጽሕጋር ገይረሉ ኣሎኹ

ንኣብነት zwei 'ዝቫይ =ክልተ

S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም ኦይ ይንበብ ንኣብነት Europa= ኦይሮፓ

EI ከም ኣይ ይንበብ „W „ ከም ቨ „v“ ድማ መብዛሕት ኡ ግዜ ከም ፈ ኮይኑ ይንበብ። ገለ ፊደላት ናይ ገለ ቃላት ኣትሪርካ ክንበብ ይድለይ። ኣብ ቅድሚ እዚ ፊደላት ከኣ ጽሕጋር ገይረሉ ኣሎኹ ንኣብነት

Alle ኣ'ለ= ኩሉ ኣብ መጽናዕትኹምን ልምምድኩምን ዓወት ይትምነየልኩም። ሕቶኹምን ርእይቶኹምን ተቐቢለ መልሲ ንምሃብ ከኣ ቅሩብነተይ ይገልጽ።

Page 2: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

2

A ፊደል ኣ

aber ኣበር= ግን acht ኣኽት= ሾመንተ achtzehn ኣኽት'ዜን =ዓሰርተው ሸሞንተ achtzig ኣኽት'ዚግ= ሰማንያ ähnlich ኤንሊሽ=ተመሳሳሊ፡ ዝመስል alle ኣ'ለ=ኩሉ፡ኩሎም፡ ኩለን alles ኣ'ለስ=ኩሉ alle Männer ኣ'ለ ሜነር = ኩሎም ሰብኡት als ኣልስ=ካብ Drei ist mehr als zwei ድራይ ኢስት ሜየር ኣልስ 'ዝቫይ= ሰለስተ ካብ ክልተ ይበዝሕ alt ኣልት= ኣረጊት ብላይ älter ካብ ካልእ ዝኣረገ ፡ ዝበለየ Ich bin älter als du ኢሽ ቢን ኤልተር ኣልስ ዱ= ኣነ ካባኻ ወይ ካባኺ እዓብይ am ኣም= ኣብ Wir treffen am Bahnhof= ቪር ትረፈን ኣም ባንሆፍ= ኣብ መደበር ባቡር ንራኸብ an ኣን= ኣብ anders ኣንደርስ፡= ካልእ ändern ኤንደርን= ምቕያር Die Angst ዲ ኣንግስት=ፍርሒ ängstlich ኤንግስትሊሽ= ፡ ፈራሕ Antworten ኣንትቮርተን= መልሲ ምሃብ Antworten Sie meine Fragen!!! ኣንትዎርትተን ዚ ማይነ ፍራገን = ሕቶታተይ መልሱለይ Der April ዴር ኣፕሪል= ሚያዝያ Arbeiten ኣርባይተን= ምስራሕ፡ ምዕያይ Arbeiten macht müde ኣርባይተን ማኽት ምዩደ= ምስራሕ የድክም Ärgern ኤርገርን = ምሕራቅ Er ärgert mich ኤር ኤገርት ሚሽ= ንሱ የሕርቐኒ Der Arzt ዴር ኣር'ዝት=ሓኪም (ሰብኣይ)፡ Die Ärztin ዲ ኤር'ዚቲን = ሓኪም (ሰበይቲ) auch ኣውኽ=እውን Er ist Arzt. Er is auch lehrerern= ኤር ኢስት ኣር'ዝት፡ ኤር ኢስት ኣውኽ ሌረር= ንሱ ሓኪም እዩ፡ ንሱ መምህር እውን እዩ auf ኣውፍ=ኣብ ልዕሊ Er setzte das Buch auf dem Tisch= ኤር ሰት' ዝተ ዳስ ቡኽ ኣውፍ ዴም ቲሽ = ንሱ ነቲ መጽሓፍ ኣብ ልዕሊ እቲ ጣውላ ኣቐሚጥዎ ። aufräumen ኣውፍሮይመን=ዛሕ ዝበለ ምእርናብ፡ Der Raum ዴር ራውም= ቦታ aufwecken ኣውፍቬከን= ንዝደቀሰ ምብርባር Der August ዴር ኣውጉስት= ነሓሰ aus ኣውስ=ካብ Ich bin aus Eritrea ኢሽ ቢን ኣውስ ኤሪትረኣ= ኣነ ካብ ኤርትራ እየ። Brot besteht aus Mehl, Wasseer, Salz und Hefe ብሮት ኢስት ቤስተህት ኣውስ ሜል፡ቫሰር፡ዛል'ዝ ኡንድ ሄፈ= ባኒ ወይ ሕብስቲ ካብ ሓርጭን፣ማይን፣ጨውን መባኹዕትን ይስራሕ Außen ኣውሰን=ግዳም Die Mauer ist Außen wie Innen blau gemalt ዲ ማወር ኢስት ኣውሰን ቪ ኢነን ብላው ገማልት= እቲ መንደቕ ብውሽጡን ብግዳሙን ሰማያዊ ተለቕሊቑ Das Auto ዳስ ኣውቶ= ማኪና

Page 3: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

3

B ፊደል በ backen ባ'ከን=ምስንካት Der Bäcker ዴር ቤከር=ንካቲ baden ኣካላትካ ምሕጻብ Die Bahn ዲ ባን=መገዲ፡ መስመር Die Eisenbahn ዲ ኣይዘን ባን= መገዲ ባቡር Bauen ባ'ወን= ምህናጽ Der Bauer ዴር ባወር=ሓረስታይ beginnen, begann, begonnen ቤጊነን፡ ቤጋን፡ ቤጎነን= ምጅማር ጀመረ፡ ጀሚሩ bei ምስ Er wohnt bei seiner Mutter ኤር ቮህንት ባይ ሳያነር ሙተር= ንስ ምስ ኣዲኡ ይነብር፡ ይቕመጥ Das Beispiel ዳስ ባይሽፒል= ኣብነት beißen ባይሰን=ምንካስ Er biss አር ቢስ= ንሱ ነኸሰ beobachten በኦባኽተን=ምዕዛብ፡ ምስትውዓል bequem በክቬም= ምሹእ፡ ጥዑም bereits በራይትስ=ዛጊት bereit በራይት= ቅሩብ፡ ቅርብቲ Der Beruf ዴር ቤሩፍ= ሞያ besser ቤሰር=ዝሓሸ Das Bett ዳስ ቤት=ዓራት bevor በፎር= ቅድሚ bewegen በቨገን=ምንቅስቓስ፡ ምውስዋስ Bezahlen በ'ዛህለን = ምኽፋል biegen ቢገን=ምዕጻፍ bog ቦግ= ፡ ዓጸፈ bis ቢስ=ክሳብ፡ክሳዕ bisschen ቢስሸን፡ ቁሩብ፡ ሒደት bitte= ቢ'ተ በጃኻ፡ በጃኺ Bitte geb mir dein Buch ቢ'ተ ጌብ ሚር ዳይን ቡኽ=በጃኻ መጽሓፍካ ሃበኒ፡ በጃኺ መጽሓፍኪ ሃብኒ Bitten ቢ'ተን=ምልማን Das Blatt ብላት= ቆጽሊ ገረብ፡ ቆጽሊ ጥራዝ ወይ ከኣ መጽሓፍ blau ብላው=ሰማያዊ bleiben Sie wo Sie sind ብላይበን ዚ ቮህ ዚ ዚንድ= ኣብ ዘለኹሞ ጽንሑ bleiben ብላይበን=ምጽናሕ blicken ብሊ'ከን=ቁሊሕ ምባል፡ Der Blick ዴር ብሊክ= ቆላሕታ blind ብሊንድ=ዕዉር blinde ብሊንደ=ዕዉራት Der Blitz ዴር ብሊት'ዝ=በርቂ blitzen ብሊት'ዘን= ቤርቂ ምብራቕ Der Block ዴር ብሎክ= መኸልከሊ bloß ብሎስ፡ ጥርሑ ዘይክዱን blühen ብልዩሀን = ምዕምባብ Die Blume ዲ ብሉመ=ዕምባባ Die Blüte ብሉይህተ=ዕምባባ፡ ጽገ

