5
03-04-2014 ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ከም ብሄርን ፖለቲካዊ ውድብን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ተርU ዝጻወተሉ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ተሓቢሩ። ካብ ሕሉፍ ታሪኹ ተሞርኲሱ ክውስንስ ይትረፍ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ Eድል ተሓሪሙ ከርፋሕ ሂወት ኣልዩ ኣብ ዓወት ዝበጽሐ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኲናማ ኤርትራ ከም ብሄርን ፖለቲካዊ ውድብን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ተርU ዝጻወተሉ ደረጃ ከም ዝበጽሐ Eውድብ ገሊጹ። ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ነዚ ዝገለጸ ጽምብል መበል 19 ልደት Eውድብ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጸO መግለጺ ኮይኑ ንቐጻሊ መሰል ብሄረ ኲናማ ኣብ ከባብያዊ ምምሕዳሩ ብዝምልከት Eውድብ ዘይሳተፈሉን ብኻልOተወሲኑ ዝኸደሉ Eድልን ከም ዝተዓጸወ ኣብሪሁ። Eድማ ስርዓት ህግደፍ ኣብ መንጎ ብሄር ኲናማ ዘተኣታትዎ ዘሎ ጽልI Eውድብ ይወስዶ ብዘሎ ዝተፈላለየ መጥቃEህልውንU ከረጋግጽ ምብቕU ዓቢ ዓወት ተባሂሉ ክግለጽ ከም ዝኸኣለ ኣስሚሩሉዩ። Eውድብ ኣብ Eስርዓት ህግደፍ ጀሚርዎ ዘሎ ናይ ለውጢ ቓልሲ ምስ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ዓሲሉ ወትሩ ብትግሃት ከምዝሰርሕ ኣብቲ ብምክንያት ልደት ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኲናማ ኤርትራ ዘውጽO መግለጺ ኣረጋጊጹዩ። -----------------------------------------------------///////////////////------------- --------------------------------

News 03-04-2014

Embed Size (px)

DESCRIPTION

ethiopian Kunama news in Tigrigna !! ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ከም ብሄርን ፖለቲካዊ ውድብን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ተርU ዝጻወተሉ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ተሓቢሩ።

Citation preview

Page 1: News 03-04-2014

03-04-2014

ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ከም ብሄርን ፖለቲካዊ

ውድብን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ተርU ዝጻወተሉ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ተሓቢሩ።

ካብ ሕሉፍ ታሪኹ ተሞርኲሱ ክውስንስ ይትረፍ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ Eድል ተሓሪሙ ከርፋሕ

ሂወት ኣልዩ ኣብ ዓወት ዝበጽሐ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኲናማ ኤርትራ ከም

ብሄርን ፖለቲካዊ ውድብን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ተርU ዝጻወተሉ ደረጃ ከም ዝበጽሐ Eቲ

ውድብ ገሊጹ።

ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ነዚ ዝገለጸ ጽምብል መበል 19 ልደት Eቲ

ውድብ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጸO መግለጺ ኮይኑ ንቐጻሊ መሰል ብሄረ ኲናማ ኣብ ከባብያዊ

ምምሕዳሩ ብዝምልከት Eቲ ውድብ ዘይሳተፈሉን ብኻልOት ተወሲኑ ዝኸደሉ Eድልን ከም

ዝተዓጸወ ኣብሪሁ።

Eዚ ድማ ስርዓት ህግደፍ ኣብ መንጎ ብሄር ኲናማ ዘተኣታትዎ ዘሎ ጽልI Eቲ ውድብ

ይወስዶ ብዘሎ ዝተፈላለየ መጥቃEቲ ህልውንU ከረጋግጽ ምብቕU ዓቢ ዓወት ተባሂሉ

ክግለጽ ከም ዝኸኣለ ኣስሚሩሉ’ዩ።

Eቲ ውድብ ኣብ ልEሊ ስርዓት ህግደፍ ጀሚርዎ ዘሎ ናይ ለውጢ ቓልሲ ምስ ደምበ ተቓውሞ

ኤርትራ ዓሲሉ ወትሩ ብትግሃት ከምዝሰርሕ ኣብቲ ብምክንያት ልደት ዲሞክራስያዊ

ምንቅስቓስ ሓርነት ኲናማ ኤርትራ ዘውጽO መግለጺ ኣረጋጊጹ’ዩ።

-----------------------------------------------------///////////////////-------------

