13
1 [email protected] ሕታም 3 ቁ 104/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered ሳሌሳይ ክፋሌ part1 part2 ===================================================================================== ዓራቶም ዜጸበበቶም ዓሰርተ ኣህባይ፡ ርሓቐሇይ ቅረበሇይ ክበሃሃለ፡ ሓዯ ዯዴሕሪቲ ሓዯ ክጸዴፉ እንክርኣዩ ከሇዉ። ctrl/click = (Tenmonkies ) ስኣን ስኒት ስዕቦ ተነጻሌነት - ንተቓወምቲ ኤርትራ ይምሌከት። =================================================================================================== ሓዯ ውጡን ስራሕ ወይ ዕሊማ ፡ ክዕወት ወይ ክፈሽሌ እንተ ዯኣ ኮይኑ፡ ከመይነት ኣጀማምርኡ ወሳኒ ግዯ ኣሇዎ። ግር መታን ከይ ብሇኩም ዴማኒ፡ ናይ ልሚ ትንተና፡ ኣብ ናይ ኤርትራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲንን መሰሌቱን፡ ዜሓሌፍዎ ዜነበሩ ኣሰከፍቲ ኣሰራት ዴሃበ ኮይኑ፡ ተመሳስሌነቱ ምስ ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) እውን፡ ቁሩብ ሸፈፍ ኢለዎ ክሓሌፍ እዩ። እቲ ሊቒ ቁምነገር ናዙ ትንተና ከኣ፡ ምስቲ ኣብ ቀዲማይን ካሌኣይን ክፋሊት፡ ዜተሓበረ ከርሲ ቴማ - ኣብ ዚዕባ ስንኩሌ መርሃ ራእይን ስሌትን ከስዕቦ ዜኽእሌ ጠንቅታት ፍሌሌይ፡ ምስ ተቛመተ ወይ ምስ ረኣየ፤ ኣብቲ ናይ መጨረስታ ክፋሌ ምርብራብ ቁምነገራት ግን፡ ንመተዓረቒ ዜኸውን ክሇሳ ሓሳብ፡ እዜግሄር እንተ ተሓዊሰዎ፡ ብምቕራብ ክዴምዯም እዩ። ንኺዴ!!! ኪዲን፡ ከም ስሙ ይ ኮነስ፡ ከም ባህርያቱ ዜሌሇ፡ ብሓያልይ እኽብካብ ጀብሃ ነበር ውዴባት ዜቖመ እዩ። ናይ ጀብሃዊ ባህሪ ሇዎ ኮይኑ፡ ብናይ ኢትዮጵያ ወሳኒ ተራ ተመስሪቱ፡፡ ካብ ዜጅምር ኣትሒዘ ክሳብ ሕጂ ዴማ፡ ንዓይኒ ህሩፋት ሇውጢ ዜስሕብ፡ መስኮተ ብርሃን ክፍንቅቕ ይ በቕዔ፡ "ናይ ውዴባት መጓሰጢ መዴረኽ" ኮይኑ ዜነበረን ልን ጥራይ ይ ኮነስ፡ ምፍራይ ናይ ዜተፋሊሇዩ ፖሇቲካዊ ጉጅሇታትቀንዱ ምኽንያት ኮይለ ል እዩ። ኢትዮጵያ ህሊወ ኪዲን ጥራይ ኣይ ኣኸሊን። ብኽንዯይ ዓጀባ፡ ባይቶ ኣብ ኣዋሳ ቆይሙ። ብዴሕሪኡ እውን፡ ንዜተፈሊሇዩ ዯርባዊ ሓይሌታት፡ ከም ናይ መንእሰይ፤ ሽማገሇ፤ ምሁራትን እና ፈሊሇየት፡ በብእዋኑ ብመጸዋዕታ ትኣኻኽቦምን ትቕሌሶምን። ክሳብ ሕጂ ግን፡ ኣብ ክንዱ ሓዯ ስሙር ሓይሉ ዜኾኑ፡ ኣብ ናይ ሓዴሕዴ ምክሳስን ምጥሌሊምን ስራሓት ተጸሚድም ይርከቡ። ካብዙ እንታይ ክንዜክር ወይ ክንፈሌጥ ንኽእሌ? ኦም ብሓኽሊ። ናይ ወያነ ሕሌሚ፡ ኤርትራውያን ንኸይ ንሰማማዕ ምስምማዕ ምግባር እዩ። ከም ነታ ዲዕሮ፡ ብሓኽሊ ምኽራታ ማሇት ይኸውን። እዙ ምስቲ ናይ ጃንሆያዊ ውጥን ተመሳሳሌነት ኣሇዎ። ኣብ ታሪኽ ቃሌሲ ህዜቢ ኤርትራ፡ ንህዜቢ ኤርትራ ንምጽናት ተባሂለ ዜተገብረ ናይ ኦም ብሓኽሊ፡ ጃንሆያውን ጽዮናውን ፈተነ ንምትግባር፡ ኣቕዴም ኣቢልም ዜኸተብዎም ጸረ ሰሊም ሓይሌታት፡ ከም ማሕበር ኣንዯነት፤ ኣኽረርቲ ሸፋቱ፤ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ ኣስሊምን ክስታንን ኩናት ሓዴሕዴ ክባራዕ ምፍታን ነበረ። ጽንሕ ኢልም ከኣ ሇሊህመቱ ጎቦዜ ኤርትራ፡ ኣብ ውትህዴርና ኮማንድስን መሉሻ ስርናይ ከቲቦም ህዜቢ ብህዜቢ ነሓዴሕደ ንኽዋጋእ ፈቲኖም። ኣብ ጉዕዝ ግን፡ ኩለ ሓዯ ዯዴሕሪ እቲ ካሌእ ፈሽሉዎም።

ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 [email protected] ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

  • Upload
    others

  • View
    2

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

Page 1: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

1

[email protected]

ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi

ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered

ሳሌሳይ ክፋሌ part1 part2

=====================================================================================

ዓራቶም ዜጸበበቶም ዓሰርተ ኣህባይ፡ ርሓቐሇይ ቅረበሇይ ክበሃሃለ፡ ሓዯ ዯዴሕሪቲ ሓዯ ክጸዴፉ እንክርኣዩ ከሇዉ። ctrl/click = (Tenmonkies ) ስኣን ስኒት ስዕቦ ተነጻሌነት - ንተቓወምቲ ኤርትራ ይምሌከት። ===================================================================================================

ሓዯ ውጡን ስራሕ ወይ ዕሊማ ፡ ክዕወት ወይ ክፈሽሌ እንተ ዯኣ ኮይኑ፡ ከመይነት ኣጀማምርኡ ወሳኒ ግዯ ኣሇዎ። ግር መታን ከይ ብሇኩም ዴማኒ፡ ናይ ልሚ ትንተና፡ ኣብ ናይ ኤርትራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲንን መሰሌቱን፡ ዜሓሌፍዎ ዜነበሩ ኣሰከፍቲ ኣሰራት ዴሃበ ኮይኑ፡ ተመሳስሌነቱ ምስ ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) እውን፡ ቁሩብ ሸፈፍ ኢለዎ ክሓሌፍ እዩ። እቲ ሊቒ ቁምነገር ናዙ ትንተና ከኣ፡ ምስቲ ኣብ ቀዲማይን ካሌኣይን ክፋሊት፡ ዜተሓበረ ከርሲ ቴማ - ኣብ ዚዕባ ስንኩሌ መርሃ ራእይን ስሌትን ከስዕቦ ዜኽእሌ ጠንቅታት ፍሌሌይ፡ ምስ ተቛመተ ወይ ምስ ረኣየ፤ ኣብቲ ናይ መጨረስታ ክፋሌ ምርብራብ ቁምነገራት ግን፡ ንመተዓረቒ ዜኸውን ክሇሳ ሓሳብ፡ እዜግሄር እንተ ተሓዊሰዎ፡ ብምቕራብ ክዴምዯም እዩ። ንኺዴ!!! ኪዲን፡ ከም ስሙ ይ ኮነስ፡ ከም ባህርያቱ ዜሌሇ፡ ብሓያልይ እኽብካብ ጀብሃ ነበር ውዴባት ዜቖመ እዩ። ናይ ጀብሃዊ ባህሪ ሇዎ ኮይኑ፡ ብናይ ኢትዮጵያ ወሳኒ ተራ ተመስሪቱ፡፡ ካብ ዜጅምር ኣትሒዘ ክሳብ ሕጂ ዴማ፡ ንዓይኒ ህሩፋት ሇውጢ ዜስሕብ፡ መስኮተ ብርሃን ክፍንቅቕ ይ በቕዔ፡ "ናይ ውዴባት መጓሰጢ መዴረኽ" ኮይኑ ዜነበረን ልን ጥራይ ይ ኮነስ፡ ምፍራይ ናይ ዜተፋሊሇዩ ፖሇቲካዊ ጉጅሇታት፡ ቀንዱ ምኽንያት ኮይለ ል እዩ። ኢትዮጵያ ህሊወ ኪዲን ጥራይ ኣይ ኣኸሊን። ብኽንዯይ ዓጀባ፡ ባይቶ ኣብ ኣዋሳ ቆይሙ። ብዴሕሪኡ እውን፡ ንዜተፈሊሇዩ ዯርባዊ ሓይሌታት፡ ከም ናይ መንእሰይ፤ ሽማገሇ፤ ምሁራትን እና ፈሊሇየት፡ በብእዋኑ ብመጸዋዕታ ትኣኻኽቦምን ትቕሌሶምን። ክሳብ ሕጂ ግን፡ ኣብ ክንዱ ሓዯ ስሙር ሓይሉ ዜኾኑ፡ ኣብ ናይ ሓዴሕዴ ምክሳስን ምጥሌሊምን ስራሓት ተጸሚድም ይርከቡ። ካብዙ እንታይ ክንዜክር ወይ ክንፈሌጥ ንኽእሌ? ኦም ብሓኽሊ። ናይ ወያነ ሕሌሚ፡ ኤርትራውያን ንኸይ ንሰማማዕ ምስምማዕ ምግባር እዩ። ከም ነታ ዲዕሮ፡ ብሓኽሊ ምኽራታ ማሇት ይኸውን። እዙ ምስቲ ናይ ጃንሆያዊ ውጥን ተመሳሳሌነት ኣሇዎ። ኣብ ታሪኽ ቃሌሲ ህዜቢ ኤርትራ፡ ንህዜቢ ኤርትራ ንምጽናት ተባሂለ ዜተገብረ ናይ ኦም ብሓኽሊ፡ ጃንሆያውን ጽዮናውን ፈተነ ንምትግባር፡ ኣቕዴም ኣቢልም ዜኸተብዎም ጸረ ሰሊም ሓይሌታት፡ ከም ማሕበር ኣንዯነት፤ ኣኽረርቲ ሸፋቱ፤ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ ኣስሊምን ክስታንን ኩናት ሓዴሕዴ ክባራዕ ምፍታን ነበረ። ጽንሕ ኢልም ከኣ ሇሊህመቱ ጎቦዜ ኤርትራ፡ ኣብ ውትህዴርና ኮማንድስን መሉሻ ስርናይ ከቲቦም ህዜቢ ብህዜቢ ነሓዴሕደ ንኽዋጋእ ፈቲኖም። ኣብ ጉዕዝ ግን፡ ኩለ ሓዯ ዯዴሕሪ እቲ ካሌእ ፈሽሉዎም።

