ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!

ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

Embed Size (px)

Citation preview

Page 1: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን

እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!

Page 2: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን

እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!

Page 3: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

እንቅቋዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ጀርመን፣

እዚ መጽሓፍ እዚ ንመባእታዊ ቋንቋ ጀርመን ብቅልል ዝበለ መንገዲ ይሕግዘኩም ከምኡ ውን ንክትመሃሩ የተበባዓኩም. ጠቃሚትን ብቅልል ዝበለ ንጀመርቲ እትመርሕን ኮይና ፥ ፊደላት፡ ኣገደስቲ ሙሉኣት ሓሳባት፡ገለ ካብ ቀንዲ ግራመራት ናይ ቋንቋ ጀርመን ከምኡ ውን ኣብነታት ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎም ዝርርባት ተጠቃልል ።.

ተሓጒስኩም ከተጽንዕዎ ንምነ!

ሕብርታት

Page 4: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ፊትደላ

ሰማፌሮ

ኩዕሶ

ኮምፒተር

ሰልዲ ወይ ገንዘብ

ኢድ

መሳርሒ ሙዚቃ

ጃኬት

ቆልዓ

ማንካ

ሓርማዝ

ሰበይቲ

ኒኬሊ

አደ

አፍንጫ

እዝኒ

መንነት

ውሕጅ

ጎማ ብሸግለታ

Page 5: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ጸሓይ

መዓጾ

ሰዓት

ዑፍ

ፈትሊ

ዓይነት መሳርሒ ሙዚቃ

መርከብ

ጋዜጣ

ቱፋሕ

ዘይቲ

ሙኒኽ [ ከተማ ናይ ጀርመን]

Page 6: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ቀዳማይ ዝርርብ

ሃለው፡ ከመይ ኣለኻ?

ጽቡቅ ኣለኹ..........

መን ስምኪ?

ሃለው፡ ከመይ ኣለኻ?

ጽቡቅ ኣለኹ..........

ኣነ ስመይ..........

መን ስምክን?

ኣነ ስመይ..........

ይቅሬታ!

ይቅሬታ፡ ስዓት ክንደይ ኮይኑ?

ስዓት 2፣00 ኮይኑ.

ደሓን ኩን! ፡ ቻው,ቻው !

ቻው ቻው!

ኣነ ጸሚአ.

ኣነ ጠምየ.

በጃኻ ገለ ዝስተ ደልየ ነይረ.

በጃኻ ገለ ዝብላዕ ደልየ ነይረ.

Page 7: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኣገዳሲ!

ውልቃዊ ኣጸዋውዓ

ሰላም

ሃይደሓን ኩን

ቻው ቻው

በጃኻ/ገንዘብካ

የቀንየለይ

ብጣዕሚ የቀንየለ

እወ

ኣይኮነን

እንታይ ኢልካ?

በጃኻ ቀስ ኢልካ ተዛረብ!

ይቅሬታ, ኣይትሓዘለይ!መኽዘን ጓሓፍ

የቀንየለይ!

ኣነንስኻ

ንስኻ ወይ ንስኺ ናይ ኣኽብሮት

ንሱ

ንሳ

እቲ

ንሕና

ንስኻትኩም

ንስኻትኩም ናይ ኣክብሮት

ንሳቶም

Page 8: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ምልላይን ምስንባትን

ኣብ ናይ ንግሆ ከመይ ሓዲርካ

ሙሉእ መዓልቲ

ክመሲ እንከሎከመይ ኣምሲኻ

ኣብ ለይቲደሓን ሕደር.

ቻው ቻው

ደሓን ኩን

ከመይ ማክስ

ከመይ ፔተር

ከመይ ዊዒልኪ ወይዜሮ ሚለር

ሰላማት ኣቶ በርገር.

ሰላም

Page 9: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ቁጽርታት

ከመይ ፔተር

ኣብ ሙኒኽ 1.500.000 ህዝቢ ይነብር

ጀርመን 82.000.000 ህዝቢ ኣለውዋ

ኣማሓዳሪ ሙኒኽ ዲተር ራተር ንመበል 1.5 ምልዮን ብ 8 ግንቦት 2015 ካብ ተቀማጦ ሙኒኽ ዝተወልደ ብሰላም ተቀቢሉ።

Page 10: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ሰዓት

ኣብ ግዜኻ ምርካብ

ኣገደስቲ ቃላት

ብኽብረትካ ኣብ ግዜኻ ተረኸብ!