--------------------------------

Page 2: News 03-04-2014

03-04-2014

ኤርትራ ካብ መጻረይ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ምስሓባ ኣብ ታሪኽ ኩEሶ Eግሪ

ኤርትራ ዘሕፍር ፍጻመ’ዩ ክብሉ ዜጋታት ገሊጾም።

ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብሉጻት ተጻወቲ ክተፍሪ ዝኸኣለት ኤርትራ ኣብዚ Eዋን’ዚ ብሰንኪ

ህድማ ተጻወቲ ካብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ምስሓባ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ዘሕፍር ፍጻሜ’ዩ ክብሉ

ገዳይም ተጻወትን ኣሰልጠንትን ከም ዝገለጹ ሬድዮ ኤረና ሓቢራ።

ዋንጫ ኣፍሪቃ ካብ ዝተጀመረሉ ኣትሒዙ ምስ ሃገራዊት ጋንታ I/ያ Eናተሰለፉ ዝጻወቱ

ዝነበሩ ኤርትራውያን ተጻወቲ ድሕሪ ናጽነት ኩEሶ Eግሪ ሃገርና ኣብ ጥርዚ ክበጽሕ ደኣ’ምበር

ብኸምዚ ክዛዘም ትጽቢትና ኣይነበረናን ክብሉ ገሊጾም’ዮም።

መብዛሕትOም ተጻወቲ ኩEሶ Eግሪ ኤርትራ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምዃኖም ከምቶም

ኣብ ቕድድም ብሽክለታን ጉያ Eግርን ዝወዳደሩ Eቱብ ቆላሕታ ከምዘይግበረሎም ዝሓበሩ

ገዳይም ተጻወትን ኣሰልጠንትን Eዞም ተጻወቲ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ግጥማት ከድምU

ኣይኽEሉን’ዮም ዝብል መደምደምታ ምብጽሑ ከምዘሕዘኖም ኣብሪሆም።

ኤርትራ ካብ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ ምንስሓባ ዳርጋ ኩሎም ኣባላት ናይታ ሃገራዊት ጋንታ

ከምዘይሰምUን ልምምድ የካይዱ ኣብ ዝነበሩሉ Eዋን ሃንደበት ከቋርጹ ከምዝተወሰነን ሬድዮ

ኤረና ብተወሳኺ ሓቢራ።

-----------------------------------------------------///////////////////-------------

--------------------------------

Page 3: News 03-04-2014

03/04/2014

ቕልውላው ሪፖብሊክ ማEኸላይ ኣፍሪቓ ንኣኼባ ኣፍሪቓን ኤውሮጳዊ

ሕብረትን ክብሕቶ ከም ዝኽEል ተገሊጹ።

ቢቢሲ ኣብ ዘወሃሃዶ ዜና ኣብ ሪፖብሊክ ማEኸላይ ኣፍሪቓ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ

ቕልውላው ንኣጀንዳ Eቲ ኣብ ብራስለስ ዝካየድ ኣኼባ ኣፍሪቓን ኤውሮጳዊ ሕብረትን

ክEብልሎ ከም ዝኽEል ገሊጹ።

Eቲ ኣኼባ ክካየድ ዝተወሰነ ኤውሮጳዊ ሕብረት ናብ ሪፖብሊክ ማEኸላይ ኣፍሪቓ ከዋፍሮ

ዝነበሮ ኣስታት 1000 ወተሃደራት ዝሓቖፈ ሓይሊ ዓቓቢ ሰላም ከም ዝተደናጎየ ብወግI

ድሕሪ ምግላጹ’ዩ።

ቕልውላው ሪፖብሊክ ማEኸላይ ኣፍሪቓ ንምEራፍ ኣስታት 6000 ወተሃደራት ኣፍሪቓዊ

ሕብረትን 2000 ወተሃደራት ፈረንሳን ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዘለው ኮይኖም ዘላቒ ፍታሕ

ግን ክርከብ ከም ዘይከኣለ’ዩ ዝግለጽ።

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪሙን’ውን ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቡ ብዛEባ Eቲ ኣብ ሪፖብሊክ

ማEኸላይ ኣፍሪቓ ተፈጢሩ ዘሎ ቕልውላውን ዘስዓቦ ክሳራን ጸብጻብ ከቕርብ ትጽቢት

ይግበር።

-------------------------------------------------------/////////////////-------------

