Transcript
Page 1: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

CHANGEኣብ ዓመት 4 ግዜ ትሕተም መጽሄት ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ

ለውጢ ክንብል እንከለና እንታይ ማለትና እዩ?

ለውጢ

A Quarterly Magazine of the Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC)

Not Interested in Politics? KWq} B›mk} {lU

K}´]oñ ´| och¥¥U

EYSCFrom D.C. to Bologna

“ወጋሕታ ኵኑ”a poem

Summer 2013 (Vol 1, Issue 01)

Ziggy’s Treacherous

Journey

Page 2: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

About EYSC

Contents

EYSC is a Diaspora based world-wide net-work of pro-democracy Eritrean activists who have organized themselves to call for the immediate resignation of dictator Isaias Afeworki, the unconditional release of all prisoners of conscience, the end of the campaign of slavery disguised as na-tional service and the swift transition to a democratic and constitutional rule.

© Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC)

Not Interested in Politics?.....................................2ለውጢ ክንብል እንከለና እንታይ ማለትና እዩ?...................4ወጋሕታ ኵኑ................................................................ 7 K}´]oñ ´| och¥¥U................................................8Ziggy’s Treacherous Journey................................9EYSC FAQs................................................................13ካብ ዋሽንግቶን ዲሲ ስጋብ ቦሎኛ ኢጣልያ............15

Page 3: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

The San Diego Football Tournament brings thousands of Eritreans together from all over North America to make the most of a week packed with football, enter-tainment, and socialising opportunities.

We ask our boss for a few days holiday, buy last-minute flight tickets, book our hotel, and look forward to meet-ing friends. We are prepared to invest quite a bit in it simply to be able to participate. But who would not if you know exactly what you get: a week of very predict-able feel good factors that start on a Monday and last until Sunday.

But why does a football tournament attract thousands, while the demo that calls against the brutal torture of Eritreans in Egypt is unable to mobilise a fraction of that. Why are we prepared to travel to San Diego, but not to DC to demand from the Eritrean Embassy the release of thousands of our prisoners?

Are those of us who stay away from it all really that careless? Or are we pragmatic thinking of the need to travel back home next year for a visit? Do we teach our peers about the big-ger picture that got Eritrea into this mess in the first place? Are we just too busy with our private lives, or are we maybe… simply not interested in (Eritrean) politics?

Yes, agreeable the Eritrean opposition has many weak-nesses, the least worrying being that it is not very visible unless you search for it, but while we engage in Obama election campaigns, sign petitions for the release of an Iranian woman facing death by stoning, while we want to assist the victims of the latest hurricane, and debate about local schooling, or terrorist threats … and as we happily embrace each opportunity to enjoy a good time out …we have little to show for when our own people are being imprisoned, tortured, psychologically abused, scared, controlled, shot, driven into poverty, lead into such deep desperation that many voluntarily chose the risk of death over a life with no hope. To sum it up: The ones less fortunate than ourselves.

We continue to close our eyes or our hearts. We chose

Miriam SeptemberEYSC-UK

Not Interested in Politics?to completely ignore the tragedies and crimes happen-ing inside Eritrea or have confidently bred a rational explanation why we cannot do much about it; this way our conscience stays clear. It works rather well for most of us. We all nurture our own justification and can be ensured that at least at our end events remain under control. Yes indeed, we have repeated the reasons for our inactiveness so often to ourselves and to everyone who ever questioned them that the reality of our own reasoning weighs much more inside us than the disgust over realities on the ground – the unimaginable suffer-ing among our own people.

And before we know it, we ourselves have become chained in our fears and insecurities. We ourselves have

turned into a victim and at the same time a tool of the psycho-political chess games of a merci-

less dictator who was able to bury his own freedom fighter comrades - the

most intellectual members of parlia-ment and journalists - alive in tiny 2x2 metre cells 12 years ago, be-cause they requested democratic reforms in a letter to him. The signature cost them their life.

Eritrea today has more prisons than schools or hospitals. Secret

prisons and torture camps are not just underground hallways and remote

private villas, but also shipping containers spread throughout the country and among

dense cactus vegetation just outside Asmara. A nation has been silenced through fear and paranoia. And not just inside Eritrea, but also deep in Eritrea’s Diaspora community residing in the world’s greatest democra-cies. So we obey.

To speak up and engage is not a question of politics, but one of humanity and your own self-worth. Prison walls and desert lands are swallowing the screams of pain and moans of death by our own broth-ers and sisters. And old Gabis are soaked with the tears of mothers who once more just wished they could at least burry their children to say a final good bye.

Let us enjoy the tournament. Let us become successful in life. But while we do, let us declare with bold deter-mination that ‘enough is enough’, and that we request a right to freedom, dignity, and opportunity for every-body in our own country. Think about it.

Page 2

Page 4: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

Page 3

Page 5: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ለውጢ ክንብል እንከለና እንታይ ማለትና እዩ?

አብ መዓልታዊ ህይወትና ኮነ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳትና ህዝቢ ኤርትራ ለውጢ የድልዮ አሎ አብ ዝብል ዛዕባ ኩሉ ጊዜ ንሰማማዕ። እታ ንኹልና እተሰማምዓና ዘላ ለውጢ ግና፡ ብደግአ ኢና ኢና ንምነያን ንደልያን ዘለና። ጥራይ እዚ አብ ዓድና ዘሎ ዲክታቶር ይኺድ እምበር ናይቲ ድሒሩ ዝመጽእ ጉዳይ ብዙሕ ዘጨንቐና ኣይንመስልን። ወረግ ሓንሳብ ሓንሳብሲ እቲ ዝመጽእ ለውጢ ኩሉ ዓይነት ኣወንታታት ማለት ሰላም፡ ፍትሒ፡ ምዕባለን ዲሞክራስን ሒዙ ከምዝመጽእ ከም ትሑዝ ኢና ንወስዶ። ምረትና ደረት ተሳኢንዎ አብ ገዛእ ሃገርና ባርነት ዕረ ዓንዴል ጥዒሙና ሃገር ራሕሪሕና ክንወጽእ ተገዲድና። ቀደም ኤርትራ ዝብል ስም ምስ ዝለዓል ባዕዳውያን ጅግንነትና: ጽንዓትና እዮ አብ ቅድሚኦም ቅጅል ዝብሎም ዝነበረ። አብ ርብዒ ዘመን ዘይመልእ ጊዜ ግና ታሪኽና ጸሎሎ ተደዊኑ፡ መለለይና ጥምየት፡ ድኽነት፡ ምግሃስ ሰብአዊ መሰላት እቲ ዝኸፍኤ ድማ ኤርትራውነት አርማ ናይ ስደተኛነት ኮይኑ ተሪፉ። ብዘይ ምግናን ኤርትራዊ ካብ ሃገሩ ወጺኡ ዶብ ካልእ ሃገር ክረግጽን ምስ ውርደትን ሕስረትን ክላለን ጊዜ አይውደአሉን እዩ። ቀደሙ እቲ ተቓሊስካ አብ ስልጣን ኮፍ ዘበልካዮ ዲክታቶር ከም ጊላ ክረግጸካን ክጭፍልቐካን ዘይሓፈረ፡ መንግስታት ኮነ አህዛብ ዓዲ ሃገር ከኽብሩኻ ፍጹም ዘይሕሰብ እዩ። መንእሰይ ኤርትራ ኩነታት መነባብሮ አብ ውሽጢ ዓዲ ሲኦል ኮይኑዎ ሃገር ራሕሪሑ ምስ ወጸ፡ ስደት እውን ርእሱ ዝኸአለ ገሃነም ኮይኑ ይጸንሖ። እምበአርከስ እቲ እንደልዮ ለውጢ አቕልል አቢልና ለውጢ የድለየና አሎ ኢልና አብ መሰማምዒ ነጥቢ ምብጻሕና አይጽላእን። የግዳስ ኤርትራ በጺሓቶ ዘላ ደረጃ ብቐሊሉ ክሓውን ክህደስን ስለዘይኽእል ጎኒ ጎኒ እዚ እነካይዶ ዘለና ሓርነታዊ ቃልሲ፡ እቲ መደብ ተሃድሶን መደብ ብሩህ ተስፋ መጻእን ካብ ሕጂ ክንጅምሮ ይግባእ ኢሉ EYSC ይአምን። ናይ ሓጺርን ነዊሕን መደብ ዘይተዓጥቀ ምንቅስቓስ ዋሕስ ሃገርን ህዝብን ናይ ምዃን ተኽእሎ ክህልዎ አዝዩ አሸጋሪ ዝብል እምንቶ አለና። እቲ ክውንነት ሃገርና ኩልና ንዕዘቦ ከም ዘለና መዓልታዊ እንዳገደደን ካብ ቁጽጽርና ወጻእን እናኾነን ይመጽእ አሎ። በዚ ምዕባሌታት ግና ክንደሃልን ተስፋ ክንቆርጽን ዘይኮነስ ብአግኡ ፍታሕ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም፡ ንኤርትራ ድሕሪ ስቓይን መከራን ናብ ራህዋን ምዕባሌን ከብጽሑና ይሕግዙ እዮም ዝበልናዮም ምድላዋት ክንገብር ይግባእ። EYSC ነዞም ሓገዝቲ ሓሳባት አብ ምጭባጥ መሰረታዊ ለውጢ፡ ብሓጺሩ ከምዚ ዝስዕብ አቐሚጥዎ ንረኽቦ።