Page 2: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

2

[email protected]

ብሕሌፊ እዝም ዲሕረዎት፡ ኮማንድሶም ይኹኑ መሉሻኦም፡ እዋኑ ምስ በሰሇ፡ ምስ ህዜቦም ተሰሉፎም መስዋእቲ ዜኸፈለ ኣካሌ በሰብና እዮም። ኣቕዴም ኣቢለ ዓሚ ዴዩ ቅዴሚ ዓሚ፡ ሓዯ ባእታ በመጉሌሕ ዴምጺ ናይ ወያነ ገይሩ፡ ኣፉ ከም ዜሃቦ፡ ነዝም ኮማንድስ ዲርጋ ኣብዑር እዮም ነይሮም እንክብሌ፡ /ሓሉመ እንተ ይ ኮይነ/ ዜሰማዕኩ እመስሇኒ። እቶም ገሉና እንፈሌጦም ኮማንድስ ግን፡ ምሳና ኣብ ክንዯይ ጽምድ ዜወዓለ፡ ከም ኩሌና መሚዮምን ኣዚዊሮምን ዜሓስቡ እዮም። ጨጓር ዲንጋ ገባሮ ሓረስቶት፡ ብሰንኪ ስእነት ሽቕሇትን፡ ይ ብርኩት ማእቶት ትሕዜቶ መሬት፡ ብኸተል ዴኽነት ንዜተኸትብዎ ስራሕ፡ ኣስሊም እውን ዜነበርዎ ነበረ፡፡ ነዙ ኣቶም፡ ከም ብተበግሶ ናይ ውሌቆም ዕግበት፡ ንህዜቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ብፍሊይ ከኣ ንህዜቢ ኣስሊም፡ ከጽንቱ መታን ዜዓጠቑ ከዴዓት ዯቂ ሃገር ጌርካ ምኹናኖም፡ ፖሇቲካዊ ዓቕሉ ጽበት (political depression) እዩ። ንሱ ከኣ፡ ነቲ ንማሕበረ ሰብ ከበሳ፡ ኣብ ፍሇማ ጉዕዝ ታሪኽ ሶውራና፡ ንዜተኻየዯ ጽምድ፡ ምስ ናይ ማሕበር ኣንዴነት ጉዲይ፡ ኣተሓሒዘ ዜኸስስ ዚንታ፡ ከም መሓፍስቲ ናቱ ኮይኑ ብዜተፈሊሇየ ብህሇት፡ ካብ ዜተፈሊሇዩ ባእታታት ይስማዕ እዩ።

በቲ ካሌእ ኣተገባብራ ናይ ኦም ብሓኽሊ ግን፡ ሌክዕ ብሌክዕ ኣብዚ ዓሇም እዙኣ፡ ክውን ዜገበረ ሓይሉ እንተል ኮይኑ፡ ስሌቲ ህዜባዊ ግምባር ጥራይ እዩ። ኣዯ ወሉዲ ትምከን፡፡ ንውግእ ከም ጓይሊ፤ ንመስዋእቲ ከም መርዓ፤ ንጸበባ ከም ራህዋ ወተ ዜተቐበሌዎ ጀጋኑ ተጋዯሌቲ፡ ታንክታት ጸሊኢ ማሪኹም፤ ተገሌቢጦም ብታንክታቱ እንዴዮም ዜመንቆስዎ።

ወያነ ብስም ኢትዮጵያ፡ ምስ ሓያሊት ተሓጋገዜቶም ኮይኖም፡ እንዯገና ክርምሱና መታን፡ መሌሓስን፤ ዓረርን፡ ቀሇምን እና ተጠቕሙ፡ ህርዴግ ካብ ዜብለ፡ ዜያዲ 14 ዓመታት ወሲዴልም ኣል። ካብቶም ሓያልይ ዜጥቀሙልም ሜሊታት ዴማ፡ ነታ "ኦም ብሓኽሊ" እትብሌ ኮይና፡ ውህዯት ናይ መሇሳውን ሱዚናውን (ጥውቕ suzan

)ጸዓት፡ በትሪ ጃንሆያውን ጽዮናውን ተቐቢልም፡ "ኦም ብሓኽሊ" ንምትግባር ከም እንዯገና ኣብ ሌዕሉ ኤርትራ ይካየዴ ኣል። ሓዯ ካብቶም ሓያልይ ዜካየደ ዜነበሩን ሇዉን ሓዯገኛ ፈተናታት፡ ንናይ ውዴባት ምርባሕ ምትብባዕ ጥራይ ይ ኮነስ፡ እቲ ውዯባታት እውን፡ ኣብ ከም ናይ መንእሰያት ንበይኖም፤ ናይ ምሁራት ንበይኖም፤ ናይ ሃይማኖት ንበይኖም፤ ናይ ቀቢሊታት ንበይኖም ክውገኑ ምግባሮም እዩ። ናይ መጨረሽታ ዕሊማኡ ከኣ፡ ሰምረት ተቓውሞ ሓይሌታት ምሕራም፡፡ ተቓውሞ ኤርትራ ተባሂለ ካብ ዜፍሇጥ ክሳብ ሕጂ፡ በብዓይነተን ውዴባት ክጅምራ ዯኣ እምበር፡ ኣብ ሓዯ ቅዋም ክሰምራ ኣይ በቕዓን። ኣብ ጉዲይ ሃገርና፡ ስምረት ናታተን፡ ኣዴሊይነቱ ዕዘዜ ከም ምዃኑ፡ ጨሪሰን ሸሇሌ ዜበሌኦ እየን። ሕጂ እውን፡ ኣብ ሓዯ ሚያዜያ 2014ዓም፡ ኣብ ዓዱ'ንግሉዜ፡ ማሕበር ዯቂ መታሕት ብትሽዓተ ወነንቲ ሓሳባት ከም ዜቖመ ተኣውጁ። ማሕበር ትሽዓተ ዯቂ መታሕት እንተ ዜበሃሌ ዜያዲ ንጹር ምኾነ ነይሩ። Welcome to the already crowded oposition warehouse club!!! ካብቲ ሰነድም ዜሕብሮን፡ ኣብ ፓሌቶክ ከም ዜገሇጽዎን ኣመታት ብምምርኳስ፡ እቲ ከርሲ ዕሊማ (goal) ናታቶም፡ ካብቶም ናይ ነባራት ውዴባት ዯቂ መታሕት፡ ዜፈሌዮም መሇሇይ ከም ሇዎም ኣይትርዲእን። ምናሌባሽ፡ ኣብ ኣገባብ (objectives) ሌሕለሕ ፍሌሌይ ክህሌዎም ይኽእሌ። ሓዯ ካብኡ፡ ሲቪካውያን ኢና ስሇ ዜብለ። ስሇምንታይ ሕጂ ከምዙ ኣዴሇየና፡ ንብሌ ሕቶ ክገሌጽዎ እንከሇዉ ዴማ፤ ዯምበ ተቓውሞ ብጠቕሊሊ፤ ኪዲንን ባይቶን ከኣ ከም ውህለሊት ሓይሌታት፡ ኣበርክቶ ናታቶም ክፍሪ ስሇ ይ ከኣሇ ምዃኑ ይሕብሩ። ኣብ ዚዕባ መሰረታዊ መሌሲ ዴሌዮ ሕቶ ግን ኣይ ኣተውዎም፡፡ ንሱ ከኣ ስሇምንታይ፡ ዯምበ ተቓውሞ ከም ተሃሰየ።

Page 3: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

3

[email protected]