ሕላፍ ግዜ

ንሱ ግዚኡ ኣየኽብርን እዩ

ናይ መዓልቲ ግዜ

ከመይ ሓዲርካ ብገምጋም ካብ 6 ቅ.ቀ. ክሳብ 9 ድ.ቀ. ዘሎ ግዜ ንጥቀመሉ

ኣብ ሙሉእ መዓልቲ ንጥቀመሉከመይ ዊዒልካ, ኪ,

ካብ 7 ድ.ቀ. ክሳብ 10 ድ.ቀ. ኣብ ዘሎ ግዜ ንጥቀመሉ

ከመይ ኣምሲኻ.ኺ

ኣብ ግዜ ለይቲ ንጥቀመሉብሩኽ ለይቲ

Page 11: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ሰዓት ክንደይ ኮይኑ?

ኣብነታት

ሰዓት 3 ቅ.ቀ./3 ድ.ቅ ኮይኑ

ሰዓት 3:10 ቅ.ቀ./3:10 ድ.ቀ.

ሰዓት 3:30 ቅ.ቀ./3:30 ድ.ቀ.

ሰዓት 3:50 ቅ.ቀ./3:50 ድ.ቀ.

ሕጂ ሰዓት ክንደይ ኮይኑ?

ሰዓት...

ሓደ መዓልቲ 24 ሰዓታት ኢዩ

ሓደ ሰዓት 60 ደቂቅ ኢዩ

ሓደ ደቂቅ 60 ሰከንድ ኢዩ1 ቅ.ቀ. ን 1ድ.ቀ............ 1 ድ.ቀ. =

2 ቅ.ቀ. ን 2 ድ.ቀ.......... 2 ድ.ቀ. =

3 ቅ.ቀ. ን 3ድ.ቀ............ 3 ድ.ቀ. =

4 ቅ.ቀ. ን 4 ድ.ቀ.......... 4 ድ.ቀ. =

5 ቅ.ቀ. ን 5ድ.ቀ............ 5 ድ.ቀ. =

6 ቅ.ቀ. ን 6 ድ.ቀ.......... 6 ድ.ቀ. =

7 ቅ.ቀ. ን 7ድ.ቀ............ 7 ድ.ቀ. =

8 ቅ.ቀ. ን 8ድ.ቀ............ 8 ድ.ቀ. =

9 ቅ.ቀ. ን 9 ድ.ቀ.......... 9 ድ.ቀ. =

10 ቅ.ቀ. ን 10ድ.ቀ...... 10 ድ.ቀ. =

11 ቅ.ቀ. ን 11ድ.ቀ...... 11 ድ.ቀ. =

12 ቅ.ቀ. ን 12ድ.ቀ....... 12 ቅ.ቀ. = ግዜ ለይቲ...12 ቅ.ቀ. =

Page 12: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ብኣውቶቡስ ወይ ብ ትሕቲ መሬት ይጎዓዝ ኣለኹ

ናብ መኪና ይኸይድ ኣለዂ. ናብ መኪና ይጎዪ ኣለኹ. ኣውቶቡስ ይጽበ ኣለኵ. ናብ መኪና ይስቀል ኣለኹ.

ኣብ ትኬት መቁረጺ ማሽን ትኬት የቁርጽ ኣለኹ.

2,70 € ከፊለ.

ኣብ ትኬት ማሽን ትኬት ይስርዝ ኣለዅ

ብኣውቶቡስ ይኸይድ ኣለኹ. ካብ ኣውቶቡስ ይወርድ ኣለኹ.

ናብ መዓርፎ ባቡር ይኸይድ ኣለኹ.ኣብ ዕዳጋ ምስ የዕሩኽተይ ይራኸብ ኣለኹ.