1.ሓድነት ህዝቢ ምርግጋጽ፡ ህዝቢ ሓንቲ ሃገር ርእሱ ዝኸአለ ብሄራዊ፡ ሃይማኖታዊ ዓሌታውን ወገናውን ቡዙሕነት አለዎም። እዚ ፍልልያት እዚ ግርማን ሃብትን እታ ሃገር ክኸውን እንከሎ ዲክታቶራት ነዚ ጸጋ ብአሉታ ጸልዮም አብ ምብትታን ሓድነትን ሰላምን ምርግጋእን ስለ ዘውዕልዎ፡ ጎኒ ጎኒ እቲ እነካይዶ ቃልሲ ነዞም ፍልልያት ክነጽብብን ከነተዓራርን ይግባእ።

ነዚ እተተግብር ናይ ሰላምን ዕርቅን(Peace and reconcillation)ሽማግለ ዓበይቲ ዓዲ ብመራሕቲ ሃይማኖት፡ ለባማትን ምሁራትን ቆይማ ብዘይ ዋዓል ሕደር ህዝቢ አብ ምጥርናፍን፡ እከይ ዉዲት ህግደፍ አብ ምፍሻልን ክትሰርሕ ይግባእ። እዚ ፈላላዩ ሃይማኖታውን ወገናውን ድሑር ሕማም አብ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ’ውን በጨቕ ክብል ንዕዘብ ስለ ዘለና ዓገብ ናይ ምባል ሓላፍነት ናይ ኩሉ ተቓላሳይ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ።

ህዝቢ ኤርትራ ለባም እዩ እንዳበልካ አብ ናይ ኦሪት ስነምግባር ክትሕጸር ነብስኻ ምትዕሽሻው ጥራይ እዩ ዝኸውን። እቶም መለበሚ አይግበርካ መለበሚ ግና አይኽላእካ ከም ዝበሃል አብ ዝሓለፈ እዋን አብ ሓድሕዳዊ ኵናትን ህልቂትን ዝተሸሙ ሃገራት

Page 4

Page 6: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ሶማልያን ሩዋንዳን እውን እንተኾኑ ቅድሚ እቲ ጸሊም ታሪኽ ብፍቕርን ሰላምን ይነብሩ ምንባሮም ክንርስዖ አይግባእን። 2.ምድሓን ኤርትራዊ ወለዶ፡ ሓደ ድቃስ ዝኸልእ አብ መዓልታዊ ህይወትና ክንዝክሮ ዘለና ጉዳይ እንተሎ ኮይኑ፡ እዚ ብኸንቱ ዝባኽን ዘሎ ዕድመ ኤርትራዊ መንእሰይ እዩ። ካብ ገዝኦም ምስ ወጹ ንልዕሊ 15 ዓመት ብዘይ ናብራ፡ ትምህርቲ ኮነ ስራሕ ተደርብዮም ኽሓዊ ዘይክእል በሰላ አብ ዝባኖም ዝተሰከሙ ኣሕዋትን አሓትን አለዉና።

3.እዞም ዓንዲ ሕቖ ሃገር ክኾኑ ዝግብኦም ዕሸላት ብሰንኪ ዓንዳሪ ፖሊሲ ዲክታቶር ኢሰያስ ብህይወቶም ከለው ዓንዲ ሕቖኦም ተሴሩ ንረኽቦ። ንኤርትራ አብ መጻኢ እቲ ዝዓበየ ዝጽበያ መሰናኽል ነዞም ተካእቲ ሃገር ተረከብቲ ወለዶ ከመይ ጌርካ ብዝቐልጠፈ ካብ ተጸጋዕነት ናብ ወነንቲ ሃገር ትቕይሮም ዝብል ሕቶ እዩ። ካብ ሕጂ ዘይተዳለወ ወይ’ውን ዘይሰፈረ ውጥን ጽባሕ ንግሆ ዓዲ አትዩ ቅጽበታዊ ለውጢ ከምጽእ አጸጋሚ እዩ።

ነዚ አብ ግምት ዘየእተወ ለውጢ ድማ ናይ ስልጣን እምበር፡ ናይ ህዝብን መንእሰያትን ባህጊ ዘማልኤ ለውጢ ክኸውን አይክእልን። ነዚ ሕቶ እንምልሶ ድማ ሰብአዊ ዓቕሚ ዜጋታትና ከማዕብልን አብ ምጥያስ እዞም ሃገራውያንን ክዋሳእ ዝኽእል ጥርኑፍ ሓይሊ ዕማም አዳሊኻ ምጽናሕን ንዑኡ ዘተግብር ዱልዱል ፋይናንሳዊ ሰረትን ካብ ሕጂ ክስረሓሉ ከምዝግባእን EYSC ይአምን። 4.ትምህርታዊ ሰውራ፡ ብሰንኪ ግዑዙይ ስርዓተ ምሕደራ ህግደፍ ህዝብና አብ ዲቕ ዝበል ድንቁርና ወዲቑ ይርከብ። ኢሰያስ ዝኽተሎ ዘሎ ምሕደራ አደንቍርካ ግዛእ ብዝብል መርዛም ክፍአት ዝተላዕጠጠ አካይዳ እዩ። ብሰሪ እዚ ኩሉ አብ ህዝብና ዝወረደ አደራዕ ሃገርና ዝርካቦም ምሁራት ራሕሪሖማ ወጺኦም እዮም። ስርዓት ህግደፍ እውን ከምዘይምለስዎ እንዳፈለጠ ንማህደረ ትምህርቲ አመኽንዩ ንምሁራትና ዓዲ ከምዘርሕቑ ጌሩዎም እዩ።

አጉል ጃህራ ገዲፍና ስለ ሓቂ ክንዛረብ እንድሕር ኮይና አብ ዓለም ካብቶም አዝዮም ድሕሪት ተሪፎም ዘለዉ ህዝቢ ንሕና ኤርትራውያን ኢና። ፈቲና ዝመረጽናዮ ስለዘይኮነ ክንሓፍረሉ ወይ ከነመኽንየሉ ዘይኮነስ ከም ዓለባ ሳሬት ጸሪግና ከነውጽኦ ተዳሊና ክንጸንሕ ግን ይግባእ። ነዚ ንምግባር ድማ ካብ ሕጂ ጀሚርና ማሕበር ወለንተኛታት ከነቕውም EYSC የዘኻኽርን፡ ክሰርሓሉ ምዃኑ እውን ይሕብር።

እዚ አብ ሃገርና ዘሎ ፍርሕን ራዕድን ውጽኢት ናይ ድሕረትና ምዃኑ ክንአምን ይግባእ። መጻኢት ኤርትራ ቀዳማይ ጭርሖአ ዝተ

ማህረ የስተምህር ዘይተማህረ ከ ይመሃር ክኸውን አለዎ። አተሓሳስባ ዜጋታትና ምስ ምዕባለን ናህርን ዓለምና ማዕረ ክስጉም አለዎ። እንድሕር ዓቕሚ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ብፍልጠት ተሃኒጹ፡ ምዕቡል ሕብረተሰብ ክንውንን ንኽእል። ምዕቡል ሕብረተሰብ ምስ እትውንን ደቂ ሰባት ነቲ ካብ ትምህርቲ ዝርከብ መናበሪ ፍልጠትን ነቲ ካብ ከባቢኦም ዝዕንገልዎ ነባሪ ፍልጠትን ክውንኑ ይኽእሉ።