Page 4: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

4

Der Boden ዴር ቦደን=ባይታ፡ መሬት bohren ቦረን= ምንዳል፡ ምኹዓት Das Böse ዳስ 'ቦዘ=ሕሱም፡ እኪት Boxen ቦክሰን=ምጉሳጥ Der Brand ዴር ብራንድ= ሕላገት፡ ዓይነት ኣቕሓ፡ በሰላ፡ ንዳድ braun ብራውን= ቡናዊ brav ብራቭ=ንፉዕ brennen (brannte) ብሬነን፡ ብራንተ= ምንዳድ፡ነደደ Der Brief ዴር ብሪፍ= ደብዳበ Die Brille ዲ ብሪ'ለ= መነጽር= ኦክያለ bringen ብርሪንገን=ምምጻእ Er bringt seinen Hund mit ኤር ብሪንግት ሳይነን ሁንድ ሚት= ንሱ ከልቡ ሒዙ ይመጽእ Das Brot ዳስ ብሮት=ባኒ፡ ሕብስቲ፡እንጀራ Die Brücke ዲ ብርዩከ= ድንድል፡ መሳገሪ Der Bruder ዴር ብሩደር=ሓው Das Buch ዳስ ቡኽ=መጽሓፍ bunt ቡንት፡ ድሙቕ ሕብራዊ Der Busch ዴር ቡሽ =ቆጥቋጥ፡ ሓጸርቲ ኣግራብ C ፊደል 'ሰ Der Cent ዴር ሰንት ሳንቲም Der Clown ዴር ክላውን= ጨርቀ መርቂ ተጎላቢቡ ዘስሕቕ Der Computer ዴር ኮምፕዩተር=ኮምፕዩተር D ፊድደል ደ Da ዳ= ኣብኡ danken ዳንከን=ምምስጋን dann ዳን=ደሓር das ዳስ= መመልከቲ ስም ነገራዊ ጾታ das Auge ዳስ ኣውገ = ዓይኒ Das Auto ist blau ዳስ ኣውቶ ኢስት ብላው=እታ ማኪና ሰማያዊት ያ Das Auto ist braun ዳስ ኣውቶ ኢስት ብራውን=ኢታ ማኪና ቡናዊት እያ Das Auto ist gelb ዳስ ኣውቶ ኢስት ገልብ =እታ ማኪና ብጫ እያ Das Auto ist grün ዳስ ኣውቶ ኢስት ግርዩን= እታ ማኪና ቀጠልያ እያ Das Auto ist rot ዳስ ኣውቶ ኢስት ሮት=እታ ማኪና ቀያሕ እያ Das Baby ዳስ ቤይቢ=እቲ ቆልዓ፡ እቲ ህጻን Das Baby schreit ዳስ ቤይቢ ሽራይት= እቲ ቆልዓ በኽዩ፡ ይበክይ ኣሎ Das Bank ዳስ ባንክ = ኮፍ መበሊ Das Bank ዳስ ባንክ ደንደስ ሩባ Das Bein ዳስ ባይን=እግሪ Das Bild ist auf dem ersten Blatt im Buch. ዳስ ቢልድ ኢስት ኣኡፍ ደም አርስተን ብላት ኢም ቡኽ= እቲ ስእሊ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ናይቲ መጽሓፍ ይርከብ። Das Bild ist schön ዳስ ቢልድ ኢስት'ሾን= እታ ስእሊ ጽብቕቲ እያ Das Bild ዳስ ቢልድ=ስእሊ

Page 5: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

5

Das Blatt ist grün. ዳስ ብላት ኢስት ግርዩን= እቲ ቆጽሊ ቀጠልያ እዩ። Das Blatt ዳስ ብላት=ቆጽሊ ገረብ፡ ቆጽሊ መጽሓፍ ወይ ጥራዝ Das Buch ist alt. ዳስ ቡኽ ኢስት ኣልት=እቲ መጽሓፍ ኣረጊት እዩ Das Kleid ist neu ዳስ ክላይድ ኢስት ኖይ= እቲ ክዳን ሓድሽ እዩ Dass ዳስ=ስለዚ ኸኣ Es war so kalt, dass wir Mantel anziehen müssten ኤስ ቫር ሶ ካልት ዳስ ቪር ማንተል ኣን'ዚሀን ምዩስተን= ኣዝዩ ዛሕሊ ነበረ፡ ኸኣ ካቦት ክንክደን ተገደድና Die Decke ዲ ዴ'ከ= መደረብታ፡ ናሕሲ ቤት Entdecken ኤንትዴከን= ምቕላዕ ፡ ምድህሳስ Deine Augen sind rot ዳይነ ኣውገን ዚንድ ሮት= ኣዒንትኻ ትካቀይሕ እዩ፡ ኣዒንትኻ ቀይሑ denken ዴንከን=ምሕሳብ denn ዴን =ስለ Ich muss essen gehen denn es ist bald Mittag ኢሽ ሙስ አሰን ጌሀን፡ ደን አስ ኢስት ባልድ ሚታግ

=ፍርቂ መዓልቲ ስለ ዝቐረበ ክምሳሕ ክኸይድ Der ዴር= መመልከቲ ስም ተባዕታይ ጾታ

Der Abend ዴር ኣበንድ=ምሸት Der Apfel ዴር ኣፕፈል= ቱፋሕ Der Arm ዴር ኣርም= ምናት ኢድ Der Ast ዴር ኣስት= ጨንፈር ገረብ Der Ball ዴር ባል=ኩዕሶ Der Bauch ዴር ባውኽ= ከብዲ Der Baum ist hoch ዴር ባውም ኢስት ሆኽ= እቲ ገረብ ነዊሕ እዩ Der Baum ዴር ባውም= እቲ ገረብ Der Mann is böse ዴር ማን ኢዝ ቦአዘ= እቲ ሰብኣይ ሕሱም እዩ Der Strand ዴር ሽትራንድ= ደንደስ ባሕሪ Der Strauß ዴር ሽትራውስ= ዕታር ዕምባባ Deutlich ዶይትሊሽ= ንጹር Deutsch ዶይች= ጀርመነኛ Deutschland ዶይችላንድ= ሃገረ ጀርመን Der Dezember ዴር ደ'ዘምበር= ታሕሳስ dick ዲክ= ረጒድ Die Ampel ዲ ኣምፐል= መብራህቲ= ሰማፌሮ Die Ampel ist rot ዲ ኣምፐል ኢዝ ሮት= ሴማፈርሮ ቀይሕ በሪሁ Die Aufgabe ኣውፍጋበ= ዕዮ፡ እጃም ስራሕ Die Bank ዲ ባንክ = ባንካ Die Bank ist geschlossen ዲ ባንክ ኢስት ገሽሎሰን= እቲ ባንካ ተዓጺዉ Die Biene sammelt Honig ዲ ቢነ ሳመልት ሆኒግ= ንህቢ መዓር ትእክብ bauen ባወን= ምህናጽ ምንዳቅ Die Biene ዲ ቢነ=ንህቢ Die Blätter ዲ ብለተር= ኣቑጽልቲ Die Blätter sind grün ዲ ብሌ'ተር ዚንድ ግርዩን=እቲ ኣቑጽልቲ ቀጠልያ፡ ልሙዕ እዩ Die Blum blüht ዲ ብሉመ ብሉይህት= እታ ዕምባባ ትዕምብብ Die Straße ዲ ሽትራ'ሰ= ጽርግያ፡መገዲ Die ዲ = መመልከቲ ስም ኣንስታይ ጾታ Diese ዲዘ=እዛ Die Blume ዲ ብሉመ=ዕምባባ

Page 6: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

6

Diese Blume ዲዘ ብሉመ= እዛ ዕምባባ Dieser ዲዘር= እዚ Der ዴር= መመልከቲ ተባዕታይ ጾታ Der Tisch ደር ቲሽ= ጣውላ Dieser Tisch ኢዘር ቲሽ=እዚ ጣውላ Dieses ዲዘስ=እዚ ነገራዊ ጾታ Das Buch ዳስ ቡኽ= መጽሓፍ Dieses Buch ዲዘስ ቡኽ= እዚ መጽሓፍ Der Dienstag ዴር ዲንስታግ=ሰሉስ Doch ዶኽ= እምበር፡ እወ እምበር Ich bin aus Eritrea. ኢሽ ቢን ኣውስ ኤሪትረያ=ኣነ ካብ ኤርትራ እየ። Bist du aus Eritrea? ቢስት ዱ ኣውስ ኤሪትረያ= ካብ ኤርትራ ዶ ኢኻ? Ja ich bin aus Ertrea. ያ ኢሽ ቢን ኣውስ ኤሪትረያ= እወ ካብ ኤርትራ እየ። Bis du nicht aus Eritrea ቢስት ዱ ኒሽት ኣውስ ኤሪትረያ? = ካብ አርትራዶ ኣይኮንካን ኢኻ? Doch ich bin aus Eritrea ዶክ ኢሽ ቢን ኣውስ ኤሪትረያ= ካብ ኤርትራ እየ እምበር Der Donner ደር ዶነር=ነጎዳ donnern ዶነርን= ምንጓድ Der Donnerstag ዴር ዶነርስታግ=ሓሙስ Der Draht ዴር ድራት = ስልኪ Draußen ድራውሰን= ግዳም dreckig ድረኪግ=ረሳሕ Der Dreck ፡ ደር ድሬክ= ርስሓት drehen ድረሀን= ምጥዋይ፡ ምዝዋር drei ድራይ= ሰለስተ dreihundert ድራይ ሁንደርት= ሰለስተ ሚእቲ dreißig ድራይ'ዚግ=ሰላሳ dreiunddreißig ድራይ ኡንድ ድራይ'ዚግ=ሰላሳን ሰለስተን dreiundzwanzig ድራይ ኡንድ 'ዝቫን'ዚግ=ዕስራን ሰለስተን dreizehn ድራይ 'ዘን=ዓሰርተው ሰለስተ drücken ድሩከን=ምጽቃጥ der Druck ዴር ድሩክ= ጸቕጢ du ዱ= ንስኻ፡ንስኺ dumm ዱም=ዓሻ Die Dummheit ዲ ዱምሃይት= ዕሽነት dunkel ዱንከል=ጸሊም፡ ጸልማት dünn ዱን ቀጢን durch ዱርሽ= ብ . . . ሰንጢቕካ Sie fahren mit dem Schiff durch das Meer ዚ ፋረን ሚት ዴም ሺፍ ዱርሽ ዳስ ሜር= ብመርከብ ባሕሪ ሰንጢቖም ይጎዓዙ Die Durst ዲ ዱርስት = ጽምኢ (durstig) ዱርስቲግ= ጽሙእ E ፊደል ኤ die Ecke ዲ ኤ'ከ=ኩርናዕ eckig ኤኪግ= ኩርናዕ ዘለዎ፡ ehrlich ኤህርሊሽ= ሓቀኛ፡ ቅኑዕ