--------------------------------

Page 4: News 03-04-2014

30/04/2014

ማሌዥያ ጠንቒ ምስዋር ነፋሪት መገዲ ኣየር’ታ ሃገር ሕንቕልሕንቕሊተይ

ዝኾነሉ ተኽEሎ ከምዘሎ ገሊጻ።

ቢቢሲ ዘወሃሃደ ዜና ከምዝረጋገጾ ቐዳማይ ሚኒስተር Iንዶነጂያ ናጅብ ራዛቕ Eታ ተሰዊራ

ዘላ ነፋሪት መንገዲ ኣየር’ታ ሃገር ብሰሪ ምንታይ ነቲ ሓደጋ ከምዘተቓልAት ዝሕብር ፍንጪ

ክሰኣን ይኽEል’ዩ ክብል ገሊጹ’ሎ።

Eቲ መስርሕ ከይተቛረጸ ይቕጽል’ኳ Eንተሃለወ MH 370 ዝዓይነታ ነፋሪት ማሌዥያ ናበይ

ኣቢላ ዝብል ሕቶ ግን ኣፋፍኖት ክርከቦ ኣይክኣለን።

ነዚ’ዩ ድማ ኣብቲ ፍንጪ ንምርካብ ዓለሙ ዝካየድ ዘሎ ጻEሪ ኣድሂቡ ንምዝርራብ ናብ

Aውስትራሊያ ዘምርሐ ቐዳማይ ሚኒስተር ናጀብ በቲ ኩነታት ተስፋ ከምዝቆረጸ ዘተንብህ

መግለጺ ሂቡ ዘሎ።

10 ነፈርትን 9 መራኽብን ኣብ ደቡባዊ ህንዳዊ ውቕያኖስ ጻEርታት ይገብራ’ኳ ተሃለዋ

ዝተረኸበ ኣፋፍኖት የለን።

8 መጋቢት 239 ተሳፈርቲ ሒዛ ካብ ኳላላምፑር ናብ ቤጅንግ ዝተበገሰት ነፋሪት ማሌዥያ

ናበይ ኣበለት ወይ ታይ ገጠማ ዝብል ሕቶ Eነሆ ሳይንስ በጺሐዮ ንዝብሎ ምEባለ

Eንዳተፈታተነ ሳልሳይ ሰሙኑ የሕሊፉ።

ውጽIት Eቲ ዝካየድ ዘሎ ጻEሪ ፍረ ክስኣኖ ግዳያት ንዝጽበዩ ስድራን ፈተውትን ተወሳኺ

መርድE ኮይኑ’ሎ ከም ጸብጻብ ቢቢሲ።

-------------------------------------------------------/////////////////-------------

--------------------------------

Page 5: News 03-04-2014

03/04/2014

ኔቶ ምስ ሩሲያ ዝነበሮ ኩለንተናዊ ምትሕግጋዝ ክቋረጽ ወሲኑ።

ቢቢሲ ዘወሃሃዶ ዜና ከምዝሓበሮ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻI ኣባል ሃገራት ኔቶ ምስ ሩሲያ

ዝነበረ ሲቪላውን ወተሃደራውን ምትሕግጋዝ ክቋረጽ ወሲኖም ኣለው።

ኔቶ ነዚ ውሳነ’ዚ ዝወሰነ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሩሲያ ኣብ ዩክሬይን ንዞባ ክሬምያ

ብምቑጽጻር ፈጺማቶ ዘላ ተግባር ብምቕዋም ዝወሰዶ ዘሎ ስጉምትታት Eዩ።

Eቲ ናይ ሩሲያ ተግባር ኣብ መላE ኤውሮጳ ንወለዶታት ዝሰግር ጸጥታዊ ስግኣት ክወርድ

ዝገብር’ዩ በሃሊ’ዩ ኔቶ።

ሩሲያ ካብቲ ምስቲ ዩክሬይን ዘዳብውብ ቦታ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ንዝብል ሪፖርት’ውን ኔቶ

ነጺጉዎ’ሎ።

ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዶብ ዩክሬይን ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ወተሃደራት ከም

ዘስፈረት’ዩ ክግለጽ ጸኒሑ።

ብወገን ሩሲያ ግን Eቶም ወተሃደራት ስሩE ታEሊም ክወስዱ ኣብቲ ከባቢ ዝንቐሳቐሱ

ዘለው’ዮም ምEራባውያን ንምንታይ ከም ዝጭነቓ ዘለዋ ግና ኣይርድኣንን ዝብል ስነሞገት’ዩ

ዝቐርብ ዘሎ።

--------------------------------------------------------/////////////////------------

--------------------------------