ሓደ በዳሂ ዕማም EYSC ከም በርጌሳዊ ማሕበር አብ መጻኢ 2020 ዓ.ም ከረጋግጾ ዝደሊ እንተሎ ኾይኑ ድማ እዚ ትምህርታዊ ሰውራ ተዓዊቱ ኤርትራ ከም ሃገር ዜጋታት ድማ ከም ኤርትራውያን ካብ ድንቍርና ተናጊፎም ብትምህርትን ፍልጠትን ማዕረ ዓለሞም ንኽስርዑ እዩ። እዚ ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ንስርዓተ ሕጊ ተማእዚዙ ክመርሕን ክምራሕን ዝኽእል ቀጻልነት ዘለዎ ህዝብን ሃገርን ክህልወና ዝኽእል።

5.ቁጠባዊ ተሃድሶ፡ ሃገር አብ ዘላቶ ከይተንቀሳቐሰት ህዝባ አሳፊራ እትውንጨፍ ወይ እትሕምበብ መንኮርኩር እያ። ቁጠባ ዝበሃል ነዳዲ ድማ ነቲ ናህራን ዛሕላን ይቆጻጸሮ። ቁጠባአ ዝተዳኸመ ሃገር ልክዕ ነዳዲ ከምዝወድኤት ተሽከርካሪት ትሪፍሪፍ ኢላ አብ ዘላቶ ኩድጭ ትብል። ኤርትራ ሃገርና ድማ እዚ ዕጫ እዚ አጋጢምዋ ይርከብ። እታ ብዘይ ባዕዳዊ ዕዳ እያ ትብገስ ዘላ ኢልና ዝተነየትናላ ሃገር ካብ ብታተ ምኻድ ናብ ድሕሪት ፉሑኽ ፉሑኽ ተመሊሳ ትርከብ።

ስርዓት ህግደፍ ብምንታይ ከም ዝመሓደር ምፍላጡ ዳርጋ ጥንቆላ እዩ ዝኸውን። ቀረጽ አታዊታት ድዩ ዝእክብ፡ ወርቂ ድዩ ዘናብሮ ዘሎ፡ ካብ ስደት ዝረኽቦ እቶት ዲዩ፡ ሓሽሽ ዲዩ ዝዘርእ፡ ደቂ ሰባት ድዩ ዝሸይጥ፡ አጽዋር ዲዩ ዝድልል ህዝቢ ኤርትራ ምንም ዝፈልጦ ነገር የብሉን።

ጸብጻብ ሚኒስትሪ ቁጠባ ዘይሕሰብ እዩ። ሸፋቱ ስርዓት ህግደፍ አብ ገዝኦም ብሚልዮናት ዶላራት የቐምጡ፡ ንመንግስታዊ ወጻኢታት እውን ካብ ጅብኦም ወይ ካብ አብ ገዝኦም ዘሎ ካዝና ክኸፍሉ ይረአዩ። ከም ማፍያ ዝኸይድ ስርዓት ዝኾነ ይኹን ቁጠባዊ ትካላዊ አሰራርሓ የብሉን። መራሕቲ ህግደፍ ንኤርትራን ህዝባን ከም ናይ ግሊ ርእሰማላዊ ወፍሮም እዮም ዝርእይዎ። ቁጠባ ኤርትራ በየን ጀሚርካ በየን ከም እትዛዝሞ እዩ ዝሕርብተካ። ህግደፍ ነቶም ድኻታት ሓረስቶት ሕርሻ ብናጻ ከየካይዱ ብደቂቕ ይብዝብዞም። ኣብ ኤርትራ ፋብሪካ ወይ ኢንዳስትሪ የ

Page 5

Page 7: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ለን ምባል ይቐልል። እቲ መሰረት ቁጠባዊ ምዕባለ ዝኾነ ብሕታውነት ዘይሕሰብ እዩ። እቲ ካብ ሳሕል ዝመጸ ኢሰያስያዊ ስነ ሓሳብ ካብ መርፍእ ስጋብ መድፍዕ ኩሉ ናይ ኢሰያስ እዩ። ኢሰያስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ አትዩ ድስትን ኩስኩስትን ከማን ንኽውንን አይጸልእን እዩ።

ቁጠባ ሃገርና ብመነባብሮ ሕሰምን ድኽነትን ህዝቢ ኢኻ ክትመዝኖ እትኽእል እምበር ዘመናዊ መለኪዒታት ቁጠባ ከማን ንኽግምቶ አዝዩ አሸጋሪ ዘኢትነገር ኢልካ ኢኻ እትገልጾ። ኤርትራ ዕድመ ንኢሰያስ አፈወርቂ ዓቢ ቁጠባዊ መንደዓት ሓሚማ ትርከብ። ነዚ ንምፍዋስ ቁጠባዊ ብድሆታት ኤርትራ ብደቂቕ ክጽናዕን፡ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት ህግደፍ ሱር በተኻዊ ቁጠባዊ ለውጢ ንኽመጽእ ካብ ዝተሓተ ስጋብ ዝለዓለ ደረጃ ክግበሩ ዘሎዎም ናይ ቁጠባ ተሃድሶ ዕማማት ብመጽናዕቲ ክዳለው አለዎም። ነዚ ንምዕዋት ብናይ ቁጠባ ምሁራት ኤርትራውያን ዝምራሕ ዓቢ ቁጠባዊ ሃገር አድሕን ሲምፖዝየም ንኽካየድ EYSC ኩለመዳያዊ ጻዕሪ ከካይድ መደብ አለዎ። እዚ ሲምፖዝየም ድማ ብክኢላታት ቁ

ጠባን ምዕባለን ሓደ ጠርናፍን ሓጋዝን እማመ ቁጠባዊ ተሃድሶ ሒዙ ክወጽእ እዩ።

ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ጽረግ ከም ዝበሃል እዞም አብ ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለው ዓንድታት ንሃገረ ኤርትራ ናብ ንቡር ክመልስዋ ይኽእሉ እዮም ዝብል እምንቶ አለና። ሃገርና ዓንያን ባዲማን እያ። እቲ ውሕጅ ከይመጸ እንብሎ ዘለና ነቲ ዕንወት ዘይኮነስ ነቲ ሃንደበት ክኽሰት ዝኽእል ውድቀት ዉልቀ መላኽን ስርዓቱን እዩ። ንዘንተ እለት ዝነብር ስርዓት የልቦን። በዚ ኢሉ በቲ ህግደፍን መራሒኡን ክወድቁ እዮም። EYSC ዘርዚርዎም ዘሎ ዓንድታት እንድሕር ካብ ሕጂ ብግቡእ ጽዕርናሎም ኤርትራና አብ 2020 ዓ.ም ትስፉውቲ ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ብስርዓተ ሕጊ እትመሓደር ደሞክራስያዊት ሃገር ዘይትኾነሉ ምንም አብነት የልቦን። ሽዕኡ እዩ ኸአ ነቲ ሓቀኛ ለውጢ እንጭብጦ።

ጻዕርና ንሱ እምበር፡ እንምነዮ ካልእ ሓይልን ስልጣንን የልቦን።

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYSC)

Page 6

Page 8: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ምውጋሕሲ ከወግሕ’ዩ…….መዓስ እሞ ነይሩ ብጸላሙ ዝነበረ…..ተፈጥርኡ ኮይንዎ እኮ…ጸላምን ወጋሕታን ዝበራረ…. ግና…ወጋሕታ ንወጋሕቱኡ….ወጋሕታ ቢሂገ….ዘየጠራጥር ብርሃኑ ዝደመቐ….ቋሕ ኢልካ ትርእየሉ….ዋላ እቲ ኣዝዩ ዝደቐቐ….

እሞ ከሎ ብጋንኡ…ወጋሕታ ኵኑ….ካብ ሕጂ ጀሚርኵም ካብ ጸላም ህደሙ….እቲ ከመይ…ከም ገለ ወጋሕታ እንተጠሊሙ….ጥዋፍ ኮይንኵም ጸላምኵም ከተብርሁ…

ኪሮስ ዮውሃንስ

“ወጋሕታ ኵኑ”

Page 7

Page 9: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ምውጋሕሲ ከወግሕ’ዩ…….መዓስ እሞ ነይሩ ብጸላሙ ዝነበረ…..ተፈጥርኡ ኮይንዎ እኮ…ጸላምን ወጋሕታን ዝበራረ…. ግና…ወጋሕታ ንወጋሕቱኡ….ወጋሕታ ቢሂገ….ዘየጠራጥር ብርሃኑ ዝደመቐ….ቋሕ ኢልካ ትርእየሉ….ዋላ እቲ ኣዝዩ ዝደቐቐ….