Page 7: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

7

Die Ehrlichkeit ዲ ኤርሊሽካይት=ቅንዕና፡ ሓቅነት Das Ei ዳስ ኣይ=እንቋቑሖ Die Eier ዲ ኣያር= ብዙሓት እንቋቑሖ eigentlich ኣይገንትሊሽ= ከም ሓቁ ein, eine ኣይን፡ ኣይነ= ሓደ፡ ሓንቲ ein, Haus ኣይን ሃውስ= ሓንቲ ቤት፡ ሓንቲ ገዛ ein Mann ኣይን ማን= ሓደ ሰብኣይ eine Frau ኣይነ ፍራው= ሓንቲ ሰበይቲ ein Kind ኣይን ኪንድ= ሓደ ቆልዓ eins ኣይንስ = ሓደ einunddreißig ኣይን ኡንድ ድራይ'ዚግ=ሰላሳን ሃደን einundzwanzig ኣይን ኡንድ 'ዝቫን'ዚግ=ዕስራን ሓደን einzeln ኣይን'ዘልን= ብንጽል elf ኤልፍ=ዓሰርተው ሓደ Die Eltern ዲ ኤልተርን= ወለዲ empfinden ኤምፕፊንደን=ምህዋስ፡ ምስማዕ Empfindest du die Hize ኤምፕፊንደስት ዱ ዲ ሂት'ዘ= ሃሩር ይስምዓካ'ዶ ኣሎ? empfindlich ኤምፕፊንድሊሽ=ተነካኢ፡ ተተንካፊ፡ ሃዋሲ Er ist empfindlich ኤር ኢስት ኤምፕፊንድሊሽ= ተነካኢ፡ ኮራዪ እዩ። Das Ende ዳስ ኤንደ=መወዳእታ eng ኤንግ= ጸቢብ Die Ente ዲ ኤንተ=ደርሆ ማይ entfernen ኤንትፈርነን= ምልጋስ ምርሓቕ Die Entfernung ዲ ኤንትፌርኑንግ=ራሕቂ entgegen ኤንትገገን=ኣብ ኣንጻር፤ ኣብ መንጽር entwickeln ኤንትቪከልን=ምምዕባል፡ምምሕያሽ Die Entwicklung ዲ ኤንትቪክሉንግ=ምዕባለ Er ኤር = ንሱ Er baut ein Haaus ኤር ባውት ኣይን ሃውስ= ንሱ ቤት ይሰርሕ፡ ይሃንጽ Er bewegt sein bein ኤር ቤ ቨግት ሳይን ባይን=እግሩ የናቓንቕ Er hat einen dicken Bauch ኤር ሃት ኣይነን ዲከን ባውኽ= ንሱ ገዚፍ ከብዲ ኣለዎ Er ist mein Bruder ኤር ኢስት ማይን ብሩደር=ንሱ ሓወይ እዩ Er muss lernen ኤር ሙስ ለርነን= ንሱ ክመሃር ይግብኦ Er schenkte mir einen Blumenstrauß ኤር ሸንክተ ሚር ኣይነን ብሉመንሽትራውስ= ናይ ዕታር ዕምባባ ህያብ ሂቡኒ። Er spielt mit dem Ball ኤር ሽፒልት ሚት ዴም ባል= ንሱ ብኹዕሶ ይጻወት Er spricht laut ኤር ሽፕሪሽት ላውት= ዓው ኢሉ ይዛረብ Er spricht leise ኤር ሽፕሪሽት ላይዘ= ንሱ ብትሑት ድምጺ ይዛረብ Die Erde ዲ ኤርደ=መሬት፡ ሓመድ erlauben ኤርላኡበን=ፍቓ ምሃብ Die Erlaubnis ዲ ኤርላውብኒስ= ወረቐት ፍቓድ erleben ኤርለበን= ብግብሪ ምፍታን፡ Erlebnis ዲ ኤርለብኒስ= ግብራዊ ፈተነ erschrecken ኤርሽረከን = ንኻልኦት ምስንባድ erwarten ኤርቫርተን= ትጽቢት ምግባር Die Erwartung ዲ ኤርቫርቱንግ= ትጽቢት፡ ይኸውን ተባሂሉ ትጽቢት ዝግበረሉ ነገር Erzählen ኤ'ዘለን= ምዝንታው፡ ምንጋር

Page 8: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

8

Die Erzählung ዲ ኤር'ዘሉንግ= ጽውጽዋይ Es ኤስ = ንሱ ፡ ንሳ ንነገራዊ ጾታ ዘለዎ ቃላት Das kind ist klein. ዳስ ኪንድ ኢስት ክላይን= እቲ ቆልዓ ንእሽቶ እዩ። Es ist klein= ኤስ ኢስት ክላይን =ንሱ ንእሽቶ እዩ። ንሳ ንእሽቶ እያ Es ist kalt im Dezember ጥሪ ቆራሪ እዩ essen ኤ'ሰን=ምብላዕ isst ኢስት=በልዐ Die Eule ዲ ኦይለ=ጉንጓ Der Euro ዴር ኦይሮ Europa ኤውሮፓ=ኤውሮጳ

F ፊደል ኤፍ fahren ፋረን = ምዝዋር Die Fährt ዲ ፌርት= ዙረት Er fährt Fahrrad ኤር ፌህርት ፋራድ= ንሱ ብቺክሌታ ይዝውር Er fährt mit dem Auto ኤር ፌህርት ሚት ዴም ኣውቶ= ንሱ ብማኪና ይጎዓዝ fallen ፋ'ለን=ምውዳቕ fällt ፌልት=ወደቐ Die Familie ዲ ፋሚልየ=ቤተሰብ fangen ፋንገን=ምቑላብ fängt ፌንግት=ቆለበ Der Februar ዴር ፌብርዋር=ለካቲት Der Fehler ዴር ፌለር=ጌጋ fehlerfrei ፌለር ፍራይ=ብዘይ ጌጋ Fein ፋይን=ጽቡቕ፡መልክዐኛ Der Feind ዴር ፋይንድ=ጸላኢ F Das Feld ዳስ ፌልድ=ሜዳ Das Fenster ዳስ ፌንስተር=መስኮት Die Ferien ዲ ፈርየን= ዕረፍቲ fernsehen ፈርንሰሀን= ተለቪዝን ምርኣይ Der Fernseher ዴር ፈርንሰሀር= ተለቢዥን fertig ፈርቲግ= ተወዲኡ፡ ውዱእ Das Fett ዳስ ፌት= ስብሒ feucht ፎይሽት = ጥሉል፡ ርሑስ Die Feuchtigkeit ዲ ፎይሽቲግካይት = ጠሊ ፡ ራሕሲ Das Feuer ዳስ ፎየር= ሓዊ Die Fichte ዲ ፊሽተ=ኣሻኹ ጽሕዲ finden ፊንደን=ምርካብ Der Finger ዴር ፊንገር=ኣጻብዕ Der fleiß ዴር ፍላይስ=ትግሃት fleißig ፍላይሲግ =ትጉህ fliegen ፍሊገን=ምንፋር fliegt ፍሊግት= ነፈረ fließen ፍሊሰን=ምውሓዝ፡ floss ፍሎስ=ወሓዘ

Page 9: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

9

Der Flügel ደር ፍልዩገል=መንፈሪ Das Flugzeug ዳስ ፍሉግዞይግ= ነፋሪት Der Flug ዴር ፍሉግ= ምንፋር Der Fluss ዴር ፍሉስ= ውሑጅ flüssig ፍልዩሲግ= ዝፈስስ፡ ፈሳሲ Die Flüssigkeit ዲ ፍልዩሲግካይት= ፈሳሲ ነገር Die Frage ዲ ፍራገ=ሕቶ Fragen ፍራገን= ምሕታት fragt ፍራግት =ሕቶ፡ ይሓትት Fragen und Antworten ፍራገን ኡንድ ኣንትቮርተን=ሕቶታትን መልስታትን Die Frau ዲ ፍራው=ሰበይት frei ፍራይ=ናጻ Die Freiheit ዲ ፍራይሃይት = ፡ ናጽነት Der Freitag ዴር ፍራይታግ= ዓርቢ Der Fremde ዴር ፍረምደ= ወጻእተኛ ወይ ከኣ ጓና fressen, frisst, fraß ፍረ'ሰን፡ ፍሪስት፡ ፍራስ= ምኩምሳዕ፡ የኮማስዕ፡ ኣኮማስዐ freuen ፍሮየን=ምሕጓስ Die Freude ዲ ፍሮይደ ፡ ታሕጓስ Der Freund ደር ፍሮይንድ= ዓርኪ Die Freundin ዲ ፍሮይንዲን=፡ መሓዛ Der Frieden ዴር ፍሪደን=ሰላም friedlich ፍሪድሊሽ = ሰላማዊ frieren, fror ፍሪረን፡ ፍሮር= ምቕራር፡ ቆረረ frisch ፍሪሽ= ሓድሽ fröhlich ፍሮይሊሽ = ሕጉስ ድሱት Die Fröhlichkeit ዲ ፍሮሊሽካይት= ታሕጓስ፡ ደስታ Die Frucht ዲ ፍሩኽት= ፍረ Der Frühling ዴር ፍሪዩህሊን= ቀውዒ Der Fuchs ዴር ፉክስ፤ ወኻርያ fühlen ፍዩለን=ስምዒት ምሕዳር Das Gefühl ዳስ ገፍዩል= ስምዒት führen ፍዩረን=ምምራሕ Die Führung ዲ ፍዩሩንግ = ፡ መሪሕነት füllen 'ፉለን=ምምላእ fünf ፍዩንፍ=ሓሙሽተ fünfzehn ፉዩንፍ'ዘን=ዓሰርተው ሓሙሽተ fünfzig ፉንፍዚግ=ሓምሳ für ፍዩር= ን Das Buch ist für dich ዳስ ቡኽ ኢስት ፍዩር ዲሽ= እታ መጽሓፍ ንዓኻ እያ Fuß ፉስ እግሪ G ፊደል ገ Ganz ጋንዝ= ምሉእ Ich lese das ganze Buch ኢሽ ሌዘ ዳስ ጋንዘ ቡኸ= ኣነ ነታ ነጽሓፍ ብምልእታ አንብባ Der Garten ዴር ጋርተን= ቦታ ተኽሊ Das Gebäude ዳስ ገቦይደ=ህንጻ Gabe ዲ ጋበ=ተውህቦ፡ ጸጋ