ስሇ ምንታይ ተቓውሞ መኺኑ: ንዜብሌ ሕቶ ጌና ከይ ተመሇሸ፡ ማሕበር ስሇ ዜኣወጅካ፤ ኣራሚ ወይ ተካኢ ንናይ ዜተናበሇ ዕሊማ ክትከውን ኣይ ከኣሌን። ክት ዕወት እንተ ዯኣ ኴንካ፡ ኣተሓሳስባ ህዜቢ ክትቅይር ክትክእሌ ኣልኳ። ኣተሓሳስባ ሓፋሽ ክትቅይር ከኣ፡ ነቲ ንናብራ ህዜቢ ከመሓይሽ ዜኽእሌ፡ ነገራዊ ዜኾነ ኩነታት ክትቅይር ከም ትኽእሌ፡ ምስ ተረጋግጽ ጥራይ እዩ ዜኸውን። እንተ ይ ኮነ፡ ወግሔ ጸብሔ ውዴባት ምፍራይ፡ ጸገም ምውሳኽ እንተ ይ ኮይኑ፡ መፍትሒ ጸገም ኣይ ኮነን። ዴሮ እኳ ዯኣ፡ እዙ ማሕበር ዯቂ መታሕት ዜብሌ፡ ኣባህራሪ ዜኾነ ስሚዒታት ከም ዜፈጥር ኣይ ሰሓትን። - the mission carries a message that sounds an attempt to discriminate part of a society. ንምዃኑኸ ዯረት መታሕት ካብ ከበሳ፡ ካበይ ናበይ ክንብል ንኽእሌ? ንምዃኑኸ ኣብ መታሕት ዜነብር ማሕበረሰብ እንታይ እመስሌ? ንምዃኑኸ ማሕበረሰብ ማሇት ከመይ ዴዩ? ንምዃኑኸ፡ ዓዱ እንገራኻ ኣዴኻ ማሇት ከመይ ዴዩ? ነን መታሕትን ከበሳን ዜብሇወን ሇው፡ እንግሉዜ ክፍንጭሇን ሓሲቡ ኣይ ኮነለን። ዯርግን ጀብሃን ዴማ፡ ንናይ መታሕት፡ ራስ ገዜ ከም ተሰማምዑ ንዜበሃሌ መዓት ወረ፡ ዯቂ ጀብሃ ብኸመይ ንርእዮ? እን፡ ብሔራት ኢና ዜብሊ ሇዋ እውን፡ ንሳተንሲ ዯይ ንራስ ገዜ እየን ተሊዒሇን ሇዋ። እዙ ማሕበር ዯቂ መታሕት ከኣ፡ ውሻሌ ናይተን ናይ ብሔራት ውዴባትን፡ ናይቶም ሃይማኖታውያን ውዴባትን፡ ከም ኮይኑ የስምዕ ስሇ ል፡ ፍሌዩነቱ ኣብ ምንታይ እዩ? ማሕበር ዯቂ መታሕት፡ ምስቲ ኣብ ኣርበዓታትን ሓሙሳታትን ዜነበረ ፖሇቲካዊ ምንቅስቓሳት፡ ከም ምስ ናይ ራቢጣ ኣሌ እስሊምያ መሳስሌዎ ሇዉ ይመስለ። ኣብ ራእይ ኣጠራንፍኡ ወይ ኣወዲዴብኡ፡ ኣስሊማዊ ስሇ ዜኾነ፡ ይመሳሰሌ ይኸውን። ኣብ ሕቕፊ ዕሊማ ግን፡ ዜይፈሊሇ ይመስሌ። ራቢጣ ኣሌ እስሊምያ፡ ግብረ መሌሲ ናይ ዋዕሊ ቤት ገርጊሽ ነበረ። ኣብ ዋዕሊ ቤት ገርጊሽ፡ ፖሇቲካዊ ሓይሌታት ናይ ሽዑ፡ ናይ ኢትይዮጵያ ኢዴ ኣእታውነት ብዜነበሮ፡ ኣብ ሞንጎ ማሕበር ኣንዴነትን፡ ካሌኦት ሓይሌታ ከም ኤርትራ ንኤርትራውያን፡ ጸርፍን ሇፋን ዜነበሮ፡ ብሰብ ብረት ዜተፈራርሔ፡ ጎንጽታት ከም ተባርዔ ይትረኽ እዩ። ከም ሳዕቤን ናቱ ከኣ፡ ሸኽ እብራሂም ሱሌጣን ምስ ተቖጥዑ፡ ንኸረን ወሪድም፡ ማሕበር ራብጥያ ኣሌ እስሊምያ ከም ዜመስረቱ ይዜንቶ። ቀንዱ ዕሊማኦም፡ ኣብ ሃገራውነት ትከሇ ኮይኑ፡ ከምዙ ናይ ሕጂ ማሕበራት፡ ዜብሌዎ ሇው ተነጽል፡ ሌክዕነት የብለን። ራቢጣ፡ ኣብ ጥንግናጋት ሕቶታት፡ ናይ ቀቢሊታት ርእሰ ምሕዯራ፡ በቲ ሓዯ ወገን፡ በቲ ካሌእ ዴማ፡ ሸርዕያ ከም ርእሰ ሕጊ ሃገር፡ ክኾነልም ኣይ ተሃንዯደን። ናብ ኪዲን ክንምሇስ። እዙ ዯራሲ እዙ፡ ኪዲን ብግስ ምስ በሇ: መሌክዑ፤ ሕብሩን መሳርዑን ኣስተብሂለለ ስሇ ዜነበረ፡ ብዚዕባ እንታይነቱ፡ ዯቂቕን ሰፊሕን ትዕዜብቲ ኣስሚሩለ ይነብር፡ ቅዴሚ ሸሞንታ ዓመታት። ገሇ ካብኡ ንምቑንጫሌ ዴማ፡ ነቲ ንከመይነት ኪዲናዊ ኣሰያይማኡ (semantics of its nomenclature) ዜምሌከት፡ ከምዙ እንክብሌ ኣሌዒሌዎ ነበረ። “ … ዱሞክራስያዊ ኪዲን ተባሂለ፡ ንኽስየም ዜተ ዋህቦ መብርሂ ግን ኣይ ፍሇጥን። … እዙ ስም እዙ፡ ካብ ምሕዜነት ብምንታይ እበሌጽ?

ምሕዜነት ኪ ዲ ን ሃገራዊ ምሕዜነት ኤርትራ (ሃ.ም.ኤ) ኤርትራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲን (ኤ.ዱ.ኪ) Eritrean National Alliance (ENA) Eritrean Democratic Alliance (EDA) ብትግርኛ እንክርኤ ከል፡ ስም ኪዲን ብይካ ብ"ኤርትራ" ምስ ስም ምሕዜነት ኣይ ራኸብን። ብእንግሉዜ እንክርኤ ከል ከኣ፡ እቲ ፍሌሌይ ኣብ ሞንጎ National vs Democratic ዜብሊ ቃሊት እዩ …“ ትዕዜብቲ ቀዲማይቲ ርብዓዊት ወርሓት 2006 ዓ.ም ካሌኣይ ክፋሌ ተስፋሌዯት ባህሌቢ ግንቦት 26፣ 2006 ዓ.ም.

Page 4: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

4

[email protected]

ሕጂ እውን፡ ከም እንዯገና ምዴህሳሱ፡ እዋናዊ ኣዴሊይነት ኣሇዎ።

ምሕዜነት፡ ሌክዕ እንግሉዚዊ ትርጉሙ፡ Alliance እዩ። ኪዲን ማሇት Alliance ኣይ ኮነን። ኪዲን፡ ሌክዕ እንግሉዚዊ ትርጉሙ፡ Covenant እዩ። ስሇዙ፡ ኤርትራዊ ዱሞክራውያዊ ከዲን ማሇት = Eritrean Democratic Covenant ክነሱ፡ = ከም Eritrean Democratic Alliance ይፍሇጥ። ከምዙ ዜዓይነቱ ተገራጫዊ ኣሰያይማ፡ ብሞያዊ ጽፈት /professional excellence/ ይኹን፡ ብመትከሊዊ ርእሰ ዕሊማ፡ ክቕየኣስ እንከል፡ ዜህሇሊ ብውሕደ ትንኩሌና ከኣ ብስውሩ እዩ። እቲ ትንኩሌና፡ ንምሕዜነት ብኸመይ ኣገባብ ይእሇ ዜዓሇመ ኮይኑ፡ ሇውጢ ቃሊት ጌርካ ብምምዜማዜ ተኸናዊኑ።

ንሱ ከኣ፡ ነታ National እትብሌ ቃሌ፡ ካብታ ናይ Eritrean National Aliance መዜሒቕካ ብምውጻእ፡ ብሓንቲ ካሌእ ቃሌ፡ ብ Democratic ምስ ተካእካያ፡ Eritrean Democratic Alliance ትኾነሌካ። እቲ ዜህሇሊ ግን ክሕባእ ኣይ ተኻእሇን። ንሱ ከኣ፡ ምስቲ ትግርኛዊ ወይ እንግሉዚዊ ትርጉማቱ ይ ቃድ ኮይኑ ይርከብ። Eritrean Democratic Alliance, EDA, ምስ ትግርኛዊ ትርጉሙ፡ ኤርትራዊ ዱሞራስያዊ ኪዲን ኣይ ሰማማዕን። ስሇምንታይ እያ፡ እታ Alliance እትብሌ ቃሌ ኣብ ክንዱ "ምሕዜነት" ምባሊ፡ "ኪዲን" ኮይና? ከምዙድ ኣይ መስሌን - ሻዕብያ "ዓዋት ንሓፋሽ" ስሇ እትብሌ፡ ካሌኦት ተቓሇስቲ ወይ ተቓወምቲ ግን፡ "ዓወት ንሓፋሽ" መታን ከይብለ፡ "ዓወት ንህዜቢ" ይብለ።

ከም ኣጋጣሚ፡ ሒማቕ መዓሌቲ ስሇ ዜወዓለ፡ ኣይ ኮኑን ተጋግዮሞ። ኮነ ተባሂለ፡ ነቶም ኣቕዴም ኣቢልም፡ ካብ ምሕዜነት ኮርዮም ምስ ወጹ፡ ተሓሲሞም ዜጸንሑ፡ ከም ክሌተ ጋንታታት ናይ ሕዲሪናይ ተ/ጋ ስዩምን ናይ ተ/ጋ ሕዲሪናይ ኣሕመዴ ናስርን ካሌኦት ሓዯ ክሌተ ሓዯስቲ ጋንታታት ጨፋሉቕካ ብምእታው፡ ሓዱሽን ምዕቡሌን ኪዲን ዜበሃሌ ተመስሪቱ ንምባሌ እዩ። ብዜኾነ መዓቀኒ ግን ካብ ምሕዜነት ዜገዯዯ ዯኣ እምበር፡ ብሌጸት የብለን።

ሓዯ ዜህሇ ስም ሓሌ፡ ፖሇቲካዊ ስርዒት ወይ ትካሌ ዴማ፡ መንጸብረቕታ ካብቲ ዜህሇ፡ ኣገባብ መርሃ ራእይን ስሌትን ዜምንጩ ይኸውን፡፡ ንሱ ከኣ፡ ምስክርነት ዯረጃ ብቕዓት፡ ናይቶም ሓንጠጥቱ ዜሕብር እዩ። በዓሌ መን ከም ዜወዓሌዎ ተሓሳስብ እዩ። ነቲ ብትንኩሌናን ዜህሇሊን ዜተሓንጠጠ ሰነዴ ውዕሌ ኪዲን፡ ገሉኣቶም ኣባሊት ኪዲን፡ ንባህ ኣይ ብል፡ ምስ ዕቃቤታቶም እንከሇዉ፡ ዓይኖም ጸቒጦም ንጽዯቕዎ ቅዋም ኪዲን፡ ከይደ ከይደ እንታይ ኣፍርዩ? ፍረ ትመስክር!!! ብኸምዙ ኩነት ዜብገስ ስርዒት፡ ኣብ ጉዕዝኡ ንኽሃጉግ ል ተኽእል ረዙን እዩ። ንምስክር፤ ምሕዜነት . . . ኪዲን . . . ባይቶ . . . ኩልም = ባድሽ = the zero sum game. ከም ኣጋጣሚ ዜመስሌ ኣገራሚ ነገር፡ ስመ ዕሊማ ኪዲን: ምስ ናይ ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ ኣሰያይማ: ተመሳሳሌነት ኣሇዎ። እሾኽ ብበሌሓ ትፍጠር ከም ማሇት ዴዩ? በንጻሩ፡፡ እሾኽ ብጎዲማ ትፍጠር ከም ማሇት ይመስሌ። Eritrean Liberation Front = ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዯኣ ምበር፡ ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ ማሇት ኣይኮነን ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ ማሇት = Eritrean Liberation Struggle ክነሱ = ከም Eritrean Liberation Front ኮይኑ ይፍሇጥ::