እሞ ከሎ ብጋንኡ…ወጋሕታ ኵኑ….ካብ ሕጂ ጀሚርኵም ካብ ጸላም ህደሙ….እቲ ከመይ…ከም ገለ ወጋሕታ እንተጠሊሙ….ጥዋፍ ኮይንኵም ጸላምኵም ከተብርሁ…

ኪሮስ ዮውሃንስ

A²X ‹kAF †}‰D÷ mkH© ]M ›Ãög— mk¬lq ›oH}ÃÃ: KWq: L§: ‹Dï …¢X: ‰M„ê‘é} B›kï ›‘é}}: |oë K}´]q} MI©V} sDÈ …mk H© ‹ÍF |§ ‹ÏEo –DM| ›o©Œ{ np} …ŠF ImkSo[mk} „ïF| ‹}²FÅ }‹�†F; …mksï ´sò …mkš †}{mkSE –DM ‰lkï 195 A²Vq ‰MsDg §}²X; „íXqV ©öL ©öIU ‰kï©ö} KUX} |§ 30 –Kpq ²©öDï F„êE‘é{p …mk 1993 mkSÊS}©M sS³²Ãq …mk cX{ð …ÏUd †qX‰mk …]pq 124,320 qXmk–ðq ‰ï.Lô KWq: 4000 q.‰ï.Lô ‹ÍF L§: mk|oë KD‹–ðpq ›´DÃö ‹Dï …¢X}: mk²M³M ‰lkï 5LðF¨} B›kï †q‘é}}: M] „ïq¨ÃÂö¥: [éª}: °kéoñ} ¢K}} †qª‘émk A²X †¥;

K}´]oñ ‹kAF ‰D÷ ©öL [ÌI qX²éM sDÈ}: mk-sêI q}p{ ‹‘AkDê} ›‹�†F †Šú †}oŒ�{: mkIÃöX ›kD ´| …mk H}oñ A²X I´pq ‰i‘éM}: ‰o´mkX} ]F¸} sDÈ …ŠF „ïF| ‹}²FÅ }‹�†F; ksï K[Sq ©öL sò³pq |§p A²X mkI´} egM} och¤¬M: ´ké‡M} K[D÷M} ÊDïºM: mkM‹mklX} mks§ ]‹Ïp} mkL—S o²F²Foñ} oSlIq} ópq |§ A²YM §Œ�{ê: I²ï ¹Gï^M M]›mk©öDê ©öL: koñ K}´]oñ sjN ´ké† …[VXH} kòqÏX©ö} I²ï sÏe¬ ´ké† KiÄ—oñ §mk¢{D÷M; ]Dsï sò³pq }‘éFc[mk s§Œ{ }I²ï oL†sïœM §{mkT; mk…}ÄT ´} {sï I³gñ …[VXH s§‹oF K}´]oñ: mk„ï© g{ð{ê ©öE£ ›²mkX: [lq ›…]X: ›chqF: I²ï s¢i‘éM} s¢o´mkX} M]›‰�‘é} †Mk…X –KÃö §{´]: B›kï §achëXSX: K}†[§ ›H_ I´} K{lmkY} |mk ›S‹�kD} A²Vq §]©©ö: …mk H©öI©ö s§Mq†ML}} ÏFF¥q} §{´];

‰M \—kò{ê ©öL †p A²X …mk ©ö‹�{q: †oñ B›kï ©öL …mk ]©q} ‰Xoq}: ópq |§p A²X ©öL |§ ‘éGêªq ‘éFc [lq KÄ‘oñ §‰�‘é} …mk K‘ª†p ©öL BE‘ |§p A²X …mk H©³ §‘©öi; ]Dsï£ †}k…X …mk –DM| ‰Msï –§{q oX†¨ ‹‹�[q ‰D÷:

B›kï |§ H}oñ A²X HEÏ{oë ÊDïጡ }—•ê ›[LM˜} I²ï ›‹�oF} K}´]oñ }‹�BFÈ ›dD];

…mksï sK} †sï Šmko} …mk –DM ›X‰l 195 A²Vq {sï SchüGï †sï sLF„ê K}´]pq chëÃöYM mkF‹— ‹}©ösï£ †Šú †}os§olBD: …mk A²X| sD÷ K}´]oñ ´} H© ŠmkrM I²ï s§‹oDê} egM s§mkD÷M} K}´]pq Œ§{ê }S‹�n; A²X| „íXqV |Ãö{q Šmk†qµ|ÃÏ ‘éGê©ö –Kpq …§²kSq} †}oŒ�{ ´} ‰M ²ïsò¥gñ K[³²U K}´]oñ „ïDê }k§{ê ]F¸} ›²ko ]X–q: I´} egM} }‰�§q´kX} —©öK ]F¸{ê }M}gI} ›oÊED¢ M]M\q †|MÃö„ }A²X| …mk ‰kï©ö p‰�òE …†q§g §X‰mk; Šmksï p‰�òE }M‘éĆ

©öL †£ ‰M ‰êDê –DM: B›kï „íXqV HEÏ{q ‘[ïªê I³gñ …[VXH ›‹�oF K}´]oñ …mk „íXqV ‹q‰F L—S HEÏ{q ‘[ïªê ‹[XHDê} ‹dD[Dê} sDÈ; B›kï |§ H}oñ A²X Šmk ›oÊED¢ A§L~q: …‘éV®} mkAôX} ›jK} kk§{ê cü}cü ›šSmk} ©… §‰�ê} †}kX …mk ÃöEF †p A²X L—S K[F} ´ké†} ‰MsDÈ: ópq §‰�ê} òLq |§p A²X mkHlX} mkL—S} |§ M¹dM} |§ MÏpI} HEÏ{q ‰MsDÈ MXª† ¢©öDï; …mkp A²X [EM: X´…q} M‹mklX} ›[Ï} sò³pq |§p A²X

´ké‡M} K[D÷M} M]›ÊFጡ} H© –LÃï †oñ Š�F† ©öL o–LÃï Œ§~M M] s§{mkT} †£; ksï K[Sq ©öL H© …ŠF |§ ImkSo[mk ‹mk©F †}‰D÷: †oñ Š�F† ‹‰E‰�DDê} …mk µ©ö{ê ©‘é ‹mkF} |§ ´©ö} §‰�‘é};

…mk „íXqV H© …‘éV®: mkAôX: ‘§ A§L~q }k§{ê ksï ]X–q okªïDê „ïFŠ ‹qšSmk s©öÏX †Šú †}os§Œ{: {Ï[ï ‘‰Ï [mk {|oë ILi oK‰êY} ]MmkVq} …DÈ MlF …Š�Dï †£; mk–kï„ê ©öL A²X }‰�‘éI] …mk M‹FŠ�F ›{kS}: …ÏV¤ …ŠF |§p A²X ›Œ�{} K}†[§ …mk ›HDË –Kpq s³¹N sD÷ ]©q} K‰V}: ´Ï—} …©V—} mk‘éGêªq dEq ÃöGïÏŠ ›‘骆 …§Œ{}; {œM K|†[§ ›‘D©q …© oIFÐ sE Ãkl} I[M} ©öL }‰�êDê IF| sDÈ [mk ‹H]n sôM …§Œ{}; †Mk…X ©cñ H}oñ A²X ‰M MŠ�ú}| Ko} …mk ²ïsò VBg} a´X} …mk {}I©öI©ö| }²mkY HF¨q} M©ö´³Ï} …mk BE‘ A²X|}: X´…q}: [EM} ÃöFg Šmk ADÈ: ‰êF| ©cñ A²X mkIFÌ ©öL †œM …mk ]©q …mk –ªï I²ï}: …mk ošLªï X´…q sD‘} A²Vq †}iK¹ „íXqV‘é¥} d}š …«pq} K}†[¥q|}: mkX[q ópq|}: BE‘ A²X|} ‰oH\]k|} ‰`iD|} §´l†; KWq} B›mk} chÄDï ›{mkT l†ppq |§p A²X Œ§~M: K}´]oñ ´| och¥¥U} ²ïsò¥‘é} †£; A²X| †qBDê: B›kï M]›BDê: I²ï} ]X–o I´} M]›q´kT †£; ‘D¬pq ›‰lkT} ›ÍchT} D÷Lð }I| |§ ÏiX} MqIFE§} K[Sq M]†{}ÃöÏ †£; D÷Lð ]X–o I²ï ›‹�oF K}´]oñ }‹�BF‘| mkHlX ©‘é †}okF|: mkTB KÄ„ï ÃölI …mk MqŠF †M{ K[Sq „ï| †{}mkX sD÷|; ]Dsï ‰êDê „íXqVgñ …mk ‘éa¹} ‘Ä„ï}: …]EL§} ‹X]q¥}}: mks§ …ÊEE§ {p …aHq mkDêÄq ‰ÌF| ›S‰�mk|¥ A²X M†}oñ ‹}—el: }‘éFc KE‰�ï §…‹F mkMlF {}I©öI©ö| }ÍchX} }oHED}; KmkÃö– [L†pq|}: pU‹� ‘D¬pq „íXqVgñ} M†}oñ VBg} e\{q} B›kï †}kX }‘éFc MF‰ï ]Ds§{kS;

KWq} B›mk} {lUK}´]oñ ´| och¥¥U

¨|] Hµ]EYSC-Los Angeles

Page 8

Page 10: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

My name is Tsegehans Weldeslassie. I was born on the 30th of September 1980 in Asmara when Eritrea was ruled by the Derg regime. My par-ents closely followed the struggle led by Eritrea’s freedom fighters and having grown up during that time, I, like every child and human being, had my own dreams of freedom.