Page 10: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

10

geben ጌበን=ምሃብ gibt ጊብት= ይህብ Die Geburt ዲ ገቡርት=ውልደት፡ Der Geburtstag ዴር ገቡርትስታግ= ዕለት ልደት Die Gefahr ዲ ገፋር=ሓደጋ gefährlich ጌፈርሊሽ= ሓደገኛ gegen ጌጌን= ኣንጻር geheim ጌሃይም=ምስጡር Das Geheimnis ዳስ ጌሃይምኒስ= ምስጢር gehen ጌሀን=ምኻድ geht ጌህት= ይኸይድ gelb ጌልብ= ብጫ Das Geld ዳስ ጌልድ=ገንዘብ Die Gemeinde ዲ ገማይንደ= ኮም፡ ሕብረተሰብ Das Gemüse ዳስ ጌምዩዘ= ሓምሊ Das Geschäft ዳስ ጌሸፍት=ቤት ዕዮ፡ schaffen ሻ'ፈን= ምዕያይ Das Geschehen ዳስ ጌሸሀን= ምዃን፡ ምፍጻም Geschieht ጌሺህት= ይኸውን፡ ይፍጸም geschwommen ገሽቮመን = ሓምበሰ Das Gesetz ዳስ ገዘት'ዝ=ሕጊ፡ ስርዓት Das Gesicht ዳስ ጌዚሽት= ገጽ Gestern ጌስተርን=ትማሊ Gesund ጌዙንድ= ጥዑይ Die Gesundheit ዲ ጌዙንድሃይት=ጥዕና getroffen ጌትሮ'ፈን፡ተራከበ Das Gewächs ዳስ ገቨክስ= ሓረግ gewinnen, gewann, gewonnen ጌቪነን፡ ጌቫን = ምስዓር፡ ሰዓረ፡ ስዒሩ Das Gewitter ዳስ ጌቪተር=ነጉደ ሰርቢ gießen goss ጊሰን፡ ጎስ= ምኽዓው፡ ከዓወ glatt ግላት= ልሙጽ፡ለማሽ Die Glätte Das Glück, glücklich ዳስ ግልዩክ፡ ግልዩክሊሽ= ታሕጓስ ወይ ከኣ ዕድል፡ ሕጉስ ወይ ከኣ ዕድለኛ Glühen ግልዩሀን= ምጉሃር Glübirne ግልዩህ ቢርነ= ናይ ኤለትሪክ መብራህቲ Gott ጎት= ኣምላኽ Das Gras ዳስ ግራስ=ሳዕሪ Groß ግሮስ=ዓቢ፡ ገዚፍ Grün ግርዩን = ቀጠልያ Der Gruß ዴር ግሩስ= ሰላምታ Grüßen ግርዩሰን= ሰላም ምባል gut ጉት=ግርም፡ ጽቡቕ Guten Abend ጉተን ኣበንድ=ብሩኽ ምሸት፡ ደሓንዶ ኣምሲኹም? Guten Tag ጉተን ታግ= ደሓንዶ ውዒልኩም? ብሩኽ መዓልቲ! H ፊደል ሃ

Page 11: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

11

Die Haare ዲ ሃረ= ጸጉሪ haben, hat ሃበን፡ ሃት= ምህላው፡ ኣለዎ Haben Sie ein Buch‘ ሃበን ዚ ኣይን ቡኽ= መጽሓፍዶ ኣለኩም ወይ ኣለክን? Der Hals ዴር ሃልስ= ክሳድ halten, hält ሃልተን፡ሄልት= ምሓዝ፡ ሓዘ Die Hand ዲ ሃንድ= ኢድ Das Handy ዳስ ሄንዲ= ናይ ኢድ ስልኪ ወይ ቴለፎን hart, härter ሃርት= ተሪር፡ ትሪ Der Hase ዴር ሃሰ፡ሃዘ= ማንቲለ Hast du ein Buch? ሃስት ዱ ኣይን ቡኽ?=መጽሓፍ ኣለካዶ? Hast du deine Aufgabe gemacht ሃስት ዱ ዳይነ ኣውፍጋበ ጌማኽት= ዕዮኻ ጌርካ'ዶ? Häufig ሆይፊግ=ብምድግጋም Der Haufen ዴር ሃውፈን= ኩምራ Das Haus ዳስ ሃውስ= ቤት፡ገዛ Die Haut ዲ ሃውት= ቆርበት Die Hecke ዲ ሄ'ከ= ሓጹር heiß ሃይስ= ውዑይ፡ርሱን heißen ሃይሰን= ምስማይ Ich heiße Alga ኢሽ ሃይሰ ኣልጋ= ኣልጋ ይበሃል። heizen, Heizung ሃይ'ዘን፡ ሃይ'ዙን= ምውዓይ፡ መውዓዪ helfen, hilft, Hilfe ሄልፈን፡ሂልፍት፡ ሂልፈ= ምህጋዝ፡ ይሕግዝ፡ ሓገዝ hell ሄል= ብሩህ Das Hemd ዳስ ሄምድ= ካሚቻ Der Herbst ዴር ሄርብስት= ኣየት Herr ሄር=ኣቶ፡ጎይታ Herr Anton ሄር ኣንቶን= ኣቶ ኣንቶን Herstellen ሄርሽተለን= ሓደ ነገር ሰሪሕካ ምቕራብ Die Herstellung ዲ ሄርሽተሉንግ= ፍርያት፡ ስርሓት Heute ሆይተ= ሎሚ Heute ist April der 14. ሆይተ ኢስት ኣፕሪል ዴር ፊየር'ዘንተ= ሎሚ ሚያዝያ 14 እዩ Die Hexe ዲ ሄክሰ= ጠንቋሊት Hier ሂየር= ኣብዚ Der Himmel ዴር ሂመል=ሰማይ Die Hitze ዲ ሂት'ዘ= ዋዒ፡ ረስኒ hoffen ሆፍፈን= ተስፋ ምግባር፡ hoffentlich ሆፈንትሊሽ= ተስፋ እገብር፡ ተስፋ ንገብር Die Höhe ዲ ሆሀ =ብራኸ፡ ቁመት Die Höhle, hohl ዲ 'ሆለ፡ ሆህል= በዓቲ ጉሕጓሕ hören 'ሆረን=ምስማዕ Die Hose ዲ ሆሰ፡ሆ'ዘ= ስረ Der Hund ዴር ሁንድ= ከልቢ Hundert ሁንደርት=ሚእቲ Hundertundzwei ሁንደርትኡንድ 'ዝቫይ=ሚእትን ክልተን Hunderundeins ሁንደርት ኡንድ ኣይንስ=ሚእትን ሓደን Der Hunger, hungrig ዴር ሁንገር፡ ሁንግሪግ= ጥሜት፡ጥሙይ I ፊአል ኢ

Page 12: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

12

Ich ኢሽ፤ ኣነ Ich bade mich mit kaltem Wasser= ኢሽ ባደ ሚሽ ሚት ካልተም ቫሰር= ኣነ ብዝሑል ማይ እሕጸብ Ich danke dir ኢሽ ዳንከ ዲር የመስግነካ፡ የመስግነኪ Ich danke Ihnen ኢሽ ዳንከ ኢነን= የመስግነኩም፡ የመስግነክን Ich denke mit meinem Gehirn ኢሽ ደንከ ሚት ማይነም ገሂርን= ኣነ ብሓንጎለይ እሓስብ Ich esse Brot= ኢሽ ኤሰ ብሮት Ich fühle mich traurig= ኢሽ ፍዩህለ ሚሽ ትራውሪግ= ሓዘን ይስምዓኒ Ich fülle die Flasche mit Wasser.= ኢሽ ፍዩለ ዲ ፍላሸ ሚት ቫስሰር= ነታ ጥርሙስ ብማይ እመልኣ Ich habe acht Bücher ኢሽ ሃበ ኣኽት ብዩሼር= ኣነ ሸሞንተ መጻሕፍቲ ኣለኒ Ich habe ein Buch ኢሽ ሃበ ኣይን ቡኽ=ኣነ መጽሓፍ ኣለኒ Ich habe einen Apfel gegessen ኢሽ ሃበ ኣይነን ኣፕፈል ገጌሰን= ሓንቲ ቱፋሕ በሊዐ Ich heiße Elene ኢሽ ሃይሰ ኤለና=ኤለና እበሃል Ich kann nicht bezahlen ኢሽ ካን ኒሽት በ'ዛህለን=ክኸፍል ኣይክእልን እየ Der Igel ዴር ኢገል=ቅንፍዝ Ihm ኢም= ንዕኡ Ich hab ihm den Ball gegeben ኢሽ ሃበ ኢም ደን ባል ጌጌበን= ንዕኡ ኩዕሶ ሂበዮ Ihn ኢን= ንዕኡ Ich habe Ihn gesehen ኢሽ ሃበ ኢን ገዜሀን= ኣነ ንዕኡ ርእየዮ Ihnen ኣነ ንዓኹም፡ ንዓኽን፡ ንዕኦም፡ ንዕአን Ich habe Ihnen den Ball gegeben ኢሽ ሃበ ኢነን ደን ባል ገገበን=ኣነ ንዓኹም፡ ንዓኽን፡ ንዕኦም፡ ንዕአን ኩዕሶ ሂበ Ihr ኢየር ንዕኣ Ich habe ihr das Buch gegeben ኢሽ ሃበ ኢየር ዳስ ቡኽ ገጌበን= ኣነ ንዕኣ እታ መጽሓፍ ሂበያ። Ihre ኢህረ= ናታ Das ist ihre Mama ዳስ ኢስት ኢህረ ማማ= እዚኣ ኣዲኣ እያ Im ኣብ Es tut mir weh im Bauch ኤስ ቱት ሚር ቨ ኢም ባውኽ= ኣብ ከብደይ የቐንዝወኒ ኣሎ Es steht im Buch geschrieben ኤስ ሽተህት ኢም ቡኽ ገሽሪበን= ኣብ መጽሓፍ ተጻሕእፉ ኣሎ፡፡ impfen, Impfung ኢምፕፈን፡ ኢምፕፉንግ= ጸረ ተላጋቢ ሕማም ምኽታብ፡ ክታበት ጸረ ተላጋቢ ሕማም in ኢን= ኣብ Die Information ዲ ኢንፎርማ''ዝዮን= ሓበሬታ informieren ኢንፎርሚረን= ሓበሬታ ምሃብ፡ ምሕባር interessant ኢንተረሳንት= ኣገዳሲ das Interesse ዳስ ኢንተረሰ= ተገዳስነት ist ኢስት= እዩ J ፊደል ዮት Ja ich habe ein Buch. ያ ኢሽ ሃበ ኣይን ቡኽ። እወ መጽሓፍ ኣለኒ። Jahr ያር=ዓመት Der Januar ዴር ያንዋር= ጥሪ Jemand የማንድ= ዝኾነ ሰብ Jugend, jugendlich ዩገንድ፡ዩገንድሊሽ= መንእሰይ Der Juli ዴር ዩሊ=ሓምለ Jung ዩንግ=ጎበዝ፡ በጽሒ፡ ንእሽቶ