Page 13: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ምኻድምኻድምኻድናብአውተቡስምጉያይምጽባይንምስቃልአብ ውሽጢምዕዳግቲኬትናይ ቲኬት ማሽንምኽፋልምስራዝምስግጋርገለርያምውራድ...ምርኻብየዕሩኽ

Page 14: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ዝብላዕን ዝስተን

አነ እበልዕ አለኹ:

ባኒ እንቋቁሖ ሓምሊ ኮሚደረ ሽጉርቲ

ካሮት ድንሽ ሩዝ ፓስታ ጻዕዳ ሽጉርቲ

ስጋ ስጋ ደርሆ ስጋ ከብቲ ስጋ በጊዕ

ዓሳ ፋርማጆ መዓር ማልማላታ ፉሩታ

ቱፋሕ ለሚን አራንሺ ባናና

ጨውን ቀመምን ሽኮር ባሽኮቲ ሕብስቲ ምቁር

ኣነ ስጋ ሓሰማ ኣይበልዕን እየ.

Page 15: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ብሩኽ መኣዲ!

ጸባ ጹሟቅ ኮኳ ኮላ ማይ ቡንሻሂ

ይሰቲ ኣለኹ:

ድስቲ

ባዴላ

ብኬሪ

ጥርሙዝ

ሶፍቲ

ፋርኬታ

ብያቲ

ማንካ

ካራ

ኩባያ

ኣነ ኣልኮላዊ መስተ ኣይሰትን እየ.

Page 16: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ናብ ዕዳጋ ምኻድ

እንታይን አበይን ይገዝእ?

ኣልባሳት

ኣብ መሸጣ ንብረት

ኣብ ሱፐር ማርኬ

ኣብ ፋርማሲ

ኣብ እንዳ ሕብስቲ ኣብ ፋርማሲ

መግቢ

ናይ ጽሬት ኣቅሑ

ኣገደስቲ ነገራት

ባምቡላታት

ኣቁሑ ኤለትሪክ

እስተሽነሪ

መግቢ ኣገደስቲ ነገራት ናይ ጽሬት ኣቁሑ

ፓምፐር ሳሙና ሻምፖ

ሻምፖ

ዶዶራንት

ናይ ቆርበት ቅብኣ

ኮልጌት

ብራሽ

ናይ ንጽህናን ጽሬትን ንብረት

(መንዲል ጽህና) ሞዴስ

ፕላስተር

መድሃኒት

ከኒና

ባኒ

ቶርታ

ሕብስቲ

ፓስተ

Page 17: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኣብ ሱፐር ማርኬ

እንታይ ይርኢ ኣለኹ?

ኣቁሑ ኤለትሪክ

እስተሽነሪ

ናይ ጽሬት ኣቁሑ

መድሃኒት

ከኒና

ዋጋ

ከብሒ

ተሓዚ ገንዘብ

ዓረብያ ናይ ድኳን

መኽዘን ጓሓፍ

ካሳ

ተሓጋጋዚት መሸጣ

ጐሓፍ ኣብ እንዳ ጐሓፍ ጐሓፎ!

ኣገዳሲ!

ብኽብረትካ እዚ ጸባ ክንደይ ኢዩ ዋግኡ? እዚ ጸባ 1,ይሮን 09 ሳንቲምን ኢዩ ዋግኡ.

ብኽብረትካ እዚ ኮሚደረ ክንደይ ኢዩ ዋግኡ? እዚ ኮሚደረ 2,ይሮን 29 ሳንቲምን ኢዩ ዋግኡ.

ብኽብረትኩም ጸባ ኣበይ ኣሎ? ጸባ ኣብዚ ኣሎካ.

ብኽብረትካ እቲ እንዳ ሕሳብ ኣበይ ኣሎ? ቅብሊት ኣብዚ ኣሎ.

ኣገዳሲ!

ኣነ ነቲ ተሓጋጋዚ መሸጣ ሓቲተዮ: እታ ተሓጋጋዚት መሸጣ ከምዚ ኢላ መሊሳ ወይ መሊሱ: ቅብሊትኩም ሓዝዎ!

Page 18: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ናይ ጽድያን ክረምትን ክዳውንቲ

ናይ ምቆት ክዳውንቲ.