I was lucky to have experienced the day we re-ceived our independence in Eritrea. Every one jumped and sang in the streets. At that time, most people weren’t asking about what exactly the future would bring, what kind of economic devel-opment we would strive for, or how exactly our political system would look like.

At that time, all I could think of was what to con-tribute to my country’s development, to help my family and to build a future of my own. In 1994, when an official announcement about the start of the 18 months military training was made I proud-ly wished to be part of that. Little did I know what would follow…

Ziggy’s Treacherous Journey

Tsegehans Weldeslassie EYSC-Italy

In 1998, I finished high school. I passed the national exams and was ready to continue my higher educa-tion in the only university there was, the University of Asmara. When I was in my 3rd year of studies, things changed. At that time, there was an open clash between university students and the Eritrean gov-ernment where we openly showed disagreements. It was something unseen of, because we opposed them publicly and did not want to accept their usual orders. This was something the government (PFDJ) could not accept and they started taking students from their homes and out of the campus. I was one of them. I was taken to prison where I was locked up for around two months.

While I was in prison we heard about the imprison-ment of the G15 and of the journalists following a clamp down of all independent newspapers. It was on that day that I suddenly realized we had never been free and that we were now colonized by our own leaders.

Page 9

Page 11: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

After I served my prison sentence and after a harsh warning from the authorities I continued my education and graduated in Mathematics at the University of Asmara in 2002. After my graduation I started my National Service and was ordered to join as a math teacher in one of the many military camps. But after 18 months I was not released from service. It was then already clear that national service had no time limit and no one was allowed to question that. In 2004, I stayed away from my teaching duties for 1 week and paid heavily for it. I was again imprisoned, this time for six months in a place called Enda sefa (shadushay werar)....we received very bad treatment and 40 of us were locked together in a room of 4m by 5m. When I entered the prison I met youths in there who had been forgotten for many years. All of them stayed there for a long time, but among them were some who had been left in the cell for entire 10 years without any trial, and that broke my heart. Their sin was that they were Johova Witness. During my entire stay we were given lentils (Addes) to eat and I was told by the others that they had not eaten

anything else for 10 years. When I was released for a second time I stopped working as a teacher and started living in my own country as an illegal per-son. I worked in a hotel but knew I was not able to hide for that long. This is when I planned to leave the country.

My decision to leave was due to the lack of free-dom to speak. There was no freedom to learn, work, or to choose what you want to be. It made the decision somewhat easy and in March 2007, I started my trip towards the Sudan without telling my family and without saying goodbye.

To cross the border from Eritrea to Sudan is a very dangerous step. If you get caught you will get about 5 years imprisonment under awful condi-tions. If you try to run, they kill you. I travelled with some others by foot through the night without any food to eat. Finally, we reached the border of Sudan where the Sudanese police searched us and took all the money we had on us before they put us in a camp. I stayed for two months in that camp.

Page 10

Page 12: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

Later, I made it into Khartoum after my uncle in the US sent me some money.

But Sudan was not very safe for us, I did not feel secure and there was no work, so I decided again in May 2007 to continue my journey towards Europe. I started the a very long journey: crossing about 5000 km of desert in a car. I imagined that the desert wouldn’t going to be a simple trip but I didn’t imagin it would be that difficult. We were driven by several mafia groups who divided the journey into three parts. At each exchange we had to pay $850 all the way from Sudan to the boarder into the city of Tripoli. 65 people were packed into three Toyotas with very little food…. Among us girls, old men and children. The hardest part was not knowing which direction we would go to and what would happen next. It was very hot at 40 degrees and we travelled like this for 10 days. On the 11th day however the car broke…..we cried and we prayed to God to do some kind of miracle for us. Everybody was praying, even those who didn’t believe in God. Among us was a 12 years old boy, I remember. He was so terrified and scared that he started vomiting and wetting himself. After one day and half they managed to fix the car. We had somehow survived on biscuits and very little water.

We finally arrived at a place called Kufra which is located at the south east of Libya. There, the mafia bosses reduced the three cars to two putting over 30 people into a single Toyota Pick-up. They drove very fast and we asked them to slow down, as people were vomiting. But they had no ears to hear us. We trav-elled three days without rest.

In the third night we entered a town called Bijlavia and after 19 days we received water to wash our face. This was the end of the desert trip. Now we had to attempt the difficult trip to enter into the capital city of Tripoli. The mafia group started deals with us and asked for more money. We had to pay 300 –400 dol-lars more otherwise they would have thrown us back into the desert. Near the city they tied us down like goods and covered us with a tent in order to cross the check points. Finally, after 22 days between life and death we arrived in Tripoli. In Tripoli, I had to search for a place to stay. Libya is one of the worst cities to be in if you are from another African Country. They started insulting us badly on

the streets. We rented a room, 5 of us, where we decided to stay until we would be able to cross the Mediterranean Sea by boat. For the boat trip I had to get $1200. I started calling everybody I knew in this world, friends, and family. Some said they would not be able to help me to cross the sea, others said they had no money. I was so desperate to reach Europe. In the end, I found a friend who helped me with $1200. I was so happy and prepared to risk my life with this money.

We connected to a Libyan Mafia member who asked all of us to wait in a location near the sea until the boat was ready. There were 250 of us and he collected a total of 300,000 dollars from all of us. He told us to be ready. Then he left for about two hours. Around 2.00 am I heard people shouting “POLICE” we started jumping out of the window and run with no direction. We just run, without knowing where we were going. I was so scared. And so sad knowing that I would never be able to receive the money again to pay for the boat trip. Among our group were pregnant wom-en, women with babies, and children. They caught about 150 people, as I found out later. A hundred of us managed to escape. During that night the police were everywhere in the town searching for us. I knew I had to do something to save my life.

At 4.00 AM I saw the habitants were going to the mosque and I quickly decided to enter with them so that the police wouldn’t find me. When the sun came out I could then maybe manage to get a taxi or bus to take me back into the city. I was the only black person in the mosque and I did not know how to pray. If they found out I was a Christian they would probably kill me or torture me or take me to the police, I thought. To survive, I copied what they were doing. I started washing my face and my hands like them. They looked at me but I resisted to let fear overcome me and started moving my lips like I was praying. When mosque finished everybody started to leave and go home, so I had to leave, too. I did not speak much Arabic otherwise I could have asked them to give me a lift. I sat under a tree and waited until the taxis started driving in the morning and I took one back to Tripoli. Without a penny in my pocket I went back to my old room mates who made it clear to

Page 11

Page 13: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

me how lucky I had been, but I just saw the fact that for me there was now no way to leave.

After some time I heard that there was an op-portunity to go on a boat without payment if you learn the GPS and you drive the boat with people yourself. I made a special connection and was given the responsibility to drive 56 people through the sea.

The day came, the day of trying you life. It was the 30th of September 2007. It was my birth day. ‘Happy birthday, Tsegehans’, I told myself. The trip started at 3’o’clock early in the morning. We were 56 people of 6 different nationalities in a life guard boat that was not made for transportation. Water was coming into the boat, so we organized ourselves to throw the water out. We spent 4 days on the sea with hardly any water or food. Finally, we managed to reach Lampadosa in Italy. Fin-ger prints were taken and we were touched with gloves. Noone gave us food when we arrived.