Page 13: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

13

Der Junge ዴር ዩንገ=ወዲ Der Juni ዴር ዩኒ፡ሰነ K ፊደል ካ Der Käfer ዴር ኬፈር=ሕንዚዝ Der Käfig ዴር ኬፊግ= ጋብያ፡ መዕበጢ Der Kalender ዴር ካለንደር= ዓውደ ኣዋርሕ Kalt ካልት=ዝሑል Die Kälte ኬልተ=ዛሕሊ Der Kamm, kämmen ዴር ካም ኬ'መን= መመሸጥ፡ ምምሻጥ Kann ካን= ይኽእል Ich kann schwimmen ኢሽ ካን ሽቪመን= ሓምቢስ ይኽእል Können ' 'ኮነን=ምኽኣል Die Katze ዲ ካት'ዘ=ድሙ Kaufen ካውፈን= ምዕዳግ kennen, kannte ኬነን፡ ካንተ= ምኽኣል፡ ከኣለ Die Kiefer ዲ ኪፈር=መንከስ Das Kind ዳስ ኪንድ=ህጻን፡ቆልዓ Klar ክላር=ንጹር፡ ብሩህ፡ erklären ኤርክሌረን= ምንጻር፡ ምብራህ Die Klasse ዲ ክላሰ=ክፍሊ፡ደረጃ፡ Klasse ! ክላሰ=ብሉጽ Das Kleid ዳስ ክላይድ=ክዳን Klein ክላይን=ንእሽቶ Klettern ክለተርን = ምሕኳር ምድያብ Kommen ኮመን=ምምጽእ können, kann ' 'ኮነን=ምኽ ኣል Der Kopf ዴር ኮፕፍ=ርእሲ Der Körper ዴር 'ኮርፐር= ርእሲ Kräftig ክሬፍቲግ=ሓያል Die Kraft ፡ ዲ ክራፍት =ሓይሊ Krank ክራንክ=ሕሙም kratzen ክራት'ዘን= ምሕካኽ፡ ምሕንጻጽ Die Kreuzung ዲ ክሮይ'ዙንግ= ምምስቃል፡ በቲኹ ዘሳግር መገዲ kriechen ክሪሸን፡=ምፍሕኹ kroch ክሮኽ=ተፋሕኴ Der Krieg ዴር ክሪግ= ውግእ kühl ክዩል=ዝሑል kühlen ክዩለን = ምዝሃል Der Kuss ዴር ኩስ= (ስም፡ነገር)ምስዓም küssen ክዩሰን= ምስዓም (ግስ፡ተግባር) L ፊደል ኤል Das Land ዳስ ላንድ= መሬት፡ ዓዲ፡ ሃገር lang ላንግ=ነዊሕ länger ሌንገር= ዝነውሐ Der Lärm ዴር ሌርም= ገልጠምጠም፡ ዝህውኽ ድምጺ lassen ላ'ሰን=ምሕዳግ፡ ምግዳፍ

Page 14: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

14

lässt ሌስት= ይሓድግ፡ይገድፍ Das Laub ዳስ ላውብ= ገፊሕ ቆጽሊ laufen ላውፈን=ምኻድ ምጉያይ läuft ሎይፍት= ከደ፡ጎየየ፡ይኼይድ፡ይጎይይ laut ላውት= ዓው ዝበለ das leben ዳስ ሌበን=ህይወት፡ ብህይወት ምህላው፡ምንባር= lebt ሌብት= ነበረ፡ይነብር legen ሌገን=ምቕማጥ legt ሌግት=ኣቐመጠ፡ የቐምጥ Der Lehrer ዴር ሌረር=መምህር (ሰብኣይ) Die Lehrerin ሌረሪን= መምህር (ሰበይቲ) leicht ላይሽት=ፈኲስ leise ላይዘ=ትሑት ድምጺ Das Lernen ዳስ ለርነን፤ምምሃር lesen ሌዘን=ምንባብ፡ liest ሊስት= ኣንበበ Die letzte ዲ ሌት'ዝተ፡ናይ መወዳእታ ብ ኣንስታይ Der letzter ሌት'ዝተር ብ ተባዕታይ leuchten ሎይሽተን፡ምንጽብራቕ፡ ምብራህ Die Leute ዲ ሎይተ= ሰባት Das Licht ዳስ ሊሽት= ብርሃን lieb ሊብ=ፍቱው lieben ሊበን = ምፍታው Das Lied ዳስ ሊድ=ደርፊ liegen ሊገን=ምግዳም liegt ሊግት= ተጋደመ፡ ይጋደም links ሊንክስ= ጸጋም Der Löffel 'ዴር ሎ'ፈል=ማንካ Der Lohn ዴር ሎን=ዓስቢ፡ ደሞዝ፡ belohnen በሎህነን= ዓስቢ ወይ ደሞዝ ምሃብ M ፊደል ኤም machen ማኸን= ምፍጻም፡ ምዕያይ Das Mädchen ዳስ ሜድሸን= ጓል Der Magnet ዴር ማግነት=ሰሓብ ሓጺን Der Mai ዴር ማይ= ጉንበት malen ማለን= ቀቢእካ ምስኣል Der Mann ዴር ማን= ሰብኣይ Der März ዴር ሜር'ዝ=መጋቢት Die Maschine ዲ ማሺነ= ሞቶር Die Masse ዲ ማሰ= መዐቀኒ Die Maus ዲ ማውስ= ኣንጭዋ Die Medien ዲ መድየን= መራኸቢ ብዙሓን ከም ረድዮ፡ ቴለቪዥን፤ ኢንተርነት ውዘተ Das Meer ዳስ ሜር= ባሕሪ mehr ሜር=ዝያዳ Mein Arm ist verletzt ማይን ኣርም ኢስት ፈርለት'ዝት= ምናተይ፡ኢደይ ተሃሪመ፡ ተጎዲአ

Page 15: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

15

meine ማይነ= ናተይ messen, misst, ሜ'ሰን፡ ሚስት= ምዕቃን፡ ይዕቅን Das Messer ዳስ ሜ'ሰር= ካራ mich ሚሽ= ንዓይ Er hat mich gesehen ኤር ሃት ሚሽ ገዜሀን= ንሱ ንዓይ ርእዩኒ Die Miete ዲ ሚተ= ክራይ Die Minute ዲ ሚኑተ= ደቒቕ mir ሚር= ንዓይ Er hat mir sein Buch gegeben ኤር ሃት ሚር ሳይን ቡኽ ጌጌበን= ንሱ ንዓይ መጽሓፉ ሂቡኒ mit ሚት= ብ፡ ምስ Er isst mit Gabel ኤር ኢስስት ሚት ጋበል= ንሱ ብፋርኬታ ይበልዕ Er geht in die Schule mit seiner Muter ኤር ጌህት ኢን ዲ ሹለ ሚት ሳይነር ሙተር = ንሱ ምስ ኣዲኡ ናብ ቤት ትምህርቲ ይኸይድ። Der Mittag, ዴር ሚታግ፡ ሚተ= ፍርቂ መዓልቲ፡ Die Mitte ዲ ሚ'ተ=ማእከል Mittwoch ሚትቮኽ=ረቡዕ mixen ሚክሰን= ምሕውዋስ፡ ምድብላቕ Der Monat ዴር ሞናት= ወርሒ፡ሰላሳ መዓልቲ Der Mond ዴር ሞንድ ወርሒ ሰማይ Der Montag ዴር ሞንታግ= ሰኑይ Das Moos ዳስ ሞስ=ሰበባ Der Morgen ዴር ሞርገን= ጽባሕ Der Müll ዴር ምዩል= ጉሓፍ Der Mund ደር ሙንድ= ኣፍ müssen, muss ምዩሰን፡ ሙስ=ምግዳድ፡ይግደድ Die Mutter ዲ ሙተር=ኣደ N ፊደል ኤን nach ናኽ=ድሕሪ Er schläft nach dem essen ኤር ሽሌፍት ናኽ ዴም አሰን= ድሕሪ መግቢ ይድቅስ Die Nacht ዲ ናኽት=ለይቲ nah, Nähe ናህ፡ ኔሀ= ቀረባ nähen, Naht ኔሀን፡ ናህት= ምስፋይ፡ ስፌት Die Nahrung ዲ ናህሩን=ቀለብ (ernähren) ኤርኔረን= ፡ምቕላብ Der Name ዴር ናመ=ስም Die Nase ዲ ናዘ=ኣፍንጫ nass ናስ፡ ኔ'ሰ= ርሑስ፡ ጥልቁይ፡ Die Nässe ዲ ኔ'ሰ=ራሕሲ Die Natur ዲ ናቱር=ባህርይ natürlich ናትዩርሊሽ= ባህርያዊ Die Nebel ዲ ኔበል =ግመ nehmen (nimmt) ኔመን፡ኒምት=ምውሳድ፡ ይወስድ neu ኖይ=ሓድሽ Neun ኖይን=ትሽዓተ Neunzehn ኖይን'ዘን= ዓሰርተው ትሽዓተ Neunzig ኖይን'ዚግ=ተስዓ Nicht ኒሽት= ኣይኮነን Er is nicht reich ኤር ኢስት ኒሽት ራይሽ= ንሱ ሃብታም ኣይኮነን