ማልያ

ቆቢዕ

ቍልፊ

ጃኬት ሰንደል

ጫማ

ጐና

ክዳን ደቀ ኣንስትዮካምቻ

መንዲል ናይ ርእሲ

ጀለብያ ስረ

ስረ

ወቅቲ

ኣዋርሕ

ጽድያክረምቲቀውዒሓጋይ

ጥሪየካቲትመጋቢትምያዝያግንቦትሰነሓምለነሓሰመስከረምጥቅምቲሕዳርታሕሳስ

Page 19: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኣብ ግዜ ቀውዕን ሓጋይን ዝኽደኑ ክዳውንቲ

ቍልፊ

ሰንደል

ጐና

ጎልፎ

መንዲል ናይ ርእሲ

ጃኬት ታይት

ካቦት

ካምቻ

ጫማ

ጃስማ

ስረ

ካልሲ

ቆቢዕ

ጃኬት

ሻርባ

ክዳውንቲ ንግዜ ቁሪ.

ናይ ኢድ ጓንቲ

Page 20: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ስድራ

ኣቦሓጎ/ዓባየይ

ኣቦሓጎይ/ዓባየይ

እንዳ ኣቦሓጎ

ቆልዑ

ሓፍቲ/ሓዉ

ወለዲ

ኣደ/ኣቦ

ማማ/ባባ

ኣነ ቆልዓ ኣለኒ

ኣነ ቆልዓ የብለይንዓርከ መሕዛ

የዕሩኽ

ሓትነ ወይ ኣሞ/ኣኮ ወይ ሓወቦ

Page 21: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኣነ ቆልዓ ኣለኒ

ኩነታት መርዓ

ተባዕታይ ኣንስታይ

ነጻ

ምርዕው

ዝተፋተሐ ወይ ዝተፋተሐት

ሰብኣያ ዝሞታ ወይ ሰበይቱ ዝሞተቶ

Page 22: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ገጽ

ጸጉሪ

ሸፋሽፍቲ ኣይኒ

ዓይኒ

ግንባር

ቅርኒብ ዓይኒ

እዝኒኣፍንጫ

ከንፈር

ኣፍ

ክሳድመንከስ

ስኒ

መንኮብ

Page 23: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ክፍሊ ኣካላት

ቅርኒብ ዓይኒ

እዝኒ

ገጽ

ኣፍ ልቢ

ኣጻብዕቲ

ጽፍሪ ኢድ

ብርኪ

እግሪ

ከብዲ

ክሳድ

ርእሲ

ሕቆ

መንኩብ

ቅልጽም

ብርኪ ኢድ

መሓውር

ኢድ

ዓባይ ዓባይቶ እግሪ

Page 24: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ጥዕናን ሕማምን

ኣነ ሙሉእ ጥዕና ኣለኒ.

ኣነ ሓሚመ ኣለኹ.

ኣነ ርእሰይ ሓሚመ ኣለኹ.

ሰዓል ኣለኒ.

ኣነ ናይ ክሳድ ቃንዛ ኣለኒ.

ኣነ ናይ ስኒ ቃንዛ ኣለኒ.

ኣነ ረስኒ ኣለኒ.

እስዕል ኣለኹ.

ይህንጥስ ኣለኹ.

ኣነ ናይ ከብዲ ቃንዛ ኣለኒ. ኣነ ናይ ጁባ

ሶፍቲ ይደሊ .

ይህንጥስ ኣለኹ.

ኣነ ኣብ ዶክተር ክርአ እየ.

ኣበይ እዩ እንዳመድሃኒት?

ኣነ መድሃኒት እደሊ ኣለኹ.

Page 25: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ሰዓል ኣለኒ.

አገዳሲ!

አምቡላንስ

ናይ ሓደጋ ጻውዒት 112

ሆስፒታል

ሓኪም ስኒ

ሓኪም

ተኻታታሊት ነብሰጾራት

ምሕረት የውርደልካ!

ይምሓርካ!

Page 26: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ዋንነታዊ ቅድመ ስም

ናተይ ቱፋሕ ናትካ ቱፋሕ ናትኪ ቱፋሕ

ናቱ ቱፋሕ ናታ ቱፋሕ ናቱ/ናታ ቱፉሕ

ናትና ቱፋሕ

ናትኩም ቱፋሕ

ናቶም ቱፋሕናትኩም ቱፋሕ

ናይ አኽብሮት

ናይ አኽብሮት

Page 27: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ናትኪ ቱፋሕ

እቲ ቱፋሕ

Page 28: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ

መዓልታት ናይ ሰሙንመዓልቲ መዓልታት

ሰሙን ሳምንታትኣብ ሰሙን 7 መዓልታት ኣሎ.

ሰኑይሰሉስረቡዕ

ሓሙስዓርቢቀዳምሰንበት

ሎሚ እንታይ መዓልቲ እዩ?

ሎም መዓልቲ

ጽባሕ

ትማሊ

ቅድሚ ትማሊ

ድሕሪ ጽባሕ

አገዳሲ!

ኩሉ ደብዳበታት ብህጹጽ ክፈቶ!

እታ ፖስጣ ዓቅባ!

ብልክዕ ክትርጉመልካ ዝኽእል ሰብ ሕተት!

ኣበይ ትነብር?

ኣነ ኣብ... (ከተማ) ይነብር...

ኣድራሻኻ?

ኣድራሻይ:

ጎደና ቁጽሪ ገዛ

ቁጽሪ ፖስጣ ከተማ

Page 29: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ዝርከብ ኣብ ገዛ?

ኣምፑል

ኣርማድዮ

ፍንስቲራ

መዓጾ

መጋረጃ

መሞቂ

ጠረጴዛ

ሰድያ

ኮቦርታ

ዓራት

መተርኣስ

ቦርሳይፓስፖርተይ

ክዳውንተይናተይ ተለፎን

መፍቱሐይ ናተይ ሳምሶናይት ናተይ ቦርቶፍልዮ ሰልደይ

ናተይ ንብረተይ:

Page 30: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኣብ ገዛይ ዝሰርሖ ስራሕ?

ኮኢለ ኣለኹ. ይዛረብ ኣለኹ. ኣነ ይበልዕ ኣለኹ. ይሰቲ ኣለኹ.

ኣነ ይሓስብ ኣለኹ. የንብብ ኣለኹ. ይመሃር ኣለኹ. ይሰምዕ ኣለኹ.

ጎቦ ኮይነ ኣለኹ. ኣነ የጽሪ ኣለኹ. ይጽሊ ኣለኹ. ኣነ ደቂሰ ኣለኹ.

Page 31: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን

ኮኢለ ኣለኹ.ኮፍ ምባል

ኣነ ኣብ ኩርሲ ኮፍ ኢለ ኣለኹ.

ይዛረብ ኣለኹ.ምዝራብ

ምስ ኣዕሩኽተይ የዕልል ኣለኩ.

ኣነ ይበልዕ ኣለኹ.ምብላዕ

ኣነ ባኒ ይበልዕ ኣለኹ.

ይሰቲ ኣለኹ.ምስታይ

ኣነ ጽሟቅ ይሰቲ ኣለኹ.

ይሓስብ ኣለኹ.ምሕሳብ

ኣነ ብዛዕባ መጻእየይ ይሓስብ ኣለኹ.የንብብ ኣለኹ.

ምንባብ

መጽሓፍ የንብብ ኣለኹ.

የጽንዕ ኣለኹ.ምጽናዕ

ኣነ ቋንቋ ጀርመን የጽንዕ ኣለኹ.

ይሰምዕ ኣለኹ.ምስማዕ

ሙዚቃ ይሰምዕ ኣለኹ.

ጎቦ ኮይነ ኣለኹ.ጎቦ ምዃን

ኣነ ኣብ ዓራት ብጎቦ ኮይነ ኣለኹ.

የጽሪ ኣለኹ.ምጽራይ

ኣነ ክፍሊ የጽሪ ኣለኹ.

ይጽሊ ኣለኹ.ምጽላይ

ደቂሰ ኣለኹ.ምድቃስ

ኣነ ኣብ ዓራት ደቂሰ ኣለኹ.

ሓደስቲ ቃላት

እንታይምፍጻምኣብናተይክፍሊኩርሲዓርኪምስባኒጽሟቅመጽሓፍጀርመንዓራትኣብ ላዕሊኣብቲሙዚቃ

Page 32: ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!fluechtlingshilfe-muenchen.de/wp-content/...Deutschheft_Tigrinisch.pdf · እንቅቋዕ ብድሓን