After some time they moved me to a place called Crotone where I was able to ask for asylum. After six month, in March 2008, I received my papers. I was happy that I was at least able to live legally in this country. The Crotone camp gave us a train ticket to Rome. But when I entered Rome I had again no place to sleep. My friends showed me a place where I could ask for food. I decided to leave Rome and try it in Milan. I wanted to start Italian school and work, but there was no one that could

help. So I ended up sleeping with some refugees near a train. It was a very hard time with no outlook, no money, no job, and no place to wash myself. The only thing I received help with was at Caritas where I would receive some food for lunch and dinner from Monday to Saturday. There, we were also allowed to wash twice a month.

Everything became very hard to endure. I continued to ask around for help. But there was none. I was so tired of life and of being someone with no country. In June 2008, I went to France to attempt to cross the channel into the UK. After one month of trying I managed to enter the UK on the 4th of August 2008. But even there I wasn’t lucky and ended up in detention upon my ar-rival. They sent me back to Italy.

At the university in Milan they accepted my applica-tion but they asked me to validate my diploma at the Eritrean Embassy in Italy. So I went to the embassy and asked them to confirm that my diploma was valid. They told me that I was not Eritrean, but a traitor and that I had to first fill in an apology form, and then pay the 2% tax, which was impossible for me. I asked the embassy staff how I was supposed to pay, as I had just entered Italy and never worked. I was told it was my obligation in any case. I responded: ‘If I can learn and help myself, then my family, only then can I be helpful to rebuild my country’. I was told to pay or leave the office, they had no time for people like me. ‘What a shame’, I responded, ‘having such people in the office of my beloved country…’.

Page 12

Page 14: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

1) What is Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC)?EYSC is a non-partisan independent organization founded by young Eritreans to help bring about democratic change in Eri-trea. It strives to accomplish this mission by motivating young Eritreans and those who are young at heart to be part of the grassroots movement based on the core principle of Eritrean Solutions for Eritrean Problems.

2) What does it mean to believe in of “Eritrean Solutions for Eritrean Problems”?It starts with the clear understanding of the issues in our country and for its citizens to take a primary role in solving them without the interference of outside forces. It also means taking a firm grip on the “stirring wheel” of change and to be in fully engaged in the decisions that affect the future Eritrea and its people. Furthermore, it means to believe that the strategies to remove the dictatorship of Isaias Afeworki and the type of democratic system that will subsequently be erected can only be accomplished by the collective desire and popular partici-pation of the Eritrean people.

3) What does it mean to reject the interference of outside forces?This simply means that we will unequivocally not allow outsid-ers to plan and decide the current and future affairs of Eritrea, which should be left for its people to decide.

4) Doesn’t this sound like we are rejecting help from the inter-national community?Absolutely not. As part of the international community we will always need diplomatic and political support. Our cause de-serves such support which should be based on mutual respect. The international community will benefit from a stable, peace-ful and democratic Eritrea that will be able to play a significant role in influencing regional stability and prosperity. However, any support can not go beyond that and delve into planning and executing the democratization of our country.

5) In that case, why do we need to call for the international community to sanction the PFDJ and lobby to pressure the Isaias regime?In 2009, the United Nations (UN) passed a resolution to sanc-tion the PFDJ regime. As such, member countries have the duty to implement the resolution in their respective countries. Therefore, to call for the implementation of the sanctions is not to delegate our duties and responsibilities to others but to remind the world community to take actions based on their obligations to international law.

6) As long as the dictatorship of Isaias Afeworki is removed from power, why does it matter if any country plays a pri-mary role in doing so?The fact is that any country can not be expected to place the

interest of the Eritrean people ahead of that of its own. If we allow another country to take the leading role to resolve our issues, our national interest will always be placed secondary which will not be bring us a solution but inevitability prolong the suffering of our people.

7) EYSC sounds like it is unduly worried about Ethiopia and may even come off as Ethiophobic. The PFDJ regime has also become cancerous to the Ethiopian govern-ment. Why wouldn’t the Ethiopians not want to see the removal of the dictatorship of Isaias?At this time, Ethiopia is not worried about any threat that can come from the PFDJ regime. It considers Isaias Afeworki as a toothless, old lion who does not have any capacity left. The regime actual war is now with the Eri-trean people and not with Ethiopia. That is why it is hard to assume that Ethiopia has the right incentive or desire to shorten the life of the dictatorship.

8) Ethiopia is providing refuge to Eritreans; it arms and provides a base for the opposition. What exactly would we want it to do?What Ethiopia has done to take care of Eritrean refugees is indeed commendable. It is true that, relatively speaking Eritreans are safer in Ethiopia than they are in neighbor-ing counties. However, this does not automatically mean it wants to shorten the life span of the dictatorship in Eritrea. For instance, it could have accepted the imple-mentation of the Eritrea-Ethiopia Boundary Commission and deny Isaias his ultimate excuse. As a result, Isaias has effectively used Ethiopia’s refusal to prolong his despotic power and the Eritrean people continue to view Ethiopia suspiciously.

Furthermore, we only have witnessed the birth of yet newer Ethiopia-based opposition fronts and groups and none of them have thrived over the years. Even though, some of that can be attributed to the weakness of the opposition, it also has something to do with the direct interference by Ethiopia, a fact many opposition leaders know too well.

Therefore, what is expected of Ethiopia is to implement the Boundary Commission’s decision, demarcate the border and stop meddling in the affairs of the Eritrean opposition forces.

9) What is EYSC’s opinion of opposition groups who have offices in Ethiopia?There is absolutely nothing wrong with having an office in Ethiopia. A neighboring county can actually be the best place to be in order to ensure the interest Eritrea and its

EYSC - FAQs

Page 13

Page 15: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

people, if there is a atmosphere that allows it. However, if there is conflicting agenda of the host country and that of the opposition forces, we can always assume the host country will ensure its interest will take precedence. Directly or indirectly, interference will be inevitable.

10) Does this mean EYSC views Ethiopia as an enemy state?Not at all. Ethiopia is not our enemy. It is a county that is putting its interest first and that is respected. Similarly, we as citizens of Eritrea will work to advance Eritrea’s interest first. We should be proud of this. As we respect Ethiopia for putting its interest first, we expect Ethiopia to respect Eri-treans who do the same. Mutual respect can only go both ways; and respect is earned when is based on an indepen-dently built infrastructure.

11) Some say EYSC is not interested in working with any organization or group based in Ethiopia. Is this correct?Not at all. EYSC is an independent movement whose sole goal and priority is to advance the interest of the Eritrean people. Therefore, it is always open and ready to work with any group, political or civic organization – regardless where they are based - whose agenda does not conflict with EYSC’s priority.

12) What is EYSC principle of resistance to remove the PFDJ from power?EYSC firmly believes that Isaias Afeworki’s dictatorship can be deposed by the power of and pressure from the Eritrean people, inside and outside the country. In order to enable this, EYSC will play its role in increasing the public’s political consciousness, revitalizing the fi ghting spirit of the youth, and aiming its struggle at the core of the problem, the dic-tator Isaias Afeworki and his destructive systems.

The power base of the regime is complex, but it stands upon four key pillars of tyranny: political, economic, intel-ligence/security and military. The military pillar largely comprises of forcibly recruited young soldiers who gen-erally view the system as repressive; therefore, this pillar should not be viewed as genuinely belonging to the tyrant. This force can, in fact, join the democratic movement and become part of the solution at any time. However, the other three pillars, its intelligence/security, political, and economic backbone, are the very source of the regime’s power and misguided support. All need to be addressed, but it is sufficient and resource efficient to take out just one, and the dictatorship would be dismantled. EYSC will focus on “political defiance”. It will deliberately challenge PFDJ in the Diaspora and inside Eritrea by disobedience, protest, and the relentless attacking of their power sources allowing no room for continuous support and submission. This way the dictatorship loses the most important base of its power system and virtual legitimacy: its own dependency on the Eritrean people.

Therefore, EYSC continues to focus on dismantling the supporting pillars of the regime by conducting political campaigns, exposing the despicable nature of the regime

to the world community, organizing public demonstrations and lobbying influential world leaders and politicians. In order to support this vast endeavor EYSC is currently running a short wave radio program (EYSC Radio) that broadcasts into Eritrea twice a week, a television program (EYSC TV) that airs twice a month and is effectively using social media such as Facebook, Twitter, You-Tube to organize actions aimed at weakening the dictatorship’s powerbase.

First, you need to read EYSC’s Vision document which can be found at www.eysc.net. It will help you a clear picture of what EYSC is about. Then go to the section that says “Join Us”, fill the form and submit your application. In the form you will be able to indicate in what capacity you would like to participate.