Page 16: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

16

niemals ኒማልስ = ዋላ ኣብ ኣብ ዝኾነ ግዜ ዘይከውን፡ ኣበደን niemand ኒማንድ= ዋላ ሓደ ሰብ noch ኖኽ= ጋና Er is noch jung ኤር ኢስ ኖኽ ዩንግ= ንሱ ጋና ንእሽቶ እዩ። Der November ዴር ኖቨምበር= ሕዳር Die Nummer ዲ ኑ'መር=ቁጽሪ Numer zwei ኑ'መር ዝቫይ= ቁጽሪ ክልተ Nummerieren ኑ'መሪረን= ብቑጽሪ ምፍላይ፡ ምምልካት nun ኑን= ሕጂ nur ኑር= ጥራሕ Die Nuss ኑስ=ጥረ ፍረ nützen ኑት'ዘን=ብ ገለ ነገር ምጥቃም፡ nützlich ንዩት'ዝሊሽ= ጠቓሚ O ፊደል ኦ Das Obst ኦብስት= ልስሉስ ዝብላዕ ምቁር ፍረታት Oder ኦደር= ወይ፡ ወይ ከኣ Der Ofen ዴር ኦፈን= እቶን Offen ኦ'ፈን=ክፉት Ohne ኦህነ= ብዘይ Das Ohr ኦር=እዝኒ Der Oktober ዴር ኦክቶበር=ጥቅምቲ Der Onkel ዴር ኦን'ከል=ኣኮ፡ ሓወቦ Das Ostern ዳስ ኦስተን= በዓል ትንሳኤ

Ost ኦስት= ምብራቕ P ፊደል ፐ Packen ፓከን= ምጥቕላል Das Päckchen ዳስ ፔክሸን=መጠቕለሊት Das Paket ዳስ ፓከት= መጠቕለሊ Das Papier ዳስ ፓፒየር= ወረቕት Der Pass (Die Pässe) ዴር ፓስ፡ ፔ'ሰ= ፓስፖርት፡ ፓስፖርትታት passen ፓሰን= ምስምማዕ፡ ምልዛብ Sie passen zu einander ዚ ፓሰን 'ዙ ኣይን ኣንደር፡= ንሓድሕዶም ንሓድሕደን ይሰማምዑ ይሰማምዓ Das Pferd ዳስ ፕፌርድ= ፈረስ Die Pflanze ዲ ፍላን'ዘ= ተኽሊ፡ ገረብ Die Pflanzen ዲ ፕፍላን'ዘን= ኣታኽልቲ፡ ኣግራብ pflegen (pflegt) ፕፍሌገን፡ ፕፍሌግት= ምክንኻን፡ ይከናኸን Der Pilz ዴር ፒል'ዝ= ቃንጥሻ Der Platz ዴር ፕላት'ዝ=ቦታ Plötzlich ፕ'ሎት'ዝሊሽ= ብሃንደበት Das Programm ዳስ ፕሮግራም=መድብ Die Puppe ዲ ፑ'ፐ=ባምቡላ= መርዓት ጨርቂ Q ፊደል ኩ

Page 17: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

17

Das Quadrat ዳስ ኳድራት= ኣርባዕተ መኣዝን quaken ኳከን = ምቑቛው ደርሆ quälen ኴቨለን =ምውራድ Die Qual ኳቫል= ስቓይ Die Quelle ዲ ክቨ'ለ= መንቀሊ፡ ነታዒ ማይ R ፊደል ኤር Das Radio ዳስ ራድዮ=ራድዮ raten ራተን = ምግማት፡ Das Rätsel ዳስ ሬትሰል=ሕንቅል ሕንቅሊተይ Die Raupe ዲ ራውፐ= ኣባ ጨጎራ Das Rechnen ዳስ ሬሽነን= ምጽብጻብ rechts ፌሽትስ= የማን reden ሬደን= ምዝራብ Der Regen ዴር ሬገን= ዝናብ Das ዳስ ሬህ = እራብ Das Reich ዳስ ራይሽ=ንግስነት

reich ራይሽ= ሃብታም፡ ንግስነት reisen ራይዘን= ምጋሽ reißen (riss) ራይሰን፡ ሪስ= ምቕዳድ፡ ምብታኽ፡ቀደደ rennen, rannte ሬንነን፡ ራንተ= ምጉያይ ጎየየ richtig ሪሽቲግ= ልክዕ፡ ቅኑዕ riechen ሪሸን=ምሽታት roch ሮኽ=፡ ሸተተ፡ ጨነወ Geruch ጌሩኽ= ሽታ፡ ጨና rollen ሮ'ለን= ምጥቕላል፡ ምንክርራው rot ሮት= ቀይሕ rücken ርዩከን= ምድሕርሓር Der Rücken ዴር ርዩ'ከን=ሕቖ rufen ሩፈን= ምጽዋዕ Der Ruf ዴር ሩፍ=ስም ፡ መጸውዒ፡ ዝና Die Ruhe ዲ ሩሀ=ህድኣት ruhig ሩሂግ= ፡ ህዱእ rühren ምትንካይ ruhen ሩሀን= ምህዳእ፡ምዕራፍ S ፊደል ኤስ Der Saft ዴር ሳፍት፡ዛፍት= ጽሟቕ Sagen, sagt ሳገን ሳግት= ምባል በለ Der Salz ዴር ሳል'ዝ፡ ዛል'ዝ= ጨው Sammeln ሳ'መልን፡ ዛመልን= ምእካብ፡ ምዕቋር Die Sammlung ዲ ሳምሉንግ፡ ዛምሉንግ= ኣኼባ Der Samstag ዴር ሳምስታግ=ቀዳም Der Sand ዴር ሳንድ፡ዴር ዛንድ=ሕጻ sandig ሳንዲግ፡ ዛንዲግ = ሕጻዊ Der Satz ዴር ሳት'ዝ፡ ዛት'ዝ= ምሉእ ሓሳብ

Page 18: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

18

Der Schall ዴር ሻል=ድምጺ፡ መቓልሕ schalten ሻልተን=ናይ ኤለትሪ መጣቐሚ ምውላዕ Schalter ሻልተር= መወልዒ scharf ሻርፍ=በሊሕ Die Schärfe ዲ ሼርፈ= ብልሒ Der Schatten ሻ'ተን =ጽላሎት schauen ሻ'ወን= ምርኣይ scheinen ሻይነን= ምምሳል Die Schere ዲ ሼረ= መቐስ Schieben, schob ሺበን ሾብ= ምድፋእ፡ደፍአ schief ሺፍ= ጎባጥ schimpfen ሺምፕፈን= ምቁያቑ schlafen ሽላፈን= ምድቃስ schlagen ሽላገን= ምህራም schließen, schloss ምዕጻው፡ ዓጸወ shießen, schoß ሺ'ሰን፡ ሾስ= ምትኳስ፡ ተኮሰ schließlich ሽሊስሊስ= ኣብ ምውድኡ፡ ኣብ መደምደምታ Der Schlüssel ዴር ሽልዩሰል= መፍትሕ፡ ቀንዲ ነገር schmecken ሽመ'ከን = ምምቃር፡ ምስትምቓር Der Schmetterlin ዴር ሽመተርሊን= ጽምብላሊዕ Es schmeckt gut ኤስ ሽሜክት ጉት= ምቁር፡ ጥዑም እዩ Der Schmutz ዴር ሽሙት'ዝ = ርስሓት schmutzig ሽሙት'ዚግ= ረሳሕ Der Schnee ዴር ሽነ= ሓርጭ በረድ schneiden ሽናይደን= ምቕራጽ፡ ምቕዳድ schnell ሽነል= ብቕልጡፍ schon ሾን= ዛጊት፡ድሮ schön 'ሾን=ጽቡቕ፡ጽብቕቲ ምልኩዕ፡ ምልክዕቲ፡ ቆንጆ Der Schreck ዴር ሽረክ= ስምባድ፡ ብህራረ schrecklich ሽሬክሊሽ=ክፉእ፡ግናይ፡ መሰምበዲ፡ መባህረሪ፡ መስካሕክሒ schreiben, schreibt ሽራይበን፡ ሽራይብት= ምጽሓፍ፡ ይጽሕፍ Der Schuh ደር ሹህ= ሳእኒ Die Schule ዲ ሹለ= ቤት ትምህርቲ schütteln ሹተልን = ምንውናው፡ ምንቕናቕ schützen ሽዩት'ዘን፡ንኻልኦት ምዕቋብ፡ Schutz ሹት'ዝ= ዑቕባ schwamm ሽቫም = ሓምበሰ Der Schwamm ዴር ሽቫም ብዓቢ ፊደል= ስፖንጅ፡ ስፑኞ schwarz ሽቫር'ዝ= ጸሊም schweigen ሽቫይገን= ትም ምባል፡ ዘይምዝራብ Die Schwester ዲ ሽቬስተር= ሓፍቲ schwieg ሽዊግ= ትም በለ ኣጽቀጠ፡ ትም በለት ኣጽቀጠት schwierig ሽቪየሪግ= ብርቱዕ ጽንኩር፡ ኣጸጋሚ Die Schwierigkeit ዲ ሽቭየሪግካይት= ጸገም schwimmen ሽቪመን= ምሕምባስ schwitzen ሽቪ'ዘን= ምርሃጽ sechs ዘክስ፡ሰክስ=ሽዱሽተ sechszehn ሰክስዘን='ኣሰርተው ሽዱሽተ