Page 5: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

5

[email protected]

Eritrean Liberation Front = ኣሌ ጀብሀት ሌታሕሪር ኤርትርያ إريتريا‎الجبهة لتحرير ማሇት ግን ሌክዕ እዩ።

እንታይ ንማሇት እዩኸ? ዕጥቃዊ ገዴሉ ኤርትራ፡ ከከም ኣገባብ ራእይን ስሌትን ናይ ፈሇምቱ ኣፍርዩ እዩ፡፡ እቲ ቀዲማይ ፍሇማ፡ እቲ ኣብ 1961 ዜተበገሰ ክኸውን ከል፡ እቲ ካሌኣይ ፍሇማ ዴማ፡ እቲ ኣብ 1971 ዜጨንፈረ (ኣንቆራ ጀብሃ) እዩ። ጉዕዝ ተጋዴል፡ ካብ መጀምርትኡ ክሳብ መወዲእትኡ፡ ከከም ኩነታቱ እና ተጋዯሇ ዜተዓወተ፡ እኩብ ዴምር ናይ ሓዯ ሓያሌን ፈቃር ሃገሩን: ዜኾነ ኩቡር ህዜቢ ኤርትራ እዩ። እቶም ፈሇምቲ (the pioneers) ቀዲማይ መዴረኽ፡ ካብ ባድ ተመክሮ ተበጊሶም፡ በታ ዜነበረቶም ትሕዜቶን ዓቕምን፡ ኣብ ምፍታንን ምግጋይን ምእራምን (try and error) ፡ ተሞክሮ ኮይኖም: ዜበዴህዎ መዴረኽ ዑዘዜ ታሪኽ እዩ፡፡ ይኹን ዯኣምበር፡ እቲ ዜተፈጸመ ፈተነታት፡ ራእይ ዕሊማኡን ስሌትታቱን ከየጻፈፈ፡ ንዓሰርተ ዓመታት ዜኣክሌ እዋን ስሇ ዜበሌዔ፡ ከም ሳዕቤኑ ዴማ፡ ምጅማር ካሌኣይ መዴረኽ ኣስዒቡ።

ፈሇምቲ ካሌኣይ መዴረኽ ዴማ፡ ነቲ ኣብ ጅመራ ቀዲማይ መዴረኽ፡ ዜተራእዩ መኻሌፋት ጽቡቕ ገይሮም ስሇ ዜተማህርለን ሇሇዩዎን፡ ብተዚማዴነት፤ ፍሌይ ዜበሇ መርሃ ራእይን ስሌትን ልዎ ገዴሉ ጀሚሮም፡፡ ዴሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ዜወዴኤ ቃሌሶም ከኣ፡ ገዴሉ ንነጻነት ኤርትራ፡ ምለእ ብምለእ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም ኣትዩ። ገዴሉ ኤርትራ፡ ኣብ ቅጽጽሮም ምስ ኣተወ ዴማ፡ ዴሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ዜተኻየዯ መሪር ቃሌሲ፡ ንኹለ ውሽጣውን፤ ዝባውን፤ ዓሇምኻውን ወጥርታት በዱሆም፡ ባንዳራ ባዕዱ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኣውሪድማ። ስሇዙ፡ ሃገራዊ ውዕል ንጹር መርሃ ዕሊማን ስትራተጅን ዜሓትት ከቢዴ ጉዲይ ስሇ ዜኾነ፡ ዜኾነ ሰብ ከከም ዴሊዩ ዜወራየለ ኣይ ኮነን። ብተዚማዴነት ናይዙ፡ ስም ገዯብ ኪዲን ማሇትከ ከሜናይ እዩ?

ኪ ዲ ን

ኪዲን፡ በቶም ራይ ናቱ ኮይኖም ሇዉ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ እና ተወረ፡ ንሓዴነትን፤ ዴሕነትን፤ ሌእሊውነትን ሃገርና ስግኡ፡ ሃሳይቲ ሕንፍሽፍሻት ከካይድም ንዜጸንሔ ምጥቃስ ዜኣክሌ፡ ስሇ ዜግሄር ህን ክትብለ። ንምዃኑ፡ ንብዘሓት ሓዱሽ ሓበረታ ስሇ ይ ኮነ፡ ንምዜኽኻር ግን ኣይ ከፍእን።

1. 1999 - 2005 ዓም ናይ 11 ውዴባት ዜሓቖፈ፡ ብኹለ መሇኪዒታት፡ ካብ ባድ ጀሚሩ ብባድ ዜወዴኤ፡ ብምሕዜነት ዜፍሇጥ ጥርናፈ ነበረ። “ዜወዓሇ እንገርካ ዜሰሓተ እምከርካ” ከም እንብል መጠን፡ ተ/ጋ ቀሇታ ኪዲነ፡ ብዚዕባ ምሕዜነት ኣመሌኪቶም፡ ዜሇገስዎ ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ንእንታይነት ወያነ ጥራይ ይ ኮነስ፡ ብሕሌፊ እኳ ዯኣ፡ ንሕሌፈት መራሕቲ ተቓውሞ ብዜያዲ ይምሌከት።( keletakidane ) ወያነ፡ ንምሕዜነት ብኻሌእ ዓይነት ውዯባ፡ ክትክእዎ ስሇ ዜዯሇዩ ዴማ፡ ኪዲን ዜበሀሌ ጥርናፈ ክፍጠር ገበሩ። ኮነ ዴማ። እቲ ምሕዜነት'ቲ፡ ኣብ 2005 ዓም ኣብ ማእከሌ ሻቡዓይ ዓመታዊ ኣኼባኡ፡ ኣብ ኣዱስ ኣበባ እና ኣካየዯን ከይ ዯምዯመን እንከል፡ ሃንዯበት ብመጸዋዕታ ናይ ወያነ፡ ኣኼባኡ ኣንጠሌጢለ ንኻርቱም ክርከብ ተኣዙዘ። ኻሌኦት ጉጅሇታት ተቓውሞ እውን ከምኡ ንኻርቱም ከም ዜክርከቡ ተገብረ።

Page 6: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

6

[email protected]

ብፍሊይ ንኣቓሌቦና ዜሰሓበ ነገር ዴማ፡ ሕዲሪናይ መሇስ፡ ንኽሌተ ዕለሊት መራሕቲ ውዴባት፡ ንስውእ ስዩም ዑቕባሚካኤሌን (ሓረስታይ)፤ ንተ/ጋ መስፉን ሓጎስን ኣብ ካርቱም ብሕታዊ ርክብ ገይሩ። እዜግሔር ዋንኦም እንታይ ከም ዜበልም። Just to mention a tragic drama: ሕዲሪናይ ተ/ጋ ስዩም ዑቕባሚካኤሌን ሕዲሪናይ ተ/ጋ ኣሕመዴ ናስርን፡ ዜመርሕዎ ዜነበሩ ዉዴብ ሶዎራዊ ባይቶ፡ ኣብ ሓሙሻይ ናይ ምሕዜነት ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ ኣዱስ ኣበባ፡ ንኢትዮጵያ ብኢዴ ኣእታውነት ከሲሶም፡ ኣባሌነቶም ካብ ምሕዜነት ዜሰሓቡ እዮም።

እቲ ክሲ ዴማ፡ ኢትዮጵያ ንተ/ጋ ሕሩይ ተዴሊ ባይርኡ፡ ሰክረታሪ ናይ ምሕዜነት ንኽኸውን፡ ስሇ ዜገበረት እዩ ነይሩ ይብለ። ተ/ጋ ሕሩይ፡ ምስቲ ኩለ ፍሌጠቱን ክእሇቱን፡ ብዜሇዓሇ ሓሊፍነት ከመርሕ ከም ዜኽእሌ ዜመጣጠር ባእታ እዩ። ሰይጣን ኣይ ርባሕ ግን፡ ከም ሓበሊ ዓይኒ፡ ናይቶም ብኸበሳነቱን ገሇ ዴኽመታቱን ዜስከፉ፡ ኣብ ካሌኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ጀብሃ፡ ብዜተራቐቐ ውሕሌነት ምስ ኣናበሌዎ ንዴሓር፡ ፖሇቲካዊ ጸግኡ ኣንቆሌቁለ።

ብናይ ተ/ጋ ሕሩይ፡ ኣብ መሪሕነት ምሕዜነት፡ ካብ ሕብሪ ሰማይ /blue sky/ ደብ ኢለ ወሪደ ምስ ተቐብኤ፡ መሪሕነት ሶውራዊ ባይቶ ብቑጣዔ ተቓዊሞሞ። ካርተሉና ኣባሌነቶም ብምዴርባይ ዴማ፡ ኣኼባ ረጊጾም ተመርቂፎም። ካብ እትዮጵያ እውን፡ ቤት ጽሕፈቶም ዓጽዮም ወጺኦም። ነቲ ዜወሰዴዎ ውሳነ ከም ሓዯ ቁቡሌ ስጉምቲ ንምርጓደ ዴማ፡ ውርዘይ ዜመስሌ ፕሮፖጋንዲ ከም፡

ሌእሊውነትና ኣሕሉፍና ኣይ ንህብን

ኣብ ኤርትራዊ ጉዲይና፡ ናይ ዯገ ኢዴ ኣእታውነት እውን ኣይ ነፍቅዴን፡ ዜብሌ ኣምሰለነት ሰማዕናልም፡፡ እግበረሇይከ ከኣ ኣበለና። እቲ ዴራማ እንክክሻሕ ግን፡ ስጉምቲ ከይ ሰጎሙ፡ ሶዎራዊ ባይቶ ንሓዴህድም ሓዊ ኣተዎም። ተፈናጭልም። ኣብ ናይ ሕዲሪናይ ተ/ጋ ስዩምን፡ ተ/ጋ ኢብራሂም መሓመዴ ዓሉን ሇውለ በቲ ሓዯ ወገን፡ በቲ ካሉእ ወገን ከኣ፡ ሕዲሪናይ ተ/ጋ ኣሕመዴ ናስርን ተ/ጋ ድ/ክ ሃብተ ዜሓ ጉጅሇ፡ ክሌተ ሶውራዊ ባይቶታት ኮይኖም ተበታቲኖም። ዯሓርከ? ዴሕሪ ናይ ነዊሕን ጽዑቕን ፖሇቲካዊ ኩናት ሓዴሕድም፡ ጉጅሇ ሕዲሪናይ ተ/ጋ ኣሕመዴ ናስር ናብ ምሕዜነት ተመሉሳ። ጉጅሇ ሕዲሪናይ ተ/ጋ ስዩም ግን፡ ኣብ ምሕዜነት ከይ ተመሌሰት ምስ ጸንሔት፡ ኣብ ምስረታ ናይ ኪዲን ተኣኻኺቦም። ሽዑ ንሽዑ ከኣ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ቤት ጽሕፈታ ከፊታ። ነታ ብኢዴ ኣእታውነትን ብጥሕሰት ሌእሊውነትን ዜሓመዩዋ ኢትዮጵያ፡ እንዯገና ናብኣ ምምሊሶም፡ ንህዜቢ ኤርትራ ዜሃብዎ ስምዕታ ኣይ ዜከርን። ከም ዜጥርጠር ግን፡ ናይቲ ኣብ ካርቱም ምስጢራዊ ርክብ ኣብ ሞንጎ ሕዲሪናይ መሇስን ሕዲሪናይ ተ/ጋ ስዩምን ካብ ዜተሓከመ ስምምዕ፡ ካብ ምዃኑ ኣይ ሓሌፍን፡፡ ከምዜን ዜኸምዜን ኣሰራርሓ፡ ሓፈሻዊ ፖሇቲካዊ ባህሌን ሌምዴን፡ ናይ ተቓውሞ ኤርትራ እዩ። ብሌሽውና። ተሓታትነትን ጉለጹነትን ዜግዴዴ ህንጻ መንግስቲ፡ ንኽትምስርት እጋዯሌ ኣልኹ እናበሌካ፡ ንባዕሌኻ ይ ትቕየዯለ እንተ ዯኣ ኴንካ ዯኣሞ እንታይ ማሇት ዴዩ - ንህዜብኻ ትቐጥፍ ኣልዃ ማሇትድ ኣይ ኮነን? ነቲ ዜካየዴ ዜነበረ፡ ናይ ሓዴሕድም ኩናት ንዜምሌክት ትሕዜቶ ዴማ፡ ብሓንቲ ምቅርቲ ሰነዴ፡ ንምዜኽኻሩ እነሆሇኩም።

Page 7: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

7

[email protected]

ተ/ጋ ሳሌሕ ቃዱ፡ ምስ ተጋ/ድክ ሃብተ ተስፋማርያም ካየድ ዕሊሌ፡ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲ ል ሱር ነቀሌ መኻሌፋት፡ ኣዜዩ እናመሽመሸ ይቕጽሌ ከም ዜነበረ፡ ዜሰነዯ ኣገዲሲ ነገር ኣብ ታሕቲ ሊ መሰጋገሪት/link ጠውቕ። Good job by Saleh!!! ተጋ/ድክ ሃብተ ኣብ ዕሊለ፡ ንስውእ ሓርበኛ ኣቦ ሶውራ፡ ወሌዯኣብ ወሌዯማርያም ኣመሌኪቱ ዜሃቦ ቃሌ፡ ብናይ ዓላታውን ሃይማኖታውን ብሌሽውና የጣምሞም። በጃኻትኩም፡ ዴኻምኩም ከይ ጸብጸብኩም ንምለእ ትሕዜቶ ዕሊሌ ብጽሕዎ። "…Religious and ethnic problems are not new to Eritrea… and the process that followed the split within the RC made me compare it with historical incidents that had similar characteristics. Why are they repeatedly hammering the ENA as Islamic, etc? This is what the EPLF did in the past: in order to create a platform for itself to mobilize Christians, it repeatedly hammered the ELF as an Islamic organization. The same trend is being repeated here. Religious and ethnic feelings were not used only by those who wanted to protect their power; they were also used by those who were filled with hate and narrow feelings. … Even those who were not involved in power struggle and competition fell in that trap, the religious mobilization trap. Our much-respected patriot, Ato Weldeab Weldemariam had also committed such mistakes.”

ንምለእ ትሕዜቶኡ (ElfRc_crisis) ወሌወሌ ኣብ ትሕቲ ምዴሪ፡ ተሸሚሞም እና ሃሇዉ እንከሇዉ፡ ናይ ድክተር ኢሇዮ ኢለኒ ማሇት ኣየጫብጥን። (It reminds a straw man fallacy argument) ሓርበኛ ወሌወሌ ዜፍሇጥለ ክብሪ መንነት፡ ስማይ ጠቀስ ሌዕሌና ከም ሇዎ ይፍሇጥ። ካብ ሌቦም ዜመንጨወ፤ ብኣፎም ዜበሌዎ ፍቕሪ ሕውነት ንምግንዚብ፡ ነዙ ምጥዋቕ፡ welwel (failing to read this link is to miss delicious historical pie.)

2. ከምቲ ገሉኣቶም ንምቅንጃዉ መታን፡ ይተዋዕሇ ኣበሃህሊ ዜብሌዎ ይ ኮነስ፤ ኪዲን፡

ንምትእኽኻብ ምሕዜነት፡ ብሳሊ ኢትዮጵያ ኣሊታን የብሊን፡ ኣብ ጉንዱ ዓይኑ ኣሊዱደ ዜቖመ፡ እዩ። ኪዲን፡ ነንዜጠጥዔት ተኽሉ ተቓውሞ፡ እና ሃንኮተ ዜነበረን ልን እዩ። ፍጥር ምስ በሇ፡ ሓሙሽተ ሰርታት ዜሓሊ ጉዲያት ኣበጊሱ - 1) ሃገራዊ ዋዕሊ ወይ ጉባኤ ናይ ምሕዜነት ኣጀንዲ ዜነበረ ሰሪዘ 2)ንኣባሌነት ዜምሌከት፡ ይ ከም ናይ ምሕዜነት፡ ሓፋሽ ህዜቢ መታን ከይ ሳተፎ፡ ውዴባት - እሞ ከኣ፡ ብውዴባዊ ጉባኤ ንዜቖማ ጥራይ ከም ፍቅዴ ገይሩ። 3) ኪዲን መተካእታ መንግስቲ ኤርትራ ከም ዜኾነ ሇፍሉፉ 4) ንማዕርነት ዴምጺ ኣባሊት ዉዴባት

ዜምሌከት ከኣ፤ ውዴባት ኣብ ዓበይትን ነኣሽቱን ብምውጋን፡ እተን ዓበይቲ ኢለ ዜሓረየን ምለእ ዴምጺ፤ እተን ንኣሽቱ ዜበሇን ከኣ፡ ፍርቂ ዴምጺ ከም ዜህሌወን ገይሩ፡፡ 5) ምስ መንግስቲ ኤርትራ ንኽዯራዯር ዴማ፡ ቀጠሌያ መብራህቲ ወሉዑ።

3. ዴሕሪ ሓዯ ዓመት ከኣ፡ ኣብ ካርቱም ዜተኻየዯ፡ ካሌኣይ ዓመታዊ ኣኼባኡ፡ ናይ ሸውዓተ ውዴባት ሰምረት ዜኣወጀ ብተ/ጋ ሕሩይ ተዴሊ ባይርኡ ዜምራሕ ዜነበረ ውዴብን፤ ካሌእ ውዴብ ዴማ ተ/ጋ ኣዴሓኖም ገብረማርያም ዜምራሕ ዜነበረ ኣባሌነቶም ኣሕዱጉ ኣንጠሌጢሌዎም። ዴሕሪ ሰሇፋ እንታይ ተረፋ?

4. ኣብ ሳሌሳይ ዓመታዊ ስሩዕ ኣኼባኡ፡ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ዜተኻየዯለ ዴማ፡ ኣብ ክሌተ ወገናት - ኪዲን ቁ1ን ኪዲን ቁ2ን - ኮይኑ ተገማሚዑ ወጺኡ።

5. ኣባሊቱ ዴማ፡ ብናይ እስሊማዊ ጥርናፈ ዜሇሇ ተዲሙንን፡ ብናይ ብሔራት ዉዴባት፡ እና ተወነነን እና መሰሇን መጸ።

Page 8: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

8

[email protected]

6. ከም ዜዜከር ኣብ 2009 ዓም፡ ኣባሌ ኪዲን ቁ 2 ዜነበረ፡ ወሌዯሱስ ዓማር ዜመርሖ ዜነበረ ሰሌፊ ህዜቢ ( Eritrean People’s Democratic Party, EPDP): ኣብቲ ንኺዲን ዋሰነ ዋዓዕሊ ብሩሰይሌስ ምስ ተኻፈሌዎ፡ ነቲ እናኸፍኤ ዜኸይዴ ዜነበረ፡ ሃይማኖታውን ዓላታውን ይ ምትእምማን፡ ሕርሕራይ ገይሩ ኣሰራሲርዎ። ምስረታ ተዲሙን ዴማ፡ ከም ግብረ መሌሲ ናይዙ ከይ ከውን ጥርጣረ ኣል።

7. እዙ ኩለ ይ ምትእምማንን ምርሕሓቓን እንዲ ተኻየዯ እንከል፡ ብናይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ባጀት ስሌዒት፡ ሃገራዊ ባይቶ ንዱሞክራስያዊ ሇውጢ፡ ብዜበሃሌ ስም፡ ጽሊሌ ተቓውሞ ንኸቕውም፡ ሓንቲ ኣሳናዲኢት ኮምሽን ተሊዕሇት። ኮምሽን፡ ምለእ ስሌጣን ናይ ምዴሊው ተዋሂቡዋ ጀመረት። ንሓዯ ዓመት ምስ መመሊእታ፡ ዯምበ ተቓውሞ፡ በዚ ዜተባህሇት ኮምሽን እስትሂና ክብሌ ምስ ጸንሔ፤ ኪዲን ይ ከም ሽሙ፡ ምስዚ ናይ ባዕለ ኮምሽን፡ ጎሮሮ ንጎሮ ተሓናነቐ። ገሇ ኮምሽነራት ናይዚ ኮምሽን ኣዲሊዊት ባይቶ፡ ዕሇተ መወዲእታ ሂወት ናይ ኪዲን በጺሑ እዩ ክብለ ተሰምዑ። ሰብ ሇዎ ኣራፊደ 'መውት ከም ተባህሇ ግን፡ ብሳሇ ኢትዮጵያ ኪዲን ካብ ተጻብኦታት ኮምሽን ዴሒኑ። ዕሇተ ጉባኤ ኣብ ዜተቓረበለ ህሞት፤ ሰበ ኪዲን፡ ካሇንዲርዮ ጉባኤ እንተ ይ ተቐይሩ ኣይ ክንሳተፎን ኢና ክብለ ኣጠንቀቑ። ፊሕን ምራኽን ምስ ተቐሌቀለ፡ ኮነልም ዯኣ። ካሇንዲርዮ ጉባኤ ተቐየረ።

8. ኣቦ መንበር ናይ'ዚ ዜተባህሇት ኮምሽን ዴማ፡ ሌክዕ ከምቲ ባህርን ሌምዴን ናይ ኪዲን፡ ብህዜቢ ዜተሓርየ ንዜበሌዎ ሓዯ ኣባሌ ናታ፡ ሓሇፊ ናይ ዛና ኮይኑ፡ እና ሰርሔ እንከል፡ ብስሇሊዊ ጥርጣረ ምኽኒት ኣጠረዝ። ኣብ ጉባኤ ንኸይሳተፍ እውን ተኣገዯ። ዯምበ ተቓውሞ ብጫውጫው ተናወጸ።

9. ኮነ ዴማ፡ ተሳተፍቲ ጉባኤ ካብ ብሊ ጫፍ ዓሇም ብሕርያ ዜተዋጽኡ፡ ብናይ ኢትዮጵያ ስንቅን ዕጥቅን ንኣዱስ፤ ካብ ኣዱስ ዴማ ንኣዋሳ ተጓዕዘ። ባይቶ ጉባኤኡ ጀመረ። ተሳተፍቲ ጉባኤ፡ ብናይ ኣስሊማውያን ውዴባትን ሲቪካትን ኣባሊት ዜተዓብሇሇ ነበረ ተባህሇ። እቲ ጉባኤ፡ ኣብቲ ኪዲንን መወሌቶምን ዜዯሌዩዎ መኣዜን ንኽቐንዕ መታን፡ ሓዯ ካናዲዊ ፕሮፈሶረ/ናይ ህንጻ ሕገ መንግስቲ ምኩር/ Prof. Joseph E. Magnet ዜተባህሇ ካናዲዊ፡ ኣብ ናይ ብሔር መሰሌ ርእሰ ውሳነ ክሳብ ምግንጻሌ፡ ዜሓለ ዚዕባታት ኣምራት፡ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ንኽህብ ዕዴሌ ተዋሂብዎ፤ ንኤርትራ ዜበታትን ኣምራት ዜገዯፈለ ኣይ ነበረን ተባህሇ። እዙ ፕረፈሶር እዙ፡ ናይታ ውዴብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር እትበሃሌ፡ ናይ ወጻኢ ጉዲያት ቀንዱ መራሕ ጋንታኣ እዩ። እታ ንሱ ዜመርሓ ጋንታ በዙ ኣቶም ዜቖመት እያ። 1) Mr. Warren Creates Humanitarian & rights advocate for the Afar Peopele 2) Mr. Marlon Oneid, Strategic Advisor to Afar People 3) Mr. Brad Mackay, Investigative Jornalist/Human Right 4) Mr. Ali Mhammed EU 5) Mr. Muhammad Shehim US Represntative 6) Mr. Ali Issa Asia & Oceanis Represntative 7) Mr. Jamal A. Chehim Canada mRepresntative. Source: http://www.afarforum.com/Final%20RSADO%20Foreign%20Mission%20Strategic%20Plan.pdf

9. ኪዲን ከም ኣወሃሃዴን መራሕን ጉባኤ ኣዋሳ፡ ሃገራዊ ጉዲይና መጣሌዒ ገይርዎ ኣል። ከም ሳዕቤኑ ዴማ፡ እንሆ ልሚ ውዴብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር፡ መንግስቲ ኣብ ስዯት ኣዊጆም ይርከቡ። እዝም ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር፡ ጉዲዮም ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዜተወሰነ ኣይ ኮነን። ሰፊሕ ጉዲይ ኣሇዎም። ካርታ ተመሌከት።

Page 9: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

9

[email protected]

ኣወዲዴባን ኣከያይዲን ናይ ኪዲንን ባይቶ ኣዋሳን፤ ንሓንዴነትን ሌእሊውነትን ኤርትራ ንምብትታን፡ ጠንቂ ክኾኑ ዜኽእለ ኣምራት፡ እና ኣማእከሇ ዜኸይዴ ል፡ ኣሳካፊ ተበግሶ እዩ። ውዴብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር፡ ኣብ ውሻጠ ተዲሙን ወይ ኪዲን ተጸፍዩ፤ ምስቲ ባይቶ ኣዋሳ ብምትሕብባር፡ ነታ ንመን ዜኣክሌ ቀይሕ ዯም ጀጋኑ ዜሰተየት፡ ምዴሪ ራኢሲ ወሌዯንኬሌን ራእሲ ተሰማን፤ ምዴሪ ከቢረን ዓዋተን፤ ምዴሪ ኢብራሂም ሱሌጣንን ወሌዯኣብ ወሌዯማርያምን፡ ክቐራርጽዋ ዜገብርዎ ሇው ሓዯገኛ ተበግሶ፤ ብቐዲምነት ክሕሰበለ ሇዎ ጉዲይ ዴሕነት ሃገር ስሇ ዜኾነ፡ ሓሰኻ ሇዎ ኤርትራዊ ሓሊፍነቱ ዕዘዜን እዩ።

ናዙ ውዴብ'ዙ ጉዲይ፡ ካርታ ክፍሇ ዓሇመ ኣፍሪቃ ዜቕይር ጠንቂ ሇዎ ተበግሶ ኣሇዎ። ኣብ ዓሇምና የሇ። ንሕና ከም ኤርትራ፡ ነቶም ኤርትራውያን ዜኾኑ ዓፋርና፡ ኣሕዋትና ሰብ ዲንካሌያ ጥራይ ይ ኮኑስ፡ ዯቂ ኤረ ጻዕዲ ምዃኖም ንፈሌጦም። ካብዙ ሓሉፉ ተሪፉ ግን፡ መሬት ኤርትራ ንወጻእተኛታት ዓላታት ዓፋር፡ ተጨሪሙ ንኽወሃብ ብገንብ ወያነ ዜተሓብለ፡ እቶም ኣብ ጉዲይ ሃገርናን ህዜብናን ረብሓ ኣልና በሃሌቲ፤ ኢሳያስ ጥራይ ይኺዯሌና እምበር፡ ካሌእሲ ዯሓር ነርክበለ ዜእምነቶም፡ ውሕስነት የብለን።

ተንኮሌ ዯመኛ ወያነ፡ ከም ብርሃን ጸሓይ ኣብዙ እዩ ዜገሃዴ። ካርታ ተመሌከት። ንኢትዮጵያ ዜምሌከት፡ ካብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ፡ ክሳብ ውሽጢ ሕብርቲ እትዮጵያ፡ ናይ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ክሌሌ፡ ኣብ ካርታ ተቐሪጹ እንዲ ሃሇወ፡ ስሇምንታይ ዯኣ ወያነ፡ ኣብ ክንዱ ንምዴሮም ዜከሇኸለ፡ በንጽሩ ግን፡ ነዙ ውዴብ እዙ ስንቖምን ዕጥቆምን ሇዉ? ካብ ምዴሪ ኤርትራ፡ ንዯንከሌ ገሚዕካ ንምፍሊያ እዩ።

10. ባይቶ ኣዋሳ፡ ካብ ዕሇተ ጉባኤኡ ክሳብ ሕጂ ካብቶም ተሳተፍቱ፡ ባዕሊቶም ነብሶም ብምግሊሌ ሓራ ኣውጺኦም፡ ስክፍታቶም በብእዋኑ ነጊሮሙና እዮም - እዜግሄር ይባርኮም።

11. ወፍሪ ባይቶ ኣዋሳ፡ ዴሕሪ ሓዯ ዓመት ኣብ ዜተጋብኡለ ኣጋጣሚ፡ ንሓዯ ዉዴብ ብሔር ኩናማ ኣባሪሩ። ወዮ ዯኣ እቲ መባረሪ ምኽንያት፡ እስሊማዊ ሓሌ ዜምባሇ ዜነበሮ ኮይኑ እምበር፡ እዙ ውዴብ እዙ እውን፡ ብወዴዓዊ ምኽንያታት ክእረም ሇዎ እዩ።

12. ኣብ ዜሓሇፈ ወርሒ ሓምሇ 2013 ከኣ፡ ድክቶር ዮሱፍ ብርሃኑ፡ መራሒ ባይቶ ዜነበረ፡ ኣሕፋሪ ብዜኾነ ፖሇቲካዊ ቅሇት፡ መዜነቱ ምስ ተቐንጠጠ፡ ዯምበ ተቓውሞ መቃነይ ዲንኬራ ኮይኑዎም ወሪሑ። ሕጂኸ ናበይ?

12. ሰሰትያ ማይ ትምሌኦ ከም ማሇት፡ ዜተባሇሸወ ምስ ተባሊሸወ፤ መከረይና ባይቶ፡ ሕጂ ከኣ ኣልኹ ንማሇት፡ ከም ብሓዱሽ ንቕል፡ ናብ ዋዕሊ ክኣትው ይንቀሳቀሱ ኣሇዉ። እቲ ዜተባረረ ውዴብ ኩናማ፡ እቕረ

Page 10: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

10

[email protected]

ተገቢሩለስ ተመሉሱ ይበሃሌ ኣል። እቲ ስሌጣኑ ተቐንጢጡ ዜነበረ፡ ድክተር ዮሱፍ ብርሃኑ እውን፡ ስሌጣኑ መሉሶሙለ ተባሂለ። እዙ ምኹን ተቓውሞ'ዙ፡ ሇውጢ ክገብር ኣብ ዜፈታትነለ መዴረኽ፡ ኣብ ዜገዯዯ ሒማቕ ውጽኢት ይዴቕዯቕ ዯኣ እምበር፤ ናይ ምምሕያሽ ታሪኽ የብለን። The more they try to make changes, the more it gets worse.

ከምዙ ክነሱ እቲ ኣብ ባይታ ል ተረኽቦታት፡ ገሇ ሕለፋት ዯረስቲ ኣብ ኢንተርነት ዴማ፡ ሓሇይቲ ወጹዓት ኣስሊም መሲልም፤ ክስታን፡ ከም ገበትቲ ናይ ኩለ ዜጭበጥን ይ ጭበጥን ነገራት፡ ገይሮም ብምቕራብ ይኸሱ። ኣዚይድም ክጸውዩለ እንከሇዉ ዴማ፡ ንኺዲን ይኹን ንባይቶ ኣዋሳ ዜወቐሰ ባእታ፡ ከም ነውራም ሕለፍ ጸረ ሶውራ፡ ገይሮም የራስሕዎ። እዝም ንኸቀናዴቡና ዜዯሌዩ ሰባት፡ ኣብ ሞንጎ ኣስሊምን ክስታንን ኤርትራ፡ ጽሌኢ ከም ዜነበረን ልን ኣምሲልም፡ ነስሊምናን ክስታናን ህዜብና ዜፈታትን ኩፍእ ነዜሒ፡ ከም ብበሇካን ሇኽዓካን ተባሂለ ዜበሃሌ፡ ናይ ተረጋም ጽውጽዋያት ይቋመቱ።

ክስታን ነስሊም "ሰማይ ዓንዱ ኣይ ብለ፤ ኣስሊማይ ዓዱ ኣይ ብለ" እዮም ዜብሌዎም እና በለ ይጽሕፉ። ነዙ ከምዙ ዜኣመሰሇ ረባታት፡ ከብኩዑን ክጥጅኡን ዜፍትኑ ኤርትራውያን፡ ንስሇ ፍትሒ ክቃወሙ፡ ብቅዖም ትሕዜቶ፡ ዜጎዯልም ጥራይ እዩ ክኸውን ዜኽእሌ። ነውሪ። ነዜን ዜኸምዜን ኣንግዴ ተቓውሞ፡ ክስታናን ኣስሊምናን ክንፋሊሇ፡ ዜዕዴም ዯኣ እምበር ናይ መሰሌ ሕቶ ሞጎት ኣይ ኮነን። ከምዙ ዓይነት ኣበሃህሊ'ዙ ዜሕብሮ ሓበሬታ እንተ ሃሌዩ፡ ሓዯ ካብቶም ብዘሓት ጠንቅታት፡ ናይቲ ቀዯም ዜበሇየን ዜዓረቐን ተቓውሞ ዜፈጠሮ ሇምሲ ምዃኑ እዩ። ጠንቂ ጠንቅታት እዩ። ብኸምዙን ዜኸምዜን ሃሊይ ኣገባብ ተቓውሞ፡ ዜመጽእ ሇውጢ እንተ ሃሌዩ፡ ኣለታዊ እዩ ክኸውን ዜኽእሌ። ንሱ ከኣ ዯዯርትኩም ሓዘ ከም ማሇት የስምዕ። ልሚ ነዜን ዜኸምዜን ከተ ኣታትዉ ዜህንዯደ፡ ንእንታይነቶም ዜሕብር ነውሪ፡ ትሩፍ ኣተሓሳስባ እዩ'ምበር። በሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ከከም መጠን መበቆለን ብዜሑን፡ በብዓይነቱ ኣባጫጭን ጭርቃንን ከም ውትር፡ ንፈሌጥ ኢና። መን ንመን የባጭጨለ ግን፡ ኩለ ተዯራራጊ ስሇ ዜኾነ፡ ሕዯሮ ቂምን ቅርሕንትን፡ ኣል ኢሌካ ክትዚረበለ ግን፡ ናይ ሃሇሌይ ዜተረፈ ብሂሌ እዩ። ሃሊይ፡ ኣብ ሓዯ ሓዯ ይ እሩም ኣበሃሊታት፡ ብምዴማቕ ክረኽቦ ዜዯሉ መኽሰብ ክህለ ኣይ ክእሌን። ሃሊይ ረባ፡ ጸያቒ ኣፍ ስሇ ዜኾነ። ነስተውዕሇለ ኣይ ነስተውዕሇለ ዯኣ እምበር፡ ክንዯይ ሃሇሌይ ብረባታት፡ ይ በሌናን ይ ሰማዕናን።

ኢናዓሌ ዱንኩም ማሇት እኳ፡ ከም ሰዋስዉ ናቱ እንተ ተወሲደ፡ ከቢዴ ቃሌ እዩ። ይኹን ዯኣ እምበር፡ ኣስሊምናን ክስታናን ብኽፍኣት ይ ኮነስ፡ ብህሌይና ወትሩ እንጥቀመለ፡ ሰሓ ይ ብለ፡ ወሰኽ ረባ ኮይኑ ይዜውተር።

ነቶም ንሳቶም ጽሩያት ኮይኖምሲ፡ ኣባጂጎና ከኣ ረሳሕ የኣይ ኮኑስ፡ ቦርኮ ዱዮ - borko dio - ንዜብለ ጠሊይን ከዯኣሞ፡ ኣባጂጎና ጸሪፎሙሌና ኢሌና፡ ከም ኣኽሊባት ሕኒን ክንብሌ ማሇት ዴዩ?

ኣምሓሩ ዴማ፡ ቅማሊም ትግረ ስሇ ዜበለ፤ ተጋሩ ከኣ ኣእደግ ኣምሓሩ ስሇ ዜበለ፤ ነቲኣቶም ቆማሊት ኣይ ገብሮም፤ ነዙኣቶም ከኣ ኣእደግ ኣይ ገብሮምን። ኩለ ሃሊይ ረባታት ስሇ ዜኾነ።

ተጋሩ ሃሱሳት ሓማሼን ስሇ ዜበለ፤ ሃሱሳት ሓማሼን ከኣ ዓጋመ ስሇ ዜበለ ጥራይ ይ ኮነስ፡ ሌቢ ትግራይ ጥውጥዋይ ስሇ ዜበለ፡ ከም ተጻሊእቲ ኣህዚብ ገይርዎም ኣይ ፈሌጥን።

Page 11: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

11

[email protected]

ኣብ ታሪኽ ህዜቢ ኤርትራ፡ ሓዯ ክፋሌ ህዜቢ፡ ኣብ ሌዕሉ ካሌእ ክፋሌ ሕዜቢ ብጥርናፈ - መን ንመን ዜዓብሇሇ ማሕበረሰብ ኣል ዴዩ? መን ንመን ዜበዯሇ ሃይማኖት ኣል ዴዩ? መዋእለ፡ ኣብ ባርነት ባዕዲውያን ዜነበረ ህዜብስ፡ ክስታን ሕሌፊ ኣስሊም፡ ነጻነት፤ ስሌጣ፤ ዓቕምን ነይርዎምሲ፡ ዓብሇሌቲ ነይሮም? ሕጂ እንተኾነ ውን፡ ነቲ መንግስቲ ነናቱ ክንህቦ ጉቡእ እዩ። ማሇትሲ -

ጨቋኒ እንተ በሌናዮ - ናቱ፤

ገባቲ እንተበሌናዮ - ናቱ

ዱክታቶር እንተ በሌናዮ - ናቱ፤

ሸቃሊይ ሃናጻይ ሃገር እንተ በሌናዮ - ናቱ፤

ዋርዴያ ሃገር እንተ በሌናዮ - ናቱ፤

ሓማሴናይ መንግስቲ ክስታን እዩ፤ ዜበሇ ኣይተ ምኹን ተቛውሞ ግን፡ ቅጥዒ ዜሰኣነ ቅንእን ጽሌእን፡ በኩዕን ዜቕጥንን ል ኮይኑ፡ ከም ገሇ - እዙ ል ስርዓት እዙ፡ ስሌጣኑ ናብ መን ብየገስ ከየሰጋገረ፡ እንተ ተሰናኺለ፡ ኣብ ተጣዒስና ክንወጾ ይ ንኽእሌ፡ ኣብ ከም ናይ ሶማሌያዊ እሳተ ወጥሪ፡ ክንርጉረጉ ዕዴሌ ስሇ ል፡ ወይሌና ሕጂ እንተ ይ ተኣሪምና!!! እዙ መታሕት ካብ ዯጋ ዜጥርር ፖሇቲካ ሚሇንዮም - ከኸትል ዜኽእሌ ኣለታ፡ ወሰን ከም ይ ብለ ይግመት። ከምኡ እውን እቲ ዓዯይ ዓዯይ ዜብሌ፡ ኣውራጃዊ ትምክሕትታት።

ክስታን ዯኣ፡ ኣብ ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ፡ ሕሌፍን ትርፍን ኣስሊም ዜተጎነዓልም ኣል ዴዩ? መን እዩኸ ሕሌፍን ትርፍን ዜጉንዕ? ካብ ቅዴሚ ገዴሉ ክሳብ ሕጂ፤ መን ካብ መን ዜጠዓሞ ወይ መን ካብ መን ዜኸፍኦ ኣል ዴዩ? ኣይ ፋሌናን ዯኣ ኣሕዋት። እቲ ሕቶ፡ ናይ ዱክታቶርነት ሕቶ፡ ጥርይ እንተ ዯኣ ኮይኑ፡ ህዜቢ ኤርትራ ይጥዓሞ ይኽፍኣዮ በሌማማ ይሓሌፎ ስሇ ል፡ ናይ ሓባር ጉዲይ እዩ። ካብዙ ዜሓሌፍን ዜተርፍን ሕቶ፡ እንተ ዯኣ ኮይኑ ግን፡ ነቶም ሳሰይቱ ጽቡቕ ዕዴሌ!!! እንተ እቲ ሕቶ፡ ክስታን ከምዙ እዮም፡ ኣስሊም ዴማ ከምቲ እዮም፡ ወይ ከኣ ከበሳ ከምዙ እያ፡ ቆሊ ዴማ ከምቲ እያ ኮይኑ ከኣ፡ ነቶም ማይ ዜሰቴናስ እኳ፡ ክንዯየናይ ከየረኻኽበሌና፡ ነቶም ተረከብቲ መንእሰይ ግን፡ ክኸፍሌዎ ይ ክእለ፡ ከቢዴ ዕዲ ምውራሶም ማሇት ሰሇ ዜኾነ፡ ቅቡጽን ሰይጣናዊ ትምክሕቲ፡ ብይ ቅዴመ ክነት ሕጂ ክግታእ ኣሇዎ።

መዓስን ኣበይን ኣብ ዜርዜር ከይ ኣቶና፡ ነዚ ተነካኢት ከም ብሩሇ ኤርትራ፡ ናይ መነ መን ዯም ሰትያ ከም ዜጎስዔት ምጽብጻብ ይሕሸና ዴዩ? ብሓዯ ዜተጭቆናሊ፤ ብሓዯ ዜበረስናሊ፤ ብሓዯ ዜተጋዯሌናሊ፤ ብሓዯ ዜተዓውትናሊ ሃገርሲ፡ ንሕና ኢና ከምዙ ንሳቶም'ዮም ከኣ ከምቲ፡ ክንበሃሃሌ ኩፉእ እዩ። ሶውራ ኤርትራ፡ ከመይ ጀሚሩ ብኸመይ ይቕጽሌ ከም ል ብየገዴስ፡ ህዜቢ ኤርትራ፡ ሓዯ ወገን ነቲ ካሌእ ወገን፡ ክጭቁንን ክገፍዕን ኣይ ተራእየን፡ ኣይ ክህለን ከኣ እዩ። ልሚ፡ ህዜቢ ኤርትራ ከምታ ትምኒቱ፡ ከም ናይ ቀዯም ይ ኮነስ፡ ምዕባሇ ብምጽኦ ምኽንያታት፡ ኣዜዩ ማዕቢለን ተሓዋዊሹን እዩ። ኣብ እዋን ገዴሌን ልሚን፡ ህዜቢ ኤርትራ ኣብ ኩለ መዲያት ናብራን ዕዮን ስሇ ዜተሓናፈጸ፡ ሓዱሽ ባህሌን ሌምዴን እና ኣጥረየ እዩ። እቲ ቀዯም ዜነበረ ባህሌን ሌምዴን፡ ገሉኡ እና ተቐየረን እና ተመሓየሸን እዩ። ምኽንያቱ - ባህሌን ሌምዴን እናቀጸሇ ዜምዕብሌ ወይ ዜቕየር ዯኣ እምበረ፡ ከም ይንቕነቕ እምባሶይራ ተኾዱጩ ዜነብር ስሇ ይ ኮነ። ልሚ ኣብ በነ ናይባት፤ ነታባት፤ ዴግሇሊት፤ ሰብ ቀምሽን ሽማገሇን ተመሉስና፤

Page 12: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

12

[email protected]

እንትርፎ ነታባይ፡ ትግረ ፈረስ ይ ሰረሩ፤

ዓዃይ ንሰብ ቀምሽ ዜግብረለ፤

ነዋሌዴ ከከም ሊማኻ እትኽንሽበለ፡ ኣብ መነ እንእኒ ክንምሇስ ይ ከውን እዩ። ናይ ልሚ ምዴሪ ኤርትራ፡ ኩለ ህዜቢ ኤርትራ ብሓባር፡ ይ ሸነሊን ይ ተማሰጎሊን፤ ይ ረሃጸሇን ይ ዯመየሊን፤ ይ ተሰዋኣሊን ይ ተቐብረሊን፡ ሓመዴ ኣይ ትርከብን። ዓጽሙን ዯሙን ከስኪሱ ነጻ ውጽኣ ምዴሪ፡ ንሳ ብኹሊ ናቱ፤ ንሱ ከኣ ብኹለ ናታ እዩ። መታሕት ናተይ ከበሳ ናትካ ዜበሃሇለ ዜነበረ መዴረኽ ቀሇሙ ሃሲሱ እዩ። ሓዴነትና ከም እንዯገና ተዯሪዑ እዩ። ኣውራጃነት እንተ ኾይኑ ዴማ፡ ብይካ ኣብ ሓዯ ውሱን፡ ስለሳዊ ኩርንዕ ዜኾነ መሬታት፡ ኣብ ዜሰፍሔ መሬታት ኤርትራ፡ መዚረቢ ኣይ ኮነን። ሰራየ ትግራይ ባርካን - ጋሽ ሰቲት ሓማሰን ኣከሇ ጉዚይ ባሕሪ

እቶም፡ ሕለፋት ኣውራጃውያን ክገሌጹ እንከሇዉ፡ ኤርትራውነት ማሇት፡ መጀመርያ ካብ ዓዯቦዃ - ዯሓር ወረዲኻ - ዯሓር ኣውራጃኻ - ዯሓር ሃገርካ ከም ምዃኑ ይገሌጹ። ሌክዕ ኣይ ኮነን። ርእን ኣውራጃነትን ክንዯባሌቖ እንተ ይ ዯሉና፡ ኣውራጃ፤ ወረዲ፤ ዓዱ እትነብረለ ኣዴራሻ ዯኣ እምበር፡ ፍሌፍሌ ናይ መንነት ኮይኑ ኣይ በቅዕን። ፍሌፍሌ ናይ መንነት፡ ካብ ሃገር ወይ ካብ ርኢ፡ ወይ ዴማ ካብ ኽሌቲኡ እዩ። ኣውራጃ ከም ሓዯ ሌእሊዊ መሬት ተወሲደ፤ ኣውራጃይ ኣውራጃኻ ማሇት፡ ማንታ ናይ መታሕተይ ከበሳኻ ዜብሌ ኒሕ ኮይኑ፡ ኣብ ምዕቃብ ሃገራዊ ሓዴነት፡ ኣለታዊ ግዯ ሇዎ ተነካኢ ነገር እዩ። ልሚ፡ ኣብ መሊእ ኤርትራ፡ ኩለ ህዜቢ ከም ሓዯ ንህቢ ብሓንሳእ፡ ኣዳታትን ኣቦታትንን፡ ኣወዲትን ኣዋሌዴን፤ ኣብ ማእቶትን ህንጻ ሃገርን፡ ብራውያን ባዳሊን መሬት ክፍንቅለ ከሇዉ ንይ ረኣየ፡ ሓዱሽ ባህሉ ዴሮ ከም ዜማዕበ ኣይ መስልን። በን ሓሉፉ በን ኣብ ዜትከኣለ፡ ከም ወዴዕነት ናቱ፡ ኣረጊት ባህሉ ይሓሌፍ፡ ሓዱሽ ባህሉ ከኣ ይምዕብሌ። ስሇ ዜኾነ፡ እቲ ባህሌና ተመራሲሑ፤ ባህሌና ተዯዊኑባ . . . ዜብሌ መረረ፡ ኣብ ምንታይን ኣብ ከመይ ከይ ተነጸረ ዜበሃሌ መዯናገጺ ረባታት፡ ክብዯት የብለን። ስሇዙ፡ ህዜቢ ኤርትራ ከበሳዊ ይኹን ቆሊዊ ብናይ ሓባር ቃሌስን ምዕባሇን ተሓዋዊሱ እዩ። ሓዱሽ ናይ ሓባር ባህሌን ሌምዴን ኣጥርዩ እዩ። እቲ ሓዯ ነቲ ካሌእ ርሓቐሇይ ቅረበሇይ ክብሇለ ዜኽእሌ ምኽንያት የሌቦን። ብኸመይ ንነባበር ንዜብሌ ግን፡ ናይ ወራዘት ሕቶ እዩ። ገ እናተባህሇድ ትጋገ ከም ማሇት፡ እዙ ዜካየዴ ል ተቓውሞ፡ ምስቲ ጀብሃ ዜሓሇፈቶ መሳሌሌ ታሪኽ፡ እና ተመሳሰሇ ይኸይዴ ስሇ ል፡ ከም ኣዯማዴማ ጀብሃ፡ ክዴምዴም ል ግምት ኣመና በሪኽ እዩ። ሓዯ ካብቶም ቀንዱ ጠንቅታት ኣዯማዴማ ናይ ጀብሃ፡ ኣብ ሕውስዋስ ሃይማኖታውን ቆሊውን ውሕሇሊ፡ ዴሃበ ከም ዜነበረ ኣይከሓዴን እይ። ኣብ መነ ብረታዊ ቃሌስና፤ ጀብሃ ከም ኩነታት ኣጀማምራኣ፡ ብመንእሰያት ዯቂ እምነት ምስሌምና ምንባሩ፡ ኩውን ነገር እዩ። እቲ ሶውራ ሽዑ እዩ ጀሚሩ ማሇት ግን፡ ሌክዕ ኣይ ኮነን። ገም እንዲበሇ ግን፡

Page 13: ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ All Things Considered .pdf · 1 fewsilybee@yahoo.com ሕታም 3 ቁ 10፤ 4/17/2014 Editor: Tesfaldet Bahlibi ኩለ ነገራት ኣብ ግንዚበ

13

[email protected]

መንእሰያት ክስታን ተሓዊስናዮ። ኣሰራርሓ ጀብሃ ከኣ፡ ከም ኩነታቱ ብቛንቋ ዓረብ ክከናወን ጸኒሑና። ብሃንቃሃንቃ ከኣ፡ ሌምዴን ኣካይዲን ናይቶም ገዲይም ተጋዴሌቲ ክንቅበሌ ህርፋን ስሇ ዜነበረና፡ ብዘሕ ኣበጫጭ ንሰምዕ እኳ እንተ ነበርና ሰሓ ኣይ ነበሮን፡፡ ኣብ ሞንጎ 1975-1977ዓም ግን፡ ውሽጣቂ ቅሳነት ናይ ጀብሃ ኣዜዩ ተሃስዩ። ከምዙ ናይ ልሚ ዯምበ ተቓውሞ፡ ብሰንኪ ናይ ሓዴሕዴ ይ ምትእምማን፡ ዜዯሃኾ ል ሕማማት፤ ኣብ ናይ ውዴብ ጀብሃ ከኣ፡ ካብ እዋን ናብ እዋን፡ ኣብ ሞንጎ ገዲይም ተጋዯሌትን ሓዯስቲ ተጋዯሌትን፡ እና ጸንከረ ዜኸይዴ ዜነበረ ይ ምትእምማን፡ ከይደ ከይደ ኣዲኺሙዋ፡፡ ካብ ተጻረርቲ ሓይሌታት ጋጥማ ዜነበረ ዴፍኢት፡ ንህሊዌኣ ከተዴሕን እውን ኣይ ከኣሌተን። እቶም ቀንዱ: ንተጋዯሌቲ ጀብሃ የ ተኣማምንዎም ዜነበሩ ምኽንያታት፡ ኣብ ምንታይ እዮም ነይሮም ንዜምሌሽ ሕቶ፡ ከከም መጠኑ፡ ብናይ ዜተፈሊሇዩ ዕግበታት፡ ከም ዜምሇሽ ኣየጠራጥርን። ከም ናይ ሓባር ረቛሒ ኮይኑ ክቐርብ ዜኽእሌ ግን፡ እቲ ካብ ሃይማኖታውን ወገናውን ዜውሇዴ ተረሓሓቕቲ መናፍስቲ እዮም። እዙ እናሃሇወ እቲ ተመክሮ፡ ኪዲንን መሰሌቶምን ከኣ፡ ብዜገዯዯ ተታሓሒሞ ሇው ዕሊማ፡ ኣብ ክንዱ ንረብሓ መሊእ ህዜቢ ኣሇሌዮም ዜዯኽሙለ፡ ንፍለይ ዕሊማታት - ንምስሌምና፤ ንመታሕት፤ ንቀቢሊታት ኮይኑ ስሇ ል፡ እርማት እንተ ዜገብርለ፡ እቶም ዓዱ ውዒሌ እና ኾና ንኸይዴ ልና ምቐሰና፡ እቶም መንእሰይ ከኣ ተስፋ ምኾኖም።

-ኣብ ራብዓይ ክፋሌ ይቕጽሌ - እዜግሄር ዕርቂ ኣዜሌና:: ዓውት ንሓፋሽ