14) How much is the membership fee and how do I make a pay-ment?Membership fee is $120 per year and you can make your payment using EYSC PayPal account here.

15) There are press releases and announcements that are posted on social media and other sites. How can one tell if it is an authentic press release from EYSC?All official press releases from EYSC will be posted on www.eysc.net. You can always verify the authenticity of any post by compar-ing it to what is posted on EYSC’s website.

16) I would like to learn more about your actions and follow you via social media. Where can I find you?On Facebook, look for EYSC’s Facebook Group. Follow us on Twit-ter @EYSC_Eritrea. Or you can send us an email via [email protected]

Page 16: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

መንእሰይ ዲናሞ ለውጢ’ዩ ክበሃል ሰሚዕኵም ትኾኑ፡፡ ሰረት እዚ ኣበሃህላ እዚ ካበይ ከም ዝምንጩ እውን ኣይትስሕትዎን፡፡ እቲ ከመይ መንእሰይ ክበሃል እንከሎ ዘማእክሎ ክሊ ዕድመ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እኳ ዝፈለለ እንተኾነ፡ መንእሰያዊ ሓይሊ ዘንጸባርቖ ግዳማዊ ጸዓት ንመንእሰያዊ መልክዕ ከተለሊ ካብ ዝሕግዙ ኣዝዮም ብዙሓት ረቛሒታት ውሑዳት ኣብነታት ምትንታን ጥራይ ኣኻሊ ይመስል፡፡ መንእሰይ ብባህሪኡ ተዓጻጻፊ ኢዩ፡፡ ንኵነታት ድማ በብመድረኾም ገጢሙ ንዘይንቡር ኩነታት ናብ ንቡር ዝቕይር ደርማሳዊ ሓይልን ክእለትን ይውንን፡፡ መንእሰይ ብባህሪኡ ኣብ ሕሉፍ ዘይነብር ንቐጻሊ ለውጢ ዝብህግ ኣካል ሕብረተሰብ ኢዩ፡፡ ለውጥን መንእሰይን ዘይነጻጸሉ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት እዮም ክበሃል ይከኣል፡፡ መንእሰይ ደፋር ኢዩ፡፡ እዚ ማለት ንዘይተዳህሱሱ ሓደሽቲ ምህዞታት ብድፈረት ኣትዩ ናብ ገዛእ ረብሕኡ ናይ ምቕያር ሓይሊ ይውንን፡፡ መንእሰይ ርቡጽ ኢዩ፡፡ እዚ ባህርይ እዚ ንግዜን ኵነታትን ብተዓጻጻፍነትን ናህርን ኣብ ረብሕኡ ናይ ምቕያር ዓቕሚ ከም ዝህልዎ ይገብር፡፡ እንተኾነ ባህሪያት መንእሰይ ሓደ ሓደ እዋን ናብ ኣንጻር ረብሓታቱ ከዘዝዉ ይረአዩ እዮም፡፡ ንኣብነት ብሰሪ ዋሕዲ ተሞኵሮን ብስለትን፡ መንእሰይ ሃንደበታዊ ዝወስዶም ውሳኔታት ተመሊሶም ኣብ ሓደጋ ከውድቕዎ ይርአዩ፡፡ እዚ ድማ ክንየው ህልው ኵነታት ኣርሒቕካ ራኢ ዘይምውናን ወይ’ውን ድሕሪ መጋረጃ ዝእለሙ ጥጅኦታት መሚኻ ዘይምፍላጥ ዝኽሰቱ ሓቕታት ኢልካ ምሕላፍ ይከኣል፡፡

ተራ መንእሰይ ኣብ ህላዌ ኤርትራ እቲ ዝበረኸ ባይታ ዝሓዘ ኢዩ፡፡ ታሪኽ ኤርትራ ብታሪኽ ጀጋኑ መንእሰያት ዝተዓስለ ኢዩ፡፡ ርሑቕ ከይከድና እቲ ኢትዮጵያውያን ክሳብ ሕጂ ዝንየትሉ ንግራዝያኒ ንምቅታል ዝተፈተነ ምዑት ተበግሶ ብኣብርሃ ደቦጭን ሞገስ ኣስገዶምን ኣብቲ እዋን ኤርትራውያን መንእሰያት ምንባሮም ዝዝንጋዕ ኣይኮነን፡፡ ድሕሪ ስርዓት ሃይለስላሴ ንፈደረሽን ኤርትራ ምፍራሱ ዝተራእየ ውዕውዕ ናይ ተማሃሮ ናዕቢ፡ መንእሰያት ዝሓቖፈ ተበግሶ ኢዩ ነይሩ፡፡ ብዓብዩ ሰውራ ኤርትራ በቶም ኣብቲ እዋን እቲ መንእሰያት ዝነብሩ ተወሊዑ ጥራይ ዘይኮነ፡ መስተንክር ዝኾነ ጅግንነት ተፈጺሙ ኤርትራ ነጻ ሃገር ንኽትከውን እውን ረዚን ዋጋ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ መንእሰያት ህይወቶም ከፊሎም ኢዮም፡፡

ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ኣብ ክሊ ንእስነት ዝነበረ መንእሰይ፡ ንብሩህ መጻኢት ኤርትራ ብትስፍው ራኢ እንዳማዕደወ፡ እጅግኡ ሰብሲቡ ብሰሪ ሰላሳ ዓመት ዝበረሰ ዝርካቡ ትሕቲ ቅርጺ ኤርትራ ካብ ባይታ ንምልዓሉ ተበጊሱ ነይሩ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፋልማይ ዙሩያታት ሳዋ እውን እንተኾነ ብኹፉት ልቢ እዩ ተቐቢልዎ ነይሩ፡፡ እንተኾነ እቲ ንህ.ግ.ሓ.ኤ መሪሑ ዝኣተወ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድጕል ሕልሚ ነይርዎ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ሃሙን ቀልቡን ኣብ ዱርኩኺት ናጽነት ከሎ፡ ንሱ ብኸመይ መንገዲ ስልጣኑ የጣጥሕ የሰላስል ነይሩ፡፡ ድሕሪ ናጽነት ልዕሊ ዝኾነ ይዅን ሓይሊ፡ መንእሰይ ወለዶ ከም ዘስግኦ ኣንዳዕዲዑ ስለ ዝፈልጥ፡ ፈለማ ብፍንው ናይ 1990 ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝጀመሮ ናይ ምልማስ ዘመተ፡ ናብቶም ዝነአሱ መንእሰያት ከም ዝሰጋገር ብምግባር መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ቀጻሊ ኵናትን ወረ ኵናት ከምዝጽመድን ርግኣት ከም ዝስእንን ገበሮ፡፡ ስዒቡ ድማ ኣብ 1998 ዓ.ም ምስ ኢትዮጵያ ዶባዊ ግርጭት ብምኽፋት ንመንእሰይ ኤርትራ ግዳይ ኵናት ገበሮ፡፡ ብድሕሪ ምፍራም ውዕል ኣልጀርስ እውን እንተኾነ፡ ንመንእሰይ ኤርትራ መጻኢ ዕድሉ ጅሆ ስለ ዝሓዞ፡ ዋሕዚ ስደት ብኡንቡኡ ወሰኸ፡፡ ነዚ ሕጂ ፈቖዶ ሲናይን ሜዲተሪያንን ንርእዮ ዘሎና ዘስካክሕ ፍጻሜ ድማ ጠንቁ ንሱ እዩ፡፡