Page 19: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

19

sechzig ሰክ'ዚግ፡ 'ዘክ'ዚግ=ስሳ Der See ዴር ዘ፡ሰ =ቀላይ፡ ባሕሪ sehen ሴሀን፡ ዜሀን=ምርኣይ፡ sieht ሲህት፡ዚህት= ይርእይ sehr ሴር፡ ዜር፤ ኣዝዩ Die Seife ዲ ሳይፈ፡ ዛይፈ= ሳምና sein ዛይን፡ ሳይን= ናቱ ንተባዕታይን ነገራውን ጾታ seine ናቱ ንኣንስታያዊ ጾታ Die Sekunde ዲ ሰኩንደ፡ ዘኩንደ= ክልኢት selbst ሰልብስት፡ ዘልብስት= ባዕሉ Der September ዴር ሰፕተምበር=መስከረም setzen ንሓደ ነገር ኣብ ልዕሊ ካልእ ነገር ምቕማጥ ወይ ምንባር፡ ንሓደ ነገር ኣብ ልዕሊ ካልእ ነገር ምቕማጥ ወይ ምንባር፡ besetzt በ'ዘትዝት=ትሑዝ sich ሲሽ = ንገዛእ ርእሱ Er hat sich die Haare gewaschen ኤር ሃት ሲሽ፡ ዚሽ ዲ ሃረ ገቫሸን= ንሱ ጸጉሪ ርእሱ ተሓጺቡ Sie ብዓቢ ፊደል ንሶም፡ ንሰን Sie müssen gehen ዚ ምዩሰን ጌሀን= ንስኹም ክትከዱ ትግደዱ፡ ንስኽን ክትከዳ ትግደዳ። sie müssen gehen ዚ ምዩሰን ጌሀን= ንሳቶም ክኸዱ ይግደዱ፡ ንሳተን ክኸዳ ይግደዳ። sie ዚ ብንእሽቶ ፊደል=ንሳ sie muss gehen ንሳ ክትከይድ ትግደድ sieben ዚበን፡ ዚበን=ሶውዓተ siebzehn ሲብዘን=ዓሰርተው ሾውዓተ siebzig ሲብዚግ፡ 'ዚብ'ዚግ=ሰብዓ sind ዚንድ=እዮም singen ዚንገን፡ሲንገን=ምድራፍ፡ ምዝማር፡ singt ሲንግት፡ዝንግት፤ ደረፈ፡ ደረፈት፤ ዘመረ፡ ዘመረት sitzen ሲት'ዘን፡ዚት'ዘን=ኮፍ ምባል፡ sitzt ሲትዝት፡ዚት'ዝት= ኮፍ በለ፡ኮፍ በለት Die Skizze ዲ ስኪ'ዘ=ናይ ስእሊ ንድፊ፡ skizzieren ስኪ'ዚረን= ናይ ስእሊ ንድፊ ምንዳፍ so ሶ= ከምዚ so ዶ ! Machen Sie so ማኸን ዚ ሶ= ከምዚ ግበሩ፡ ግበራ Sohn ሶን፡ ዞን= ወዲ ተባዕታይ ውላድ Sollen ሶ'ለን= ምግባእ Sie sollen ruhig bleiben ዚ ሶ'ለን፡ ዞ'ለን ሩሂግ ብላይበን= ክትሃድኡ፡ ክትሃድኣ ይግባእ Der Sommer ዴር ሶ'መር ፡ ዞ'መር = ሓጋይ Die Sonne ዲ ሶንነ፡ዞንነ= ጸሓይ Der Sonntag ዴር ሶንታግ፡ ዞንታግ=ሰንበት sparen ሽፓረን=ምቑጣብ Der Spaß ዴር ሽፓስ= ታሕጓስ Spät, verspäten ስፔት፡ ፈርሽፔተን= ድንጉይ፡ ምድንጓይ Der Spaziergang ዴር ሽፓ'ዚየርጋንግ= ናይ ምዝንጋዕ ዙረት Spazierengehen ሽፓ'ዝየረን ጌሀን= ንምዝን ጋዕ ምዝዋር Der Spiegel. spiegeln ዴር ሽፒገል፡ ሽፒገልን= መስትያት፡ ብመስትያት ምንጽብራቕ

Page 20: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

20

Spielen ሽፒለን= ምጽዋት፡ ምዝንጋዕ Die Spitze ዲ ሽፒ'ዘ = ዝለዓለ፡ ዝበለጸ Der Sport ዴር ሽፖርት= ስፕርት Die Stadt ዲ ሽታት= ከተማ Der Stamm ዴር ሽታም= ጉንዲ፡ ጨንፈር Die Stange ዲ ሽታንገ=ዘንጊ stark ሽታርክ=ሓያል፡ ድልዱል stärken ሽቴርከን=፡ምሕያል፡ ምድልዳል stehen ሽቴሀን=ደው ምባል፡ steht ሽቴህት= ደው በለ፡ ደው ይብል stellen ሽተ'ለን= ንትኽሎ ምቕማጥ Die Steuer ዲ ሽቶየር=1 . ዝኽፈል ግብሪ 2. መዘወሪ፡ መእለዪ steuern ሽቶየርን= ሚይ፡ ምዝዋር Der Stiefel ዴር ስቲፈል= ድሩዕ ሳእኒ Der Stift ዴር ሽቲፍት= ርሳስ still ሽቲል= ህዱእ stimmen ሽቲ‘መን= ኣብ ምርጫ ድምጺ ምሃብ bestimmt ቤሽቲምት=ብርግጽ Der Stoff ዴር ሽቶፍ= 1 ጨርቂ፡ 2 ሓደ ነገር ዝሰሓሉ ጥረ ነር Der Strauch ዴር ሽትራውኽ= ሓጸርቲ ኣቑጽልቲ streiten ሽትራይተን=ምብኣስ፡ ምምቁያቑ Der Streit ዴር ሽትራይት= ባእሲ፡ ቆየቛ strömen ሽት'ሮመን=ምውሓዝ Der Strom ዴር ሽትሮም= ዋሕዚ፡ ኳረንቲ፡ ኤለትሪክ das Stück ዳስ ሽትዩክ= ቁራጽ፡ ክፋል Der Stuhl ዴር ሽትዩል= ኩርሲ Die Stunde ዲ ሽቱንደ=ሰዓት Eine Stunde ኣይነ ሽቱንደ= ሓደ ሰዓት Ein Uhr ኣይን ኡህር= ሰዓት ሓደ Die Uhr ዲ ኡህር= ስዓት፡ መዐቂኒ ግዜ Der Sturm ዴር ሽቱርም= ማዕበል፡ stürmisch ሽትዩርሚሽ=ማዕበላዊ Suchen ሱኸን፡ ዙኸን= ሃሰስ ምባል፡ ምድላይ süß ስዩስ= ምቁር፡ ምጭው፡ Die Süßigkeit ስዩሲግካይት=ሽኮርነት፡ መቐረት T ፊደል ተ Der Tag ዴር ታግ= መዓልቲ Tage der Woche ታገ ዴር ዎኸ= ናይ ሰሙን መዓልታት Die Tanne ዲ ታ'ነ= ጽሕዲ Die Tante ዲ ታንተ= ሓውቲ እኖ፡ ኣሞ Die Tasche ዲ ታሸ= መቐመጢት ጅባ፡ ከረጺት Die Tasse ዲ ታ'ሰ= ጣሳ tausend ታውዘንድ=ሽሕ tausende ታውዘንደ= ኣሽሓት Das Taxi ዳስ ታክሲ= ታክሲ

Page 21: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

21

Die Technik ዲ ቴሽኒክ= ተክኒክ Der Tee ዴር ቴ= ሻሂ Das Telefon ዳስ ቴለፎን= ተሌፎን Der Teller ዴር ተ'ለር= ቢያቲ፡ ሸሓኒ Die Temperatur ዲ ቴምፐራቱር= ሙቕርት ኣየር Der Text ዴር ቴክስት= ጽሕፈት Das Theater ዳስ ቴኣተር= ተዋስኦ Der Thermometer ዴር ቴርሞሜተር= መዐቀኒ ሙቐት፤ ዋዒ፡ ረስኒ tief ቲፍ= ዓሚቑ Die Tiefe ዲ ቲፈ=ዕምቆት Das Tier ዳስ= ቲየር እንስሳ Die Tochter ዲ ቶኽተር= ውላድ ጓል ኣንስተይቲ tragen, trägt ትራገን፡ ትሬግት= ምጽዋር፡ ጸወረ፡ ጸወረት Die Träne ዲ ትሬነ= ንብዓት Der Traum, träumen ደር ትራውም፡ ትሮይመን =ሕልሚ፡ ምሕላም treffen, trifft, traf, ትረፈን፡ ትሪፍት፡ ትረፍ= ምርኻብ፡ ይራኸብ፡ ትራኸብ፡ተራኸበ፡ ተራከበት treu ትሮይ= እሙን trinken ትሪንከን= ምስታይ trocken ትሮ'ከን= ንቑጽ turnen ቱርነን= ምውስዋስ ኣካላት፡ ጂምናስቲክ U ፊደል ኡ üben እዩበን=ልምምድ፡ ታዕሊም übt እዩብት=ይለማመድ፡ ትለማመድ über እዩበር= ብዛዕባ Überqueren እዩባክቨረን= ምስጋር Uhr ኡወር=ሰዓት፡ መዐቀኒት ግዜ Um ኡም=ኣብ ኣቢሉ

Er kommt um acht Uhr ኤር ኮምት ኡም ኣኽት ኡወር= ንሱ ሰዓት ሸሞንተ ይመጽእ

Er wohnt um die Ecke ኤር ቮህንት ኡም ዲ ኤክከ= ጥውይ ኢልካ ኣብዚ ቀረባ እዩ ዝነብር፡ ዝቕመጥ Umkehren ኡምከረን= ኣንፈት ምግምጣል ፡ ምቕያር und ኡንድ= እውን Ungefähr ኡንገፌየር= ብግምት ዳርጋ Uns ኡንስ=ንዓና ኡንተን=ታሕቲ Die Unterricht ዲ ኡንተሪሽት= ብሰዓታት ዝወሃብ ትምህርቲ Unter ኡንተር=ኣብ ትሕቲ Der Urlaub ዴር ኡርላውብ= ግዜ ዕረፍቲ V ፊደል ቨ Die Vase ዲ ቫዘ = ቫዞ Der Vater ዴር ፋተር=ኣቦ verbieten ፌርቢተን =ምኽልካል፡ ምምውጋድ Das verbot ዳስ ፌርቦት=ከካል፡ውገዳ

verbrannte ፌርብራንተ= ኣቃጸለ፡ ኣቃጸለት verbrauchen ፌርብውኸን= ምህላኽ፡ ብገለ ነገር ምጥቃም verbrennen ፈርብረነን= ምቅጻል፡ ምብራዕ

Page 22: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

22

Die Verbrennung ዲ ፌርብረኑንግ= ንደት Der Verein ዴር ፌርኣይን=ማሕበር vereinen ፌኣይነን= ፡ ምሕባር፡ ምጥርናፍ፡ ምጽምባር vergessen vergisst, ፈርገሰን፡ ፈርጊስ= ምርሳዕ ፡ የርስዕ vergaß ፈርጋስ=ረስዐ Der Verkehr ዴር ፈርኬር= ምርኻብ፡ መራኸቢ Verletzen ፌርሌት'ዘን= ምጉዳእ፡ ምህራም Die Verletzung ዲ ፌርልለት'ዙንግ= መጉዳእቲ፡ ማህረምቲ verlieren (verlor) ፈርሊረን፡ ፈርሎር= ምጥፋእ፡ ኣጥፍአ verpacken ፈርፓከን= ምጥርናፍ፡ ኣብ ባኮ ምእርናብ Die Verpackung ዲ ፈርፓኩንግ= መጠርነፊ Verschmutzen ፈርሽሙት'ዘን= ምርሳሕ ምብልሻው Die Verschmutzung ዲ ፈርሽሙት'ዙንግ= ርስሓት Versuchen ፈርዙኸን= ምፍታን viel ፊል= ብዙሕ Viele Häuser ፊለ ሆይሰር=ብዙሓት ኣባይቲ፡ ብዙሓት ገዛውቲ Vielleicht ፊላይሽት= ምናልባሽ Vier ፊየር=ኣርባዕተ Vierhundert ፊየር ሁንደርት=ኣርባዕተ ሚእቲ Vierunddreißig ፊየር ኡንድ ድራይ'ዚግ=ሰላሳን ኣርባዕተን Vierzehn ፊየር'ዘን=ዓሰርተው ኣርባዕተ Vierzig ፊየር'ዚግ=ኣርብዓ Der Vogel ዴር ፎገል= ዑፍ፡ጭሩ voll ፎል=ምሉእ vollständig ፎልሽተንዲግ= ፡ ዝተማልአ፡ ምሉእ von ፎን= ካብ vor ፎር=ቅድሚ Die Vorfahrt ዲ ፎርፋርት= ኣቐዲምካ ናይ ምሕላፍ መሰል ኣብ ምዝዋር ማኪና vorsichtig ፎርሲሽቲግ =ጥንቁቕ፡ Die Vorsicht ፎርሲሽት=ጥንቃቐ vorsicht ! ! ! ፎርሲሽት!!!= ተጠንቀቕ W ፊደል ቨ wachsen, wuchs ቫክሰን፡ ቩክስ= ምዕባይ፡ ዓበየ wählen ቬለን= ምሕራይ፡ምምራጽ Die Wahl ዲ ቫል= ፡ ምርጫ፡ሕርያ während ቬረንድ= ኣብ ጉዕዞ መስርሕ Der Wald ዴር ቫልድ = በረኻ፡ ጫካ war ቫር=ነበረ warm ቫርም= ምዉቕ፡ ውዑይ፡ Die Wärme ዲ ቬርመ= ዋዒ፡ሙቐት warten ቫርተን= ምጽባይ was ቫስ?= እንታይ? waschen (wäscht) ቫሸን፡ ቨሽት= ምሕጻብ፡ ሓጸበ Das Wasser ዳስ ቫሰር=ማይ wechseln ቬክሰልን= ምቕያር፡ ምልዋጥ Der Wecker ዴር ቨ'ከር= መበራበሪት ሰዓት

Page 23: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

23

Der Weg ቬግ= መገዲ Das Weihnachten ዳስ ቫይናኽተን= ልደት weiß ቫይስ=ጻዕዳ weit ቫይት= ርሑቕ welche? ቨልሸ= ኣየናይ? wenn ቬን= እንተ ደኣ werden, wird ቬርደን፡ ቪርድ=ምዃን፡ ይኸውን Das Wetter ዳስ ቬ'ተር= ናይ ኣየር ጠባይ wichtig ቪሽቲግ= ኣገዳሲ wie ቪ= ከመይ wieder ቪደር= ብምድጋም፡ መሊሱ wiegen ቪገን= ምምዛን wog ቮግ=መዚኑ፡ መዘነ Die Wiese ዲ ቪዘ=ሸካ wild ቪልድ=ናይ በረኻ፡ ዘገዳም Der Wind ዴር ቪንድ= ንፋስ Der Winter ዴር ቪንተር= ቀውዒ=እዋን ቁሪ ኣስሓይታ wir ቪር=ንሕና wird ቪርድ=ይኸውን wissen, weiß wusste ቪ'ሰን፡ ቫይስ፡ቩስተ= ምፍላጥ፡ ይፈልጥ፡ ፈለጠ wo ቮ?=ኣበይ? Die Woche ዲ ቮከ=ሰሙን wohnen ቮህነን= ምቕማጥ፡ ምንባር wollen ቮልለን=ምድላይ will ቪል= ፡ ደለየ፡ይደልይ Wir wollen gehen ቪር ቮልለን ጌሀን= ንሕና ክንከይድ ደሊና Ich will essen ኢሽ ቪል ኤ'ሰን=ኣነ ክበልዕ ደልየ Das Wort ዳስ ቮርት=ቃል

Die Wörter ዲ 'ቮርተር= ቃላት

Die Worte ዲ 'ቮርተር= ቃላት ዘረባ wünschen ቭዩንሸን=ምትምናይ Die Wurzel ቩር'ዘል= ሱር Z ፊደል ዘድ Die Zahl ዲ 'ዛል፡= ቁጽሪ፡ zählen 'ዜለን=ምፍቃድ Der Zahn ዲ 'ዛህን=ስኒ Die Zehe ዲ 'ዜሀ=ኣጻብዕ እግሪ zehn 'ዜህን=ዓሰርተ zeichnen 'ዛይሽነን = ምስኣል zeigen 'ዛይገን=ምምልካት፡ ምርኣይ zeigt 'ዛይግት =ኣመልከተ፡ኣርኣየ፡ ኣመልከተ Die Zeit ዲ 'ዛይት= ግዜ Die Zeitung ዲ 'ዛይቱንግ = ጋዜጣ Das Zeugnis ዳስ 'ዞይግኒስ = ናይ ምስክር ወረቐት፡ ባጀላ ziehen 'ዚሀን=ምስሓብ፡ ምምዝሓቕ፡፡ ምጉታት፡ zog ዞግ = ፡ ሰሓበ መዝሓቐ፡ ጎተተ

Page 24: መስርዕ መባእታዊ ቃላት ጀርመን ትግርና Vokabular Deutsch - Tigrinya · S ሓንሳብ ከም ሰ ኻልእ ግዝር ኸኣ ከም ዘ ይንበብ EU ከም

24

das Ziel ዳስ 'ዚል=ዕላማ zielen 'ዚለን= ፡ ዕላማ ምሕንጻጽ፡ኣብ ምትኳስ ምንጽጻር Das Zimmer ዳስ 'ዚ'መር= ክፍሊ ናይ ቤት zu 'ዙ= ዕጹው

zu 'ዙ= ናብ Der Zucker ዴር ዙ'ከር= ሽኮር Die Zukunft ዲ 'ዙኩንፍት፡= መጻኢ፡ zukünftig "ዙኩንፍቲግ= ንመጻኢ Zuletzt 'ዙለት'ዝት፡ ኣብ መወዳእታ Zurück 'ዙሪክ ንድሕሪት ምምላስ Zwanzig 'ዝቫን'ዚግ = ዕስራ Zwei ' ዝቫይ=ክልተ Zweihundert ' ዝቫይ ሁንደርት=ክልተ ሚእቲ Zweiunddreißig 'ዝቫይ ኡንድ ድራይ'ዚግ=ሰላሳን ክልተን Zweiundzwanzig 'ዝቫይ ኡንድ 'ዝቫን'ዚግ=ዕስራን ክልተን Die Zwiebel ዲ 'ዝቪበል= ሽጉርቲ Zwölf 'ዝቮልፍ =ዓሰርተው ክልተ