ካብ ዋሽንግቶን ዲሲ ስጋብ ቦሎኛ ኢጣልያ

Page 15

Page 17: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

እምበኣርከስ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ንመንፈስካ ለሽ ኣቢሉ ሃገራውነትካ ዘጽልአካ ኵነት፡ መንእሰይ ኤርትራ እንደገና ተበራቢሩ ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ክስለፍ ኢዩ ኢልካ ምጽባይ ልክዕ ጽውጽዋይ ግሪኻውያን ትንሳኤ ፎኔክስ ምብሳር ጥራይ ኢዩ ዝኸውን። እቶም ከይተሓለሉ ንምሕደራ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ንዓመታት ዝበድሁ ጀጋኑ ሓርበኛታት ግና፡ አብ ስደት መቃለሲ ባይታ ፈጢሮም ምጽንሖም ንቀጻልነት ቃልሲ ዘይናዓቕ አበርክቶ ገበረ። ቀጺሉ አብ 2001 ዓ.ም ብመንእሰያት ኤርትራ ዝተራየ መድርኽ ንቀጻሊ ቃልሲ ሓድሽ በሪ ከፊቱ ክበሃል ይከአል። ድሒሩ አብ 2011 ዓ.ም ዝተራእየ ምዕባለ ብዘይ ምግናን ትንሳኤ መንእሰያት ኤርትራ ዘበሰረ ታሪኻዊ ምዕራፍ ተኸፍተ፡፡ ልክዕ ኢዩ ኣብ ግብጽን ቱኑዚያን ከምኡ ኢሉ ናብ ኩሉ ዝለሓመ ሱናሚ ለውጢ ኣብ መንፈስ ኤርትራውያን መንእሰያት ድርኺት ወይ ጽልዋ ኣይነበሮን ክበሃል ኣይከኣልን፡፡ ነዚ መድረኽ ዝፈጠሮ ሓድሽ ናይ ተስፋ ለውጢ ኣብ ረብሓ እቲ ድምጹ ዝተዓብሰ ህዝቢ ንምውዓል፡ ኣብ የካቲት 2011 EYSC ነቲ ብ ሰውራ 2.0 ዝፍለጥ ወፍሪ ብዕሊ ከፈቶ፡፡ እዚ ሶሾል ሜድያ ዝመደበሩ ምንቅስቃስ ድማ ኣብ ሓጺር እዋን ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኣባላት ኣመዝገበ፡፡ ነዊሕ ከይጸንሔ ምስቲ ኣብ ባይታ ኮይኑ ንነዊሕ ዓመታት ምዑት ቃልሲ ከካይድ ዝጸንሔ ብመንእሰያት ዝምራሕ EYC ዝበሃል ማሕበር ኣብ ሓደ ብምሳማር “ ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራዊያን” ዝብል እዋናዊ ቴማ ብምልዓል፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ፡ ሙሉእ ብሙሉእ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተመወለ ኮንፈረንስ ንምክያድ ኣብ ስራሕ ተጸምደ፡፡

”ሽግር ኤርትራውያን ፍታሕ ብኤርትራውያን”

Page 16

Page 18: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

ኮንፈረንስ ዲሲ ዋላኳ ኣብ ትሕቲ “ ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራዊያን” ዝብል ቴማ ይሰላሰል ደአምበር፡ እዚ ቴማ’ዚ ኣብ እዋን ኮንፈረንስ ዝተማህዘ ቴማ ዘይኮነስ፡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ነዊሕ ዕትብቲ ዘለዎ፡ ምስ ባህልን ያታን ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይነጻጸል፡ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ንምርግጋጽ ዝኸፈሎ ሰፍ ዘይብል ዋጋ ዝሓቖፎ ኤርትራዊ ሕላገት ኢዩ፡፡ እዚ ቴማ እዚ መንፈስ ኤርትራዊ ሃገራውነት ከም ብሓድሽ ኮሊዑ፡ ኤርትራዊ ክብሪ ናብ ለዓቱ ንምምላስ ኣብ ዝገበር ሓያል ቃልሲ ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ኢሰያስ ብድሎ ንምልዓል ዝዐለመ እምበር ኣብ ውሽጢ ከርሱ ዝሰተሮ ውስጠ-ዘ ኣይነበሮን፡፡ እዚ ቴማ እዚ ነቲ መንፈስ ተጸባይነት ተጸዓዒንዎ፡ ሃገርን ህዝብን እንዳጠፍኤ ኢዱን እግሩን ኣጣሚሩ ናይ ማዕዶ ተዓዛቢ ኮይኑ ዘሎ ክፋል ሕብረተሰብና ስቕ ኢልካ ዕጫ ሓንቲ ሃገር ባዕሉ ክጽብቕ ምጽባይ ልምሰት ድኣ እምበር ልቦና ከምዘይኮነ ንምዝኽኻር ኢዩ፡፡

እንተኾነ ገለ ባእታታት ነዚ ቴማ እዚ ካብ ልክዑ ንላዕሊ መጢጦም፡ ፖለቲካዊ ቅኒት እንዳመሃዙ፡ ዘይመልክዑ ከትሕዝዎ ኣይተራእዩን ማለት ኣይኮነን፡፡ እዚ ቴማ እዚ ነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ንነዊሕ ዓመታት ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ኢሰያስ ዝቃለሱ ዘለው ኣካላት ንምህራም ዝዓለመ ኢዩ ዝብሉ ጻሕተርቲ ጽልኢ እውን ኣይተሳእኑን፡፡ እዚ ብግስ ከይበለ ዝቦኽቦኸ ርካሽ ፖለቲካ ኢዩ፡፡ እቲ ካልእ ማእዝን ነዚ ቴማ እዚ ለዓቱ ንምስማር ዝተወርወረ ፍለጻ ድማ ምስቲ “ርእሰ-ምርኮሳ” ዝብል ፈሊጥ ህ.ግ.ደ.ፍ ብምትሕሓዝ ነቲ “ ብጽፍርና” ዝብል ጭርሖ ህ.ግ.ደ.ፍ ብምዝኽኻር፡ ህግደፋዊ ቴማ ኢዩ ክብሉ እውን ዘይፈተኑ ኣይኮኑን፡፡ እንተኾነ እዚ ክርዳድ ካብ ስርናይ ክፈሊ ዘይጽግሞ ለባምን መስተውዓልን ህዝቢ፡ ነዚ ቴማ እዚ ምርኵስ ገይሩ ብመንእሰያት ዝተጸውዔ ኤርትራዊ ኮንፈረንስ ዕውት ንምግባር ኣብ ሓጺር እዋን ወጻኢታት ኮንፈረንስ ብምሽፋንን ናብ ዲሲ ብምውሓዝን ታሪኻዊ ኮንፈረንስ ኮይኑ ክወጽእ ኣኽኢልዎ ኢዩ፡፡

EYSC ቅድምን ድሕርን ኮንፈረንስ ብውሽጥን ብደገን፡ ህዝብን ታሪኽን ሓርነታዊ ቃልሲ ዘይርስዖ ድቦላታት ወዲቕዎ እዩ። ነዚ ኩሉ ዘኢትነገር ወደቓታት ግና አብ ሓቀኛ መስመር ቃልስን ታሪኽን ኮይኑ በዲህዎን ገና እውን ይብድሆን አሎ። ብመኻልፋት ከይተዓናቐፈ አብ ጓል መገዲ ከይሃለኸ፡ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ አብ ምብርባር ኩሉ መዳያዊ መኸትኡ ክቕጽል ከም እንኮ አማራጺ ወሲድዎ ይርከብ። ብውሑድን ድሩትን ዓቕሚ ናይ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ክልተ ጊዜ አብ ሰሙን ናብ ውሽጢ ኤርትራ ይፍኑ። ሓድሽ ፈነወ ቲቪ ጀሚሩ አብ መጻኢ ብዝበለጸን ዝሓየለን ከማዕብሎ አብ መደብ አሎ። ብሶሻል መድያ ዝግበር አንጻር ህግደፍ ዘቕንዔ ስረሓት አብ ምውህሃድ ዘይናዓቕ አበርክቶ አብ ምግባር ይርከብ። እዚ ኩሉ ድማ ሽግር ኤርትራውያን ፍታሕ ብኤርትራውያን አብ ዝብል ስነ ሓሳብ ዝተሰረተ ክውንነት እዩ።

ጕዕዞ እዚ ቴማ ግና ኣብ ዲሲ ደው ዝብል ወይ’ውን አብ ቦሎኛ ዘብቅዕ ኣይኮነን፡፡ እቲ ከመይ ገባቲ ስርዓት ኢሰያስ ክሳብ ዝሃለወ፡ ጠንቒ ኵሉ ኤርትራዊ ሽግር እውን ንሱ ስለ ዝኾነ፡ ፍታሕ ከነናንዲ ግድነት ስለ ዝኾነ፡ ሕጂ እውን ከም ትማሊ እምንቶና ኣብ ህዝብና ገይርና ናብ ቦሎኛ ነቒልና ንርከብ።

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYSC)

Page 19: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

462 Santa Clara AveOakland, CA 94610

Tel (510) 444-1800 caferomanat.com

CAFE ROMANAT

Page 20: CHANGE - Quarterly Magazine of EYSC

EYSCwishes all participants of

the 28th Annual Eritrean Sports Festival in

San Diego, California,a successful and enjoyable event.

Follow EYSC via the following media channels www.eysc.net


